Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ካብ ምልኪ ናብ ሓርነት ኣብ ዝግበር ናይ መጀመርያ ጎስጓስ ክህሉ ዝኸእል ውጽእ ፖለቲካዊ ተግባራት ብስፍሓቱ እተወሰነ እዩ። ኩነታት ናይ ሕብረተሰብ ዝዕመም ነገር እዩ። ዝብል ብሂል ሓቂ እዩ። ብኸምዚ ዓይነት ቃልሲ ዝጭበጥ ሓርነት ነባሪ እዩ። ዝ ሮ እሀዐዐ ዐ እዐዘሀሮዘ ርቨዐዘ ክኪ እዲ ፎ ዩክሂ ዝብል መጽሓፍ እተወስደ እዩ። ዘይእሩም ወስታታት ኣብ ልዕሊ ውልቀሰባት ዝግበር ጸቕጢ ንሰበስልጣን ምሽቓል ብሰበስልጣን ምብጫው ምትዕርራኸ ምቁማት ድራማን ሙዚቃን ምዝማር ዓጀባ ምረሻ ምርኢታዊ ሰልፊ ሃይማኖታዊ ዓጀባ ንግደት ዓጀባ ብመኻይን ንምውታን ምኸባር ፖለቲካዊ ሓዘን ናይ ይምሰል ስርዓተቐብሪ ወግዓዊ ስርዓተቀብሪ ኣብ ስርዓተቐብሪ ዝወሃብ መግለጺ ህዝባዊ ባይቶታት ናይ ደገፍ ወይ ተቓውሞ ዋዕላታት ናይ ተቓውሞ ኣድማ ቅጽበታዊ ርሕጓጠ በርቃዊ ኣድግ ሕርሻዊ ኣድማ ኣድማ ምኾታት ስራሕ ሓሚመጸሚመ ኣድማ ብብኩራት ውሱን ኣድማ እተለለየ ኣድማ ብዝሐኢንዱስትራዊ ኣድማ ኣሐፊሽካ ኣድማ ሓፈሻዊ ኣድማ ውህድት ኣድማን ቁጠባዊ ዕጽዋን ሃፈ ኃረማሣጳ ሓፈሻዊ ዕጽዋ ቁጠባዊ ዕጽዋ ኣገባባት ፖለቲካዊ ሕንገዳ ነጸግታ መዚ ተማእዛዝነት ምንፋግ ህዝባዊ ደገፍ ምኸላእ ብመደረን ስነጽሑፍን ተቓውሞ ምፐስጓስ ሕንገዳ ዜጋታት ኣንጻር መንግስቲ ትሕስምቲ ሓገግቲ ኣካላት ትሕስምቲ ምርጫ ትሕስምቲ መንግስታዊ ክፍልታት ትካላትን ኣካላትን ካብ መንግስታዊ ትምህርታዊ ትካላት ምንስሓብ ትሕስምቲ ብመንግስቲ ዝድገፉ ትካላት ምስ ፈጸምቲ ኣካላት ደይመደይ ኢልካ ዝግበር ናይ ምጐታትን ሕንገዳን ተግባር ወተሃደራዊ ናዕቢ ዘቤታዊ መንግስታዊ ተግባር ለውጢ ኣብ ዲፕሎማስያውን ካልእን ውክልናታት ዲፕሎማስያዊ ኣጋጣምታት ምድንጓይን ምስራዝን ዲፕሎማስያዊ ተፈላጥነት ምንስሓብ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ምብታኸ ካብ ኣህጉራዊ ውድባት ምግላፍ ኣገባባት ዘይጎነጻዊ ኢድኣእታውነት ስነኣእምሮኣዊ ኢድኣእታውነት ነብሰምቅላዕ ንባእታታት ጾም ሀ ጸም ሞራላዊ ጸቕጢ ለ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ሐ ሳትያግራሃዊ ጾም ምግልባጥ ፍርዲ ዘይጎነጻዊ ምብስባስ ኣካላዊ ኢድኣእታውነት ምርያዕ ዘዘው ምባል ምውጣሕ ምንፍሓኹ ሆጭ ምባል ምጽላት ዘይጎነጻዊ ተርግእ ብኣየር ዘይጎነጻዊ ህጁም ዘይጎነጻዊ ኩልፈት ዘይጎነጻዊ ምኾኙታት ዘይጎነጻዊ ጎበጣ መሬት ብኸርደና ዘይምጽዓድ ትምየና ብፖለቲካዊ ድርኺት ጎሳዬ ዕድጊ ንንብረት ምምንዛዕ ምጐሓፍ ብሕሱር ዋጋ ምሻጥ መሚሜኻ ምድጋፍ ኣማራጺ ዕዳጋታት ኣማራጺ ስርዓተመጎዓዝያ ኣማራጺ ቁጠባዊ ትካላት ፖለቲካዊ ኢድኣእታውነት ኣብ ምምሕዳራዊ ስርዓታት ጻዕቂ ስራሕ ምፍጣር መንነት ምስጢራውያን ሰለይቲ ምቅላዕ ክትእሰር ምድላይ በርጌሳዊ ዘይተማእዛዝነት ንዝሁም ሕግታት ብዘይምትሕብባር ምስራሕ ድርብ ልኡላውነትን ተማዓዳዊ ተካኢ መንግስትን መዘኻኸሪ ብዛዕባ ምትርጓምን ምብዛሕን ናይዚ ሕትመትዚ ንዝርገሐ ክምችእ መታን እዚ ሕትመትዚ ንህዝባዊ መዓላ ፍቹድ እዩ። ንዘይጎነጻዊ ቓልስን ካልኦት ኣምራትን ብልክዕ ክገልጽ ዝኸእል ናይ ካልእ ቋንቋ ቃላት ከምቲ ዝድለ ዘይማዕበለ ክኸውን ይኸእል እዩ። ብዛዕባዚ ዓውደፍልጠት እዝን ብዛዕባ ኣብዚ ጽሑፍዚ ሰፊሮም ዘለው ኣምራትን ቃላትን ብዘለዎም ፍልጠት ውን ይምዘኑ። ብዝተኻእለ መጠን ተርጓምን ገምጋምን ንሓድሕዶም ዘይፋለጡ እንተኾኑ ዝሓሸ እዩ። እዚ ዝኸውን ነቲ ምትርጓም ዝመወለ ውልቀሰብ ወይ ጉጅለ ብዝህቦ ፍርዲ መሰረት እዩ።
ገከ ላክር በርበ በከኪክኬ እርዲ ህኘ ኩርርቪ ክ እፈሊ ል ር ሀሃል ዉል በጳ በርህበር ሃፎኩጨሺፎ ህህገላዝሇቋርርበ እ ትሕዝቶ መእተዊ ሓደ ንምልኪ ብኸውንነታዊ መገዲ ምግጣም ዘይተወደአ ጸገም ሓርነት ብጎነጽ ዕልዋ መንግስቲ ምርጫ ሓገዝ ሓይልታት ወጻኢ ንመሪር ሓቂ ምግጣም ክልተ ሓደጋታት ዝርርብ ዘተ ብልጫታትን ሕጽረታትን ዝርርብ ብስም ዝርርብ ስዩም ምባል ሓይልን ፍትሕን ኣብ ዝርርብ ዝቃደዉኻ መለኸቲ እንታይ ዓይነት ሰላም ስለምንታይ ንትስፎ ሰለስተ ስልጣን ካበይ ይመጽእ ዛንታ ጎይታ ሀበይ ቀንዲ ምንጭታት ፖለቲካዊ ስልጣን ሕመረታት ዲሞክራስያዊ ስልጣን ኣርባዕተ ምልካውያን ስርዓታት ድኸመታት ኣለዉዎም ኩዙርኹረ ኣኪሊስ ምልላይ ድኽኸመታት ምልካውያን ስርዓታት ንድኸመታት ምልኪ ምጥቃዕ ሓሙሸተ ኣጠቓቕማ ስልጣን ኣተገባብራ ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ድስፕሊንን ኣጽዋርን ዘይጎነጻዊ ቓልሲ ግሉጽነት ምስጢራውነትን ልዑል ደረጃታትን ምቕያር ሟዛን ሓይሊ ኣርባዕተ ኣገባባት ለውጢ ፖለቲካዊ ኣብያን ዲሞክራስያዊ ጽልውኡን ሕልኸላኻት ዘይጎነጻዊ ቓልሲ ሽዱሽተ ኣድላይነት ስትራተጅያዊ ውጥን ክውንነታዊ ኣወጣጥና ኣብ ምውጣን ዘጋጥሙ መሰናኸላት ኣርባዕተ ኣገደስቲ ኣምራት ኣብ ስትራተጅያዊ ውጥን ሸውዓተ ኣወጣጥና ስትራተጂ ናይ ኣገባባት ምርጫ ውጥን ንዲሞክራሲ ናይ ወጻኢ ሓገዝ ቅየሳ ቐንዲ ስትራተጂ ቅየሳ ስልትታት ጎስጓስ ሕንገዳ ከም ዘስፋሕፍሕ ምግባር ጭቆናን ግብረመልስን ኣብ ስትራተጅያዊ ውጥን ምጽናዕ ዘ መቁፌቁቁጵቻመስመመሸቭህ ሠጩህህሠህሠሙጨጨሙፎ ሸሞንተ ኣጠቓቕማ ፖለቲካዊ ኣብያ እተለለየ ተቓውሞ ትእማራዊ ብድሆ ሓላፍነት ምዥስኳስ ኣብ ስልጣን ምልካዊ ስርዓት ምትኳር ለውጢ ኣብ ስትራተጂ ትሽዓተ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ምኾጐህሃር ሓርነት ምብትታን ምልካዊ ስርዓት ብዓወት ዘይምህማል ዓሰርተ መሰረት ንነባሪ ዲሞክራሲ ስግኣታት ሓድሽ ምልኪ ወተሃደራዊ ዕልዋታት ምዕጋት ምንዳፍ ቅዋም ዲሞክራስያዊ ናይ ምክልኻል ፖሊሲ ረዚን ሓላፍነት ጥብቆ ኣገባባት ዘይጎነጻዊ ተግባር ኣገባባት ዘይጎነጻዊ ተቓውሞን ድካለን ምእማንን ኣገባባት ማሕበራዊ ሕንገዳ ኣገባባት ቁጠባዊ ሕንገዳ በ ቁጠባዊ ትሕስምቲ ኣገባባት ቁጠባዊ ሕንገዳ ኣድማ ኣገባባት ፖለቲካዊ ሕንገዳ ኣገባባት ዘይጎነጻዊ ኢድኣእታውነት መዘኻኸሪ ብዛዕባ ምትርጓምን ምብዛሕን ናይዚ ሕትመትዚ መእተዊ ንብዙሕ ዓመታት ዘተሓሳስበኒ ዝነበረ ጉዳይ ህዝብታት ከመይ ጌሮም ንምልኪ ይከላኸልዎ ወይ ድማ ይስዕርዎ ዝብል እዩ። ምልካዊ ስርዓት እዩ። ከምቲ ኣብ በርማ ኣብ ኣብ ናይጀርያ ድማ ኣብ ዝተራእየ ካብ ኣባላት ተቓውሞ እንተድኣ ኣብ ምርጫ ተወዳዲሮም ስዒሮም ወይ እቲ ውጽኢት ይንጸግ ወይ ድማ እቶም ዕዉታት ይሰራጠዩ ይእሰሩ ወይ ድማ ይቕተሉ። ላ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ንኣወንታዊ ውጽኢት ብንጥፈት ክተሓጋገዙ ዝኸእሉ ውሸጣዊ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ምስ ዘነቓንቐን ጭካነ ናይቲ ስርዓት ድማ ኣህጉራዊ ኣቓልቦ ከም ዝረክብ ምስ ገበረን ጥራይ እዩ። ኣቐዲሙ ከም ዝተጠቕሰ ሓርነት ካብ ምልካዊ ስርዓት ኣብቲ ናይቲ ህዝቢ ነብስኻ ሓራ ናይ ምግባር ብቕዓት ዝተሞርከሰ እዩ። ኣብ ገለ ኩነታት እቲ ዘካትዕ ዘሎ ነጥብታት መሰረታዊ ምስ ዘይከውን እሞ ድማ ሕድገታት ምግባር ቅቡል ኮይኑ ምስ ዝርከብ ነቲ ዘሎ ግርጭት ኣብ ምፍታሕ ዝርርብ ኣገዳሲ ክኸውን ይኸእል። ኣብ ከምዚ ዓይነት ኩነታት እቲ ናይ ብሓቂ ዝርርብ ክህሉ ዝኸእል ኣብ ኣጋ መወዳእታ እቲ ቓልሲ መለኸቲ ስልጣኖም ምስ ተዳኸመን ንኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ገደም ውሕስ መውጽኢ መገዲ ኣብ ዝደልይሉን ናይ መወዳእታ ሰዓታት ጥራይ እዩ። ከም ዝተዓዘብናዮ እቲ ስርዓት ቀልጢፉ ውን ክወድቕ ይኸእል እዩ። ኣተገባብራ ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ልክዕ ከም ወተሃደራዊ ብቕዓት ፖለቲካዊ ኣብያ ውን ኣብ ዝተፈላለየ ዕላማታት ክውዕል ይኸእል። እዚ ድማ ኣብ ሀዝቢ ኣብ ናይቲ ስርዓት ናይ ገዛእ ርእሱ ኣባላትን ደገፍትን ከምኡ ውን ኣብ ካልኦት ወገናት ደገፍ ንተቓውሞ የለዓዕል። እዚ ማለት ድማ ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ማለት እዩ። እቲ ክዝንጋዕ ዘይግብኦ መሰረታዊ ነገር እቲ ዕላማ ነቲ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ምልጋስ ጥራይ ዘይኮነ መተካእታኡ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ምትካል እንኮላይ እዩ። ነቲ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኣብ ምልጋስ ጥራይ ዘተኩር ቀንዲ ስትራተጂ ካልእ ምልካዊ ስርዓት ናይ ምትካል ከቢድ ሓደጋ ከንጸላልዎ ግድን እዩ። ሓርነት ንምጉንጻፍ ከጋጥሙ ዝኸእሉ ቀንዲ ዕንቅፋታት ኣየኖት እዮም « ንምጉንጻፍ ሓርነት ኣየኖት ረጃሕቲ የቀላጥፍዎ ሓያል ጎድኒ ናይቲ መላኺ ስርዓት ኣበይ እዩ « ድኸመታት ናይቲ መላኺ ስርዓት ኣበይ እዮም ምንጪታት ስልጣን ናይቲ መላኺ ስርዓት ክሳብ ክንደይ ተኣፈፍቲ እዮም ናይቶም ዲሞክራስያውያን ሓይልታትን ናይ ሓፋሽ ህዝብን ሓያል ጎድንታት ኣየኖት እዮም ድኽመታት ናይቶም ዲሞክራስያውያን ከመይ ዝበሉ እዮም ብኸመይከ ክእረሙ ይኸእሉ ኣብቲ ግርጭት ብቐጥታ ተሳተፍቲ ዘይኮኑ ኣካላት ኩነታቶም ከመይ እዩ ምስ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስን ምልካዊ ስርዓትን ዝደጋገፉ እንተኾይኖምከ ብኸመይ ይደጋገፉ ናይ ኣገባባት ምርጫ ብደረጃ ቀንዲ ስትራተጂ ሓንጸጽቲ ኣየናይ ዓይነት ኣገባብ ቃልሲ ክኸተሉ ከም ዘለዎም ክውስኑ ይግባእ። እቲ ተመሪጹ ዘሎ ኣገባብ ቃልሲ ምስ ዓቕሟ ናይቶም ተቓለስቲ ዝመጣጠን ድዩ እቲ ዝምረጽ ተክኒክ ንዓቕሚ ናይቲ ተዓብሊሉ ዘሎ ሕብረተሰብ ክጥቀመሉ ይኸአእልዶ እቲ ተክኒክ ኣብ ድኹም ጎኒ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ዘተኮረ ድዩ ወይስ ኣብ ሓያል ጎኑ እቲ ኣገባባት ነቶም ተቓለስቲ ርእሰምርኮሳ ከማዕብሉዶ ይሕግዞም ወይስ ተጸበይቲ ናይ ደገ ሓገዝ ይገብሮም ብዛዕባ እቲ ዝምረጽ ኣገባብ ከመይ ዝበለ ናይ ቅድሜ ሕጂ ተሞክሮ ኣሎ እቲ ኣገባብ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ክህሉ ንዝኸእል ሞትን ዕንወትን የጋድዶዶ ይንክዮ እቲ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ተሳዒሩ ብኻልእ መንግስቲ ምስ ተተክአ እቲ ኣገባብ ኣብ ዓይነት ናይቲ ዝመጽእ መንግስቲ ከመይ ዝበለ ሳዕቤናት ክህልዎ ይኸእል ኣሉታዊ ሳዕቤናት ክህልዎ ዝኸእል ኣማራጽታት ካብቲ ቐንዲ ስትራተጂ ክእለ ኣለዎ። እቲ ነዊሕ ዝጠመተ ቓልሲ ብኸመይ ይጅመር እቲ ጭቁን ህዝቢ ዋላ ብዝተወሰነ ዓቕሚ ብኸመይ ነብሰምትእምማንን ሓይልን ደሊቡ ንምልካዊ ስርዓት ክገጥም ይኸእል ምስ ግዜን ተሞክሮን ኣጠቓቕማ ሕንገዳን ኣብያን ኣብቲ ሕብረተሰብ ብኸመይ ክምዕብል ይኸእል ንዓቕሚ ምልካዊ ስርዓት ደሪትካ ሕብረተሰብ ዲሞክራስያዊ ሓይሊ ክድልበሉ ዝኸእል ጎስጓሳትን ዕላማታቱን ብኸመይ ይትግበር ብኣንጻር ናይቲ ዘሎ ምልኪ ዝሰረራ ነጻ ማሕበራት ኣለዋዶ እንተለዋኸ ኣብ ቃልሲ ሓርነት ብኸመይ ከበርክታ ይኸእላ እቲ ምልካዊ ስርዓት ኣብ ዘለወሉ ውን እንተኾነ ኣየኖት ትካላት ሕብረተሰብ ካብቲ ስርዓት ክምንዛዓ ይኸእላ ወይ ውን ንምዕዋት ዲሞክራስያዊ ዕላማታት ከመይ ዝበላ ሓደስቲ ትካላት ክህነጻ ይኸእላ ናይ ተቓወምቲ ውድባዊ ትርንዐ ብኸመይ ክምዕብል ይኸእል ተሳተፍቲ ብኸመይ ክስልጥኑ ይኸእሉ ኣብቲ ቓልሲ እንታይ ዓይነት ንዋት ምወላ መሳለጥያ ወዘተ የድሊ ነቲ ሕብረተሰብ ኣብ ምልዕዓል እንታይ ዓይነት ኣርማታት ዝያዳ ኣድማዕነት ይህልዎ ኣብ ከመይ ዝበለ ደረጃን ብኸመይ ዝበለ መገድን እዮም ምንጭታት ስልጣን ናይቲ ስርዓት ብዘየዳግም መልክዕ ክዳኸሙን ክነጽፉን ዝኸእሉ እቲ ተቓዋሚ ሓይሊ ግቡእ ዘይጎነጻዊ ድስፕሊንን ኣብያን ብማዕረ ዓቂቡ ብኸመይ ክቕጽል ይኸእል ኣብ መስርሕ እቲ ቓልሲ ሕብረተሰብ ዘድልዮ መሰረታዊ ጠለባት ብኸመይ የማልእ ኣብ መስርሕ ናይቲ ግርጭት ስነስርዓት ብኸመይ ክሕሎ ይኸአእል ዓወት እንዳተቓረበ ኣብ ዝኸደሉ እዋን እቲ ስዒቡ ዝመጽእ መሰጋገሪ መድረኸ ብሰላም ምእንቲ ኸስገር ዝሕግዝ ትካላዊ ሰረት ብኸመይ ይንጸፍ ሓደ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ነገር እንተሎ ንኹሉ ሓርነታዊ ቓልስታት ከገልግል ዝኸእል ንድፊ ስትራተጂ ክህሉ ወይ ውን ክሕንጸጽ ከም ዘይክእል እዩ። መራሕቲ ፖለቲካዊ ኣብያ ነቲ ኣውራ ስትራተጂ ኣብ ዝቕይስሉ ግዜ ብዛዕባ ኩነታት ናይቲ ግርጭት ጥራይ ዘይኮነ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራጽታት ቃልሲ ውን ዓሚምሞ ፍልጥት ክህልዎም ይግባእ። ኣብ እተወሰነ ናይ ተቓውሞ ጎስጓስ ዘገልግል ስልትታት ከምኡ ውን ነዊሕ ዝጠመተ ናይ ሓርነታዊ ቓልሲ መደባት ዝቕይሱ ሓንጸጽቲ ፖለቲካዊ ኣብያ ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ኣብ ግምት ከእትው ይግባእ። ኣብ ነፍሲወከፍ መደብ ናይ ሓደ ዝተወሰነ ጎስጓሳዊ ስልቲ ኣብ ልዕሊ ምንጭታት ስልጣን ናይቲ መላኺ ስርዓት ኣድማዒ ጸቕጢ ክፈጥሩ ዝኸእሉ ተክኒካትን ሜላታትን ምውሳን ኣገዳሲ እዩ። መብዛሕትኡ ናይ ጎስጓስ ስልትታት ኣብ ቅጽበታዊ ውድቀት ናይ ምልካዊ ስርዓት ጥራይ ዘተኮረ ክኸውን ዖሇሖራኃ ኣብ ዝተወሰነ ዕላማታት ዝተሓጽረ ክኸውን ኣለዎ። ኣብቲ ቓልሲ ድማ እቶም ቀዳሞት ዒላማታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ክኾኑ ግድን እዩ። ኣብ ስልጣን ምልካዊ ስርዓት ምትኳር እቲ ቓልሲ ካብ መባእታዊ ስልቲ ናብቲ ነዊሕ ዝጠመተ ተደላዬ መደባት ኣብ ዝሰጋገረሉ እዋን ቀየስቲ ምንጭታት ስልጣን ናይ ምልካዊ ስርዓት ብኸመይ ክድረት ከም ዝኸእል ክግንዘቡ ይግባእ። እቲ ጻዕሪ ንፍናን ናይቶም ወተሃደራት ኣዳኺምካ ንምልካዊ ስርዓት ዝነበሮም ተኣማንነትን ተማእዛዝነትን ከም ዝርጥርጡ ምግባርን ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ጎኒ እቲ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ከም ዝስለፉ ምግባር እዩ። ኣብ ከምዚ ዓይነት ኩነታት ከመይ ዝበለ ናይ ስትራተጂ ለውጢ ክግበር ከም ዘለዎ ምግንዛብ ኣገዳሲ እዩ። ብኣጠቓላሊ ሓደ ሓያል ምልካዊ ስርዓት ክስዓር ዝኸእል ሕንገዳን ኣብያን ንምንጭታት ስልጣን ናይቲ ስርዓት ምስ ዘዳኸምዎ እዩ። ኣገዳሲ ምንጭታት ስልጣን ብቐጻሊ ምስ ዘይድንፍዕ እቲ ምልካዊ ስርዓት ይዳኸም ኣብ መወዳእታ ድማ ይወድቕ። ኣብ ግዜ የሩሰልስኪ ዝነበረ ዴሳዊ ወተሃደራዊ ስርዓት ገለ እዋናት ትም ኢሉ ኣብ ልዕሊ እቲ ሕብረተሰብ ጸምበለል ከም ዝብል ስርዓት እዩ ዝግለጽ ኔሩ። ብመንጽርዚ እቲ ሕብረተሰብ ነቲ ስርዓት ምሉእ ብምሉእ ካብ ስልጣን ክሳብ ዝኣልዮ ናይ ግዜ ሕቶ ጥራይ እዩ ኔሩ። እቲ ምልካዊ ስርዓት ገና መንግስታዊ ጽፍሕታት ኣብ ዝቆጻጸረሉ እዋን ውን እንተኾነ ኣብ ገለ እዋናት ዲሞክራስያዊ ተማዓዳዊ ተካኢ መንግስቲ ምምስራት ይክኣል እዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ እቲ ዲሞክራስያዊ ተማዓዳዊ መንግስቲ ከም ኣካል ናይ ዲሞክራስያዊ ምስግጋር ነቲ ምልካዊ ስርዓት ምሉእ ብምሉእ ክትክኦ ይኸእል። ሃንደስቲ ናይቲ ዲሞክራስያዊ ቓልሲ ብኣጋ ክግንዘብዎ ዝግብኦም ነገር እቶም ዲሞክራስያውያን ሓይልታት ኣብ ገለ እዋን ካብቲ እተለለየ ተቓውሞ ወጻኢ ህዝባዊ ኣብያ ክገብሩ ከም ዝኸእሉ እዩ። ኣብ ገለ ኩነታት ንኣብነት ከምቲ ኣብ ኣብ ምብራቕ ጀርመን ዝተራእየ ውድቀት መለኸቲ ኣዝዩ ቅልጡፍ ክኸውን ይኸእል እዩ። እዚ ክኸውን ዝኸእል እቲ ሕብረተሰብ ብሙሉኡ ኣብ ሓደ እዋን ኣንጻር ምልኪ ምስ ዝልዓል ከም ሳዕቤኑ ድማ ምንጭታት ስልጣን ምስ ዝነጽፉ እዩ። እቲ ምልካዊ ስርዓት ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ እምቢ ዝበለ ህዝቢ ይወድቕ።