Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ኣሷ ሊጴርቪክአክቢጄይርጀእጀእቫ ከዕ ሀከዐ ህዕሀቧ ፌርይ የዕ ከዐ ከይ የዐሠከደ ይክ ህቪከዕህ አከዕፎ ከፎ ከ ከአ ሄዐህ ከ ከሏሃ ከ ዐጺ ሃ ህር እህርሯከከ ርንከይከርይህያዕፈ ፍከዕ ፅከርዑጻጀይ ከገፍ ዐ ፎዐክቪከሀይ ርከይ ህር ልበጺበሀፎ ፒፎርገፎ ፍከዕ ከፎገርፍፅ ሂፎ ሃሯኳ የከፍ ጢርዚ ከኘ ርዕ ሀ ከወነ ኣነ ኮይነ ንሕና ንና ንስኻ ኔንካ ንስኻትኩም ኩንኩም ንስኺ ንኪ ንስኻትክን ኩንክን ንሱ ኮይኑ ንሳቶም ኮይኖም ንሳ ኮይና ንሳተን ኮይነን ለ ገበረ ገይረ ጌርካ ጌርኪ ገይሩ ገይራ ሐ መወተ ሞይተ ሜትካ ሜትኪ ሞይቱ ሞይታ ግን ኣይኣቱን። ሜትና ሜትኩም ሜትክን ሞይቶም ሞይተን ጌርና ጌርኩም ጌርክን ገይሮም ገይረን ለይሰ ሌስካ ሌሰኪ ለይሱ ለይሳ ሌስና ሌስኩም ሌለክን ለይሶም ለይስን ኣስተውዕልቶ እቲ የ ፊደል ወይ ድምጺ ኣብ ይ ኣካል ዚዝውተር እኳ እንተ ኾነ ምስ ሳልሳይ ኣካላት ሕሱፍን ምስ ቅጽላዊ ሓረጋትን ግን ኣይዝውተርን ኢዩ። ንኣብ እቶም ዓሚ ዝኸዱ ገያሾ እቲ ጻዕዳ ዝጸጐሩ ስብኣይ እቲ በሊሕ ዝኣፉ መላጸ ፅስራ ዝኣባላቱ ኮሚተ ብጫ ዝቼርበቶም ዓሌት በዓል ወዲ በዓል ኪበዝሕ ክሎ ሰብ ይኸውንወዲ ኸኣ ደቂ ይኸውን በል ል ማይ ሰብ ማይ ወድስብ ደቅሰብ ረቂቕ ስምን ግስን ስሓቕ ግሲ ስሓቕ ረቂቕ ስም ጥራሕ ጥራይ ክሳዕ ክሳብ ጥራሕ ብዘይ ክዳን ምኻን ጥራይ ብሕቲእንኮ ክሳዕ መለክዒ ግዜ ክሳዕ ጽባሕ ክሳብ መለክዒ ቦታ ክሳብ መንደፈራ መጀመርታ መጀመርያ መጀመርታ ስም መጀመርታ ዘይብሉ እዋን መጀመርያ ቅጽል መጀመርያ ፍቕሪ ስርሑ ስራሑ ስርሑ ናይ ስርሐ ትእዛዝ ስራሑ ናቱ ስራሕ ንሱ ናብ ስራሑ ክይዱ የሎን የላን የልቦን ንዘይውሱን ሕቶ ይምልሽ ሽኮር ኣሎዶ የልቦን ናይ እ ምጐዳል ኣብ ቋንቋ ትግርኛሓደ ቃል ብሳልስ ምስ ዚውድእኪበዝሕ ከሎ እቲ ሳልስ ናብ ሳድስ ይልወጥ ኢዩ።
ኣብ ትግርኛ ሓደ ምሉእ ሓሳባት ክልተ ተሰሓቢ ክስም ኪሀሉዎ ይኸእል ኢዩ። ሓድሓደ ጊዜ ግን እቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቃል ከም መንጸባራቼ ዘይኮነስ ከም መረጋገጺ ኮይኑ ይሰርሕ ኢዩ። ንሱ ኢዩ። ሪ ብቿንቋ ትግርኛ ንሓደ ግሲ ናብ ኣሉታ ንምልዋጥ ኣይ ኣብ ቅድሚ ግሲ ን ከኣ ኣብ ድሕሪ ግሲ ነቐምጥ። ክልተ ናይ ሳብእ ድምጺ ከይደጋገም ንሰኸን ትኾና ንስኹም ትኾኑ ንሱ ይኸውን ንሳ ትኸውን ሃለወ ኣነ እህሉ ኣሎኹ ንስኻ ትህሉ ኣሎኻ ንስኺ ትህልዊ ኣሎኺ ንስኸን ትህልዋ ኣሎኽን ንስኹም ትህልዉ ኣሎኹም ንሱ ይህሉ ኣሎ ንሶም ይህልዉ ኣለዉ ንሳ ትህሉ ኣላ ንሰን ይህልዋ ኣለዋ ንሳቶም ይኾኑ ንሳተን ይኾና ንስኻትኩም ትኾኑ ንስኻትኩን ትኾና ንሕና ንህሉ ኣሎና ንስኻትኩምትህልዉኣሎኹም ንስኻትክን ትህልዋ ኣሎኸን ንሳተን ይህልዋ ኣስዋ ንሳቶም ይህልዉ ኣለዉ ንርኢ ኣብዚ ክንግንዘቦ ዘሎና ግን ምንምኳ ኣሉታዊ ሓሳባት ንምግሳጽ በቲ ኣብ ሳዕሊ ተጠቼሉ ዘሎ ኣገባብ ማለት ኣይን ኣይግሲን ንጥቀም እንተ ኾንና ኣብ ናይ ምህሳውን ናይ ዋንነትን ግሲ ግና ካብቲ ሕጊ ከነልግስ ንግደድ ኣሉታ ኣነ እየ ኣነ ኣይኮንኩን ኣነ ኣይእየን ኣይበሃልን ኣነ ኣሎኒ ኣነ የብለይን ኣነ ኣይኣሎኒን ኣይበሃልን ሸኬ እምበኣር ናብ ካልእ ኩነታት ግሲ ቅድሚ ምሕላፍና ግሲ እዋናት ከመልክት ከሎ ዘርእዮ ምልውዋጥን ባህርያትን ንርአ። ሕቶ ኣነ እበልዕዶ በልዐ እትብል ቃል ኣርቢሕና ንመልከት ኣነ እበልዕ ንሕና ንበልዕ ንስኻ ትበልዕ ንስኻትኩም ንስኹም ትበልዑ ንስኺ ትበልዒ ንስኻትክን ንስኸን ትበልዓ ንሱ ይበልዕ ንሳቶም ንሶም ይበልዑ ንሳ ትበልዕ ንሳተን ንሰን ይበልዓ ንስኹም ትበልዑ ንስኸን ትበልዓ ኣብዚ እንታይ ንርዳእ መሽ ሽባ ኣብ ቀዳማይ ኣካል ነጸላ መበገሲ ፊደል እ ኢዩ ይ ኣብ ቀዳማይ ኣካል ብዙሕ መበገሲ ፊደል ኢዩ ይ እብ ካልኣይ ኣካል ነጸሳን ብዙሕን መበገሲ ፊደል ት ኢዩ ይ ኣብ ሳልሳይ ኣካል ነጸሳን ብዙሕን መበገሲ ፊደል ይኢዩ ይ እብ ሳልሳይ ኣካል ነጸላ ኣንስታይ ጾታ መበገሲ ፊደል ት ኢዩ ይ እተን ኣብታ ሱር ግሲ ዝኾነት ቃል በልዐ ዘለዋ ከልተ ቀዳሞት ፊደላት ፈጺመን ኣይልወጣን ኢየን በል። ንኣብ ኣነ ከበልዕ እየ ጸሓይ ክትበርቕ ኢያ ኣሌሉታ ኣነ ኣይክበልዕን እየ ሕቶ ኣነ ከበልዕ ድየ ናይ ትንቢት ጊዜ ንምጃም ነቲ ናይ ህሉው ጊዜ ግሲ ኣብ ቅድሚኡ ክ ዚብል ፊደል ነቐምጠሌ ኣብ ድሕሪኡ ኸኣ ናይ ኢዩ ረባሕታ ነንብረሉ። ንኣብቶ ከወነ ባረኸ ወርወረ ደንገጸ ኣህተፍተፊ ኣብ ናይ ትግርኛ ግስታት ዝጠብቕ ወይ ዝተርር ፊደል እንተሎ ኣብቲ ሰለስተ ዝፊደሎም ግስታት ጥራይ ኢዩ ዚርክብ ንሱ ድማ ኩሉ ጊዜ እቲ ማእከላይ ፊደል ኢዩ። ንኣብ እቲ ኣንበሳ ብሃብቶም ተቐቲሉ እብዚ ኣሰራርዓዚ ኣብ ቅድሚ በዓልቤት ብ ኣብ ቅድሚ ግሲ ኸኣ ተ ኣትዩ ንርኢ ዝመከሕቧሲሷ ተስሓቢ ኪብሃል ከሎ የግዲ ስም ኪኸውን ኣየድልን ኢዩ ክንድስም ተሰሓቢውን ኣሎ። ሰራሒ ኣስራሒ ኣሳራሒ አሰራራሒ ተሰራሒ ተሳራሒ ተሰራራሒ ጸሓፈ ኣጽሓፈ ኣጻሓፈ ኣጸሓሓፈ ተጻሕፈ ተጻሓፈ ተጸሓሓፈ በልዐ ኣብልዐ ኣባልዐ ኣበላልዐ ተበልዐ ተባለዐ ተበላልዐ ነዚ ግሰታት እዚ ምሰ እንዝርዝሮ ነዊሕ ምኻኑ ንርኢ ንኣብ ቀተለ ሰራሒ ቀተለ ኣስራሒ ኣቕተለ ንሓደ ሰብ ብኻልእ ሰብ ክም ዚመውት ገበረ ኣሳራሒ ኣቃተለ ኣብ ምቕታል ሓገዝ ኣሰራራሒ ኣቀታተለ ንሓደ ሰብ ወይ ጉጀለ ብሓደ ሰብ ወይ ብጉጅለ ከም ዚመውት እቲ ሓደውን ከም ዚመውት ማለት እቲ ሓደ ነቲ ሓደ እቲውን ነቲ ከም ዚቐትል ገበረ ተሰራሒ ተቐትችለ ካልእ ሰብ ብዝፈጸሞ ቅትለት ሞተ ቲሰራሒ ተቓተለ እቲ ሓደ ነቲ ካልእ ቀተለ ተሰራራሒ ተቐታተለ እቲ ሓደ ነቲ ካልእ ቀተለ እቲ ካልእውን ነቲ ሓደ ቀተለ ኣስተውፅል ከም ደቀስ ከየደ መወተ ሓምበሰ ጐየየ ዚኣመስሉ ግሳት ተሳዢርቲ ስለ ዘይኮኑ ኣብ ተሰራሒን ተሰራራሒን ዘለዎም ቦታ ነቲ ባህርያቶም ይልውጦ ኢዩ። ሰሎሞን ከም ኣንበሳ ሓያል ኢዩ ጐራሓት ከም ተመን ገርህታት ከም ርግቢት ኩኑ ጨካን ከም ሞት ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ብቕጽል ጌርካ ምንጽጻጓርን ምውድዳርን ምብልሳጽን ዘይከኣል ስለ ዝኾነ ሽሕኳ ኣብቲ ኣርእስቲ ናይ ቅጽል ምንጽጻር ኢልናዮ እንተሎና ብሓቂ ኣዘራርባ ግን ናይ ግሲ ምንጽጻር ኢዩ። ንኣብ መላገጺ መታለሊ ንኣብ ኣነ ካብ ዮናስ እህብትም ካብ ግሲ ሃብተመ ንሱ ካባይ ይደኪ ካብ ግሲ ደኸየ መዘኻኸሪ ናይ ቅጽል ምንጽጻር ምእንቲ ኪበሃል እቲ ናይ ህሉው ግሲ ቀጥ ኢሉ ካብ ቅጽል ዝወጸ ኪኸውንይግባእ። ንሱ ኣብ ምሉእ ዓለም እቲ ኣዚዩ እተፈልጠ ስብ ኢዩ። ካብ ቅድሚ ኣብ ድሕሪ ኣብ ትሕቲ ምስ ብ ካብ እንዳ ክም ኣብ መንጎ ኣብ ማእከል ን ናብ ምእንቲ ስለ ናይ ንኣብ እታ ድሙ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰደቓ ኣላ ነ ኣብ ገዛይ ኣስኹ መስፍን ካብ ግብጺ መጺኡ ኣብረህት እንዳ መብራት ክይዳ ጎቲ ሰራዊ ብኻራ ወጊኡዎ እቲ ሕጻን ምሳኹምምስ ኣኹምኪኸይድ ደልዩ ከማይ ከምኣይ ክትኮኑ ጸዓሩ ናብኡ ንጸጋዕሞ ኪርህወና ኢዩ ናይ ሰሎሞን ማኪና ሰሪቐምዋ ቃለ ኣጋንኖ ምግራምን ምድናቕን ምፍራህን ብሓጺሩ ብርቱዕ ስምዒታት ዚገልጽ ክፍሊ ሰዋስው ኢዩ። ንኣብ ኣነ ናብ ቤት ትምህርቲ እኸይድ ምሉእ ሓሳብ ኣነ ክሰም በዓልቤት ናብ መሰተዋድድ ቤት ትምህርቲ ሰም ናይ መሰተዋድድ ተሰሓቢ እኸይድ ግሲ ዘይሳገር ናይ ከየደ ህሉው ሐበሬታ እብ ቋንቋ ትግርኛ ዝበዝሕ ጊዜ ብዘይ መሰተዋድድ ኪጸሓፍን ኪዝረብን ይከኣል ኢዩ እንተኾነ ግን እቶም ኪሕደጉ ዚኸእሉ መሰተዋድድ እተወሰኑ ኢዮም ንኣብ ንሳ ኣብ ገዝኣ ኣላ ንሳ ገዝኣ ኣላ ንሱ ንዓዱ ከይዱ ንሱ ዓዱ ከይዱ ናይ ከተማ ነበርቲ ነበርቲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣፍላጋት ኣፍላጋት ኤርትራ ታሉ ረታ ነ ኣብ ሓደ ምሓሳብ ዚርክቡ ቃላት ኣሰራርዓኦም ከምዚ ዚሰዕብ ኢዩ። ይኹንምበር ኣብ ሴማውያን ቋንቋታት እንተ ተመል ከትና እቲ ከም ሱር ግሲ ኮይኑ ዚዝውተር ቃል መብዛሕትኡ እዋን ስሉስ ፊደል ኮይኑ ሕሉፍ ተባዕታይ ንጽል ሳልሳይ ኣካል ኢዩ። ንኣብ ምምላእ ካልኣይ ፊደሉ ኪፈኩስ ከሎ ምሉእ ምግባር ካልኣይ ፊደሉ ኪተርር ከሎ ለኪሙ ምኻድ ማለት ኢዩ ስማዊ ግሲ ከም ስም ኮይኑ ዚሰርሕ ግሲ ወይ ከኣ ብሓጺሩ ከም ናይ ሓደ ስም ጠባይ የርኢ ኢዩ ኣነ ምብካይ ኣይፈቱን ኣነ ከም ምስሓቕ ገይሩ ዚፍተወኒ ኩነት የልቦን ንሱ ኣብ መመዓልቲ ምስካር ኣይጸልእን ኢዩ ከንብል ከሎና ምብካይ ምስሓቕ ምስካር ልከዕ ከም ናይ ስም ጠባይ ከም ዘስዎም ንርእ። ምሉእ መዓልቲ ክሰክር ሰለ ዚውዕል ጽጉዕ ሓረግ ንሱ ኣይሰምዓካን ኢዩ ቀንዲ ሓረግ ሽሕኳ ከም ዓርኪ ኬንካ ጽጉዕ ሓረግ እንተ መዓድካዮ ጽጉዕ ሓረግ ኣብዚ ኣብ መወዳእታ ጠቼስናዮ ዘሎና ምሓሳብ እቲ ቀንዲ ሓረግ ንሱ ኣይሰምዓካን ኢዩ ዚብል ኢዩ። ንኣብ ንሱ ጅግና ኢዩ። ጅግና ቅጽል ኢዩ ንሱ ኣብ ዓድዋ እተዋዊግአ ኢዩ። ኣቦይ ላሕሚ ኣላቶ ኣቦ በዓልቤት ናይ ሓባር ስም ተባዕታይ ይ ናይ ዋንነት ቅጽል ድሕረጥብቆ ላሕሚ ተስሓቢ ናይ ሓባር ስም ኣንስታይ ንጽል እኣላቶ ሃለወትኦ ሃለወት ናይ ሃለወ ግሲ ህሉው ግዜ ይ ኣካል ኣንስታይ ት ሕሉፍ ይ ኣካል ንጽል ኣንስታይ ድሕረ ጥብቆ ኦ ተስሓቢ ክስም ንኣኡ ማለት ኢዩ ሰሎሙን ክልተ ጽቡቓት ደቂ ወሊዱ ሰሎሙን በዓልቤት ግላዊ ስም ክልተ ናይ ኣሃዝ ቅጽል ተርታዊ ንደቂ ይውስን ጽቡቓት ናይ ቅርጺ ቅጽል ብዙሕ ደቂ ተሰሓቢ ናይ ሓባር ስም ብዙሕ ወሊዱ ወሲድኡ ናይ ወስደ ግሲ ሕሉፍ ግዜ ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ኡ ንሱ ዘመልክት ድሕረጥብቆ ብፍቕሪ ተመላለሱ እምበር እከይ ኣይትግበሩ ንስኻትኩም ስዉር በዓልቤት ግላዊ ክስም ይ ኣካል ብዙሕ ብፍቕሪ ብ ፍቕሪ ተውሳክግስ ተመላለሱ ግሰ ትእዛዝ ይ ኣካል ብዙሕ ተባዕታይ ናበይ ትኸይድ ኣሎኻ ንስኻ ስዉር በዓልቤት ግላዊ ክስም ይ ኣካል ንጽል ናበይ ናይ ቦታ ተውሳከግስ ትኸይድ ኣሎኻ ከየደ ግሲ ህሉው ቀጻሊ ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ አታ ርጉም። ኣታ ረጃሒ ክንድስም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ርጉም ናይ ዓይነት ቅጽል ተባዕታይ ንጽል ካበይከ ካብ ኣበይ ከ ካብ መስተዋድድ ኣበይ ናይ ቦታ ተውሳከግስ ከ መስተጻምር መጻእካ መጸእካ ናይ መጽአ ግሲ ቅዱም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ካ ናይ ይ ኣካል ግሳዊ ድሕረጥብቆ በል እስክ ውቕዓኒ ኽኻ ስዉር በዓልቤት ግላዊ ክ ስም ይ ኣካል ንጽል በል ናይ በሃለ ግሲ ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ትእዛዝ ፈትን ማለት ኢዩ እስከ መስተጻምር ውቕዓኒ ውቓዕ ኒ ውዕ ካብ ወቕዐ ግሲ ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ትእዛዝ ኒ ተሰሓቢ ክ ሰም ይ ኣካል ንጽል ንኣይ ማለትዩ በቲ ግዜቲ ህዝቅያስ ናብ ሞት ክሳዕ ዚቐርብ ሓመመ እሞ ንእግዚኣብሔር ለመነ በቲ ብእቲ ብ መስተጻምር እቲ ድርብ መመልከቲ ቅጽል እቲ እቲ ግዜ ረቂቕ ስም ንጽል እቲ ድርብ መመልከቲ ቅጽል እቲስም እቲ ህዝቅያስ በዓልቤት ግላዊ ስም ተባዕታይ ናብ መስተዋድድ ሞት ረቂቕ ስም ክሳዕ ናይ ጊዜ መስተዋድድ ዚቐርብ ዝ ይቐርብ ዝ መስተጻምር ምስ ከሳዕ ዚዝውተር ይቐርብ ናይ ቀረበ ግሲ ህሉው ይ ኣካል ንጽል ሓመመ ግሲ ቅዱም እሞ መስተጻምር ን መስተዋድድ እግዚኣብሔር ግላዊ ስም ተስሓቢ ተባዕታይንጽል ለመነ ግሲ ቅዱም ኣበሳልዓኻ እንተ ዘይ ኣጸቢቕካ ክትስጐጐ ኢኻ። ንስኻ ስዉር በዓልቤት ክሰም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ኣበሳልዓኻ ኣበላልዓኻ ተሰሓቢ ኣበሳልዓ ካብ በልዐ ዝወጸ ናይ ኣገባብ ተውሳክግስ ኻ ናይ ዋንነት ክስም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ እንተዘይ ኣጸቢቕካ እንተ ዘይ ኣጸቢቕ ካ እንተ ምኸንያታዊ መስተጻምር ዘይ ምስ መስተጻምር እንተ ዚኸይድ ናይ ኣሉታ ተውሳከግስ ኣጸቢቕ ኣጸበቐ ግሲ ኣሰራሒ ቅዱም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ካ ክስም ድሕረ ጥብቆ ንስኻ ክትስጐጐ ኢኻ ግሰ ትንቢት ጊዜ ይ ኣካል ተባዕታይ ንጽል ንሱ ብሓቂ ተቓሊሱ ኢዩ ንሱ በዓልቤት ክንድስም ይ ኣካል ንጽል ተባዕታይ ብሓቂ ተውሳካግስ ን ተቓለሰ ይውስን ተቓሊሱ ተቓለሰ ግሲ ሕሉፍ ይ ኣካል ተባዕታይ ንጽል ኢዩ ናይ ምሀሳው ግሰ ሀሉው ጊዜ ዓጻዊ ግሲ ንሳቶም እናበልዑ ይኸዱ ነበሩ። ንሳቶም በዓልቤት ክንድሰም ይ ኣካል ብዙሕ ተባዕታይ እናበልዑ እና በልዑ እና ናይ ምድግጋም ተውሳከግስ በልዑ ግሲ ቅዱም ይ ኣካል ብዙሕ ተባዕታይ ይኸዱ ነበሩ ግሲ ሕሉፍ ቀጻሊ ይ ኣካል ብዙሕ ተባዕታይ እናበልዐት ክትከይድ ከላ ርእየያ ንላ ሰዉር በዓልቤት ይ ኣካል ኣንስታይ ንጽል እናበልዐት እና በልዐት እና ናይ ምድግጋም ተውሳከግስሰ በልዐት ግሲ ቅዱም ይ ኣካል ኣንስታይ ንጽል ከላ ምሰ እና ዚኸይድ ሓጋዚ ግስ ርእየያ ርእየያ ርእየ ግሲ ሕሉፍ ጊዜ ያ ተስሓቢ ክሰም ንኣኣ ማለትዩ ንሕና መጺእና ኣሎና ንሕና በዓልቤት ይ ኣካል ብዙሕ መጺአ ና ሕሉፍ ግሲ ናይ መጽኣ ና ንንሕና ዘመልክት ድሕረጥብቆ ደቂቕ ክንድስም ኣሎና ሓጋዚ ግሲ ካብ ሃለወ ዝወጸ መጺእና ኣሎና ናይ ቀረባ ሕሉፍ ይ ኣካል ብዙሕ ምስቲ ዝበደለካ ምትዕራቕ ጽቡቕዶ ኣይኮነን ንስኻ ስዉር በዓል ቤት ይ ኣካል ተባዕታይ ንጽል ምስቲ ምሰ እቲ ምስ መስተዋድድ እቲ ኣመልካቲ ቅጽል ተባዕታይ ዝበደለካ ዝ በደለካ ዝ ኣዛማዲ ተውሳከግስ ምትፅራቕ ካብ ተዓረቐ ሰማዊ ግሲ ኣርእስቲ ጽቡቕ ናይ ዓይነት ቅጽል ንጽል ተባዕታይ ዶ ናይ ሕቶ ድሕረ ጥብቆ ኣይኮነን ኣይ ከወነ ን ኣይን መቕወሚ ኣሉታ ከወነ ግሲ ቅዱም ምስ መን ኢናሞ እንዛረብ ምስ መስተዋድድ መን ናይ ሕቶ ክስም ኢና ናይ ምሀላው ግሲ ዓጻዊ ይ ኣካል ብዙሕ ሞ እሞ መስተጻምር እንዛረብ እ ንዛረብ እ ኣዛማዲ ተውሳከግስ ንዛረብ ናይ ተዛረበ ህሉው ይ ኣካል ብዙሕ ምስ ኳና ኮይኑ ይዓጹ ክንደይ ኮን ሂባትሉ ትኸውን ክንደይ ናይ ሕቶ ክስም ኮን ደኾን ዶ ይኸውን ናይ ከወነ ህሉው ግዜ ሂባትሉ ውሂባ ትሉ ወይ ከኣ ወሃበት ሉሌ ውሂባ ሕሉፍ ግሲ ት ሉ መስተዋድዳዊ ኩሰም ሉ ንኣኡ ንምግዛእ ትኸውን ናይ ህሉው ግዜ ግሲንጽል ኣንስታይ ምጥርጣር የመልክት ንሕና እንተ ንኸውን ስቕ ኢልና ኣይምረኣናዮን ንሕና በዓል ቤት ክሰም ይ ኣካል ብዙሕ እንተ ምኸንያታዊ ተውሳከግስ ንኸውን ናይ ከወነ ግሲ ህሉው ግዜ ይ ኣካል ብዙሕ ስቕ ሓውሲ ግሲ ግሲ ደላዬ ኢልና ብሂልና ናይ በሃለ ሕሉፍ ኣይምረኣናዮን ኣይምረኣና ዮን ኣይ ናይ ኣሉታ ተውሳከግስ መበገሲ ቅድመ ጥብቆ ም ናይ ምኸንያታዊ ግሲ መበገሲ ቅድመ ጥብቆ ረኣና ግሲ ረኣየ ቅዱም ይ ኣካል ብዙሕ ዮ ተሰሓቢ ክስም ነቲ ሰብ ወይ ነቲ ነገር ን ናይ ኣሉታ ተውሳከግስ ድሕረ ጥብቆ ንሳ ኢጣልያዊት እንተ ትኸውን ደኣ ስለምንታይ ጥልያን ዘይትዛረብ ንሳ በዓልቤት ክንድስም ይ ኣካል ንጽል ኣንሰታይ ኢጣልያዊት ኢጣልያዊት ናይ ወገን ቅጽል ዊት ናይ ወገን ቅጽል ድሕረጥብቆ ኣንስታይ ንጽል ሾ ሥ እንተ ምኽንያታዊ ተውሳከግስ ትኸውን ግሲ ከወነ ህሉው ግዜ ደኣ ኣፍራሲ መስተጻምር ስለምንታይ ናይ ሕቶ ተውሳከግስ ጥልያን ረቂቕ ስም ተስሓቢ ዘይትዛረብ ዚ እይ ትዛረብ ምኸንያታዊ ተውሳከግስ ሓረግ ዘ ኣዛማዲ ተውሳከግስ ኣይ ኣሉታዊ ተውሳከግሰ ቅድመጥብቆ ትዛረብ ግሲ ተዛረበ ህሉው ይ ኣካል ንጽል ኣንስታይ ሺሪ እ ዓቢይ ትንተና ያይ ምዕራፍ እዚ ትንተናዚ ነቲ ምሌእሓሳብ ብሓረጋዊ መገዲ ዚርእዮ ኢዩ። ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ሓደ ምሉእሓሳብ ኣሰራርዓ ቃላት በዓልቤት ተሳሓቢ ግሲ ኢዩ። እተደራረበ ምሉእ ሓሳብ ፈው ቀንዲ ሓረግ ሀ እታ ሰበይቲ ከኣ መጺኣ ሰገደትሉ ሊ እታ ሰበይቲ ኩሉ እቲ ሓቂ ነገረቶ ሀ እታ ሰበይቲ ከኣ መጺኣ ሰገደት ሉ በዓልቤት ግሲ ወይ ከኣ ተውሳከግስ ብምምጻእ ማለት ኢዩ ግሲ ተሰሓቢ ለ እታ ሰበይቲ ኩሉ እቲ ሓቂ ነገረት ኦ በዓልቤት ተሰሓቢ ግሲ ዳግማይ ተሰሓቢ ንኣኡ ጽጉዕ ሓረግ ሀ እቲ ኣብኣ ዝኾነ ነገር ፈሲጣ ነበረት እሞ ለ ፈሪሃ ራዕራዕ እናበለት ሀ ናይ ምኽንያት ተውሳከግሳዊ ሓረግ ለ ናይ ኣገባብ ተውሳከግሳዊ ሓረግ እግዚኣብሄር ሰናይ ኢዩ ብመዓልቲ ጸበባ ዕርዲ ኢዩ። ንኣብ እቶም ዓሚ ዝኸዱ ገያሾ እቲ ጻዕዳ ዝጸጐሩ ስብኣይ እቲ በሊሕ ዝኣፉ መላጸ ፅስራ ዝኣባላቱ ኮሚተ ብጫ ዝቼርበቶም ዓሌት በዓል ወዲ በዓል ኪበዝሕ ክሎ ሰብ ይኸውንወዲ ኸኣ ደቂ ይኸውን በል ል ማይ ሰብ ማይ ወድስብ ደቅሰብ ረቂቕ ስምን ግስን ስሓቕ ግሲ ስሓቕ ረቂቕ ስም ስዓል ግሲ ስዓል ረቂቕ ስም ድርቂ ድሩቕ ላኻ ወይ ርግሀ ደርቂነቕጺ ገዓት ብጠስሚ ዚብላዕ ዝበሰለ ብሑቕ ግዓት ናይ ገዓተ ትእዛዝ ግፅዞ ናይ ገዓዘ ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ኣልገስረቂቕ ስም ጐዕዞ ናይ ተጓዕዘ ገየሸ ረቂቕ ስም ጥራሕ ጥራይ ክሳዕ ክሳብ ጥራሕ ብዘይ ክዳን ምኻን ጥራይ ብሕቲእንኮ ክሳዕ መለክዒ ግዜ ክሳዕ ጽባሕ ክሳብ መለክዒ ቦታ ክሳብ መንደፈራ መጀመርታ መጀመርያ መጀመርታ ስም መጀመርታ ዘይብሉ እዋን መጀመርያ ቅጽል መጀመርያ ፍቕሪ ስርሑ ስራሑ ስርሑ ናይ ስርሐ ትእዛዝ ስራሑ ናቱ ስራሕ ንሱ ናብ ስራሑ ክይዱ የሎን የላን የልቦን የሎን ንውሱን ሕቶ ይምልሽ ስምኦን ኣሎዶ የሎን እቲ መጽሓፍ ኣብኡ ኣሎዶ የሎን እታ ማኪና ኣብኡ ኣሳላዶ የላን የልቦን ንዘይውሱን ሕቶ ይምልሽ ሽኮር ኣሎዶ የልቦን ናይ እ ምጐዳል ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ኣዛመድቲ ቅድመጥብቆ ኪተርፉ ኣይግባእን ተጽግበኒ ቅጫስ ኣብ መኞሎኣ ከላ እፈልጣግጉይ እተጽግበኒ ቅጫስ ኣብ ቅኑዕ እታ ትበልዕ ዘላ ኣድጊ ግጉይ እታ እትበልዕ ዘላ ኣድጊ ቅኑዕ ፍሉይ ብዝ ኣብ ቋንቋ ትግርኛሓደ ቃል ብሳልስ ምስ ዚውድእኪበዝሕ ከሎ እቲ ሳልስ ናብ ሳድስ ይልወጥ ኢዩ።