Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ታሪኸ ህዝቢ ትግራይ ታሪኸ ቃልስን ዓወትን እዩ። ይፍተን እምበር ዘይወድቕ ይውረርሞ ዘይሰዓር ብፈተናታት እናገወደን አናበርትዐን ዝሓለፈ ሓመድ ልሒሱ አውን ተኾነ ተሲኡ ቃልሱ ኣበርቲዑ ግድን ዝፅወት በዓል ድሙቕ ዛንታ እዩ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ገኣዋርሕ ዝዘለቐ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ገዛውቲ ስድራ ገጠራትን ከተማታትን ትግራይ ዘካለለ አዚ ኩናት ከም ዕላማ ወሲድዎ ዘሎ ቁም ነገር እቲ ትግራይ ዝብል ቁውም ነገር ካብ ገፀ ምድሪ ናይ ምሕኻኸ እዩ። አዚ ነገሮም ብግዘ ዘይልወጥ ዝደጋግምዎ እዩ። አእቲዘለናዮሕቶህልውናአዩካብበልናብወገንትግራይ ዘሎ ህልውና ናይ ምርግጋፅ ቃልሲ ድማ መፈፀሚኡ ብረታዊቃልሲይኹንአምበርእቲዋና ደፋኢሓይሉ ድራይቪንግ ፎርስ ግን ፖለቲካዊ ፅላማ እዩ። ሓደ ንፉዕ ናይ ኮምኒኬሽን ምሁርን በዓል ሞያን ከምዝበለኒ ፖለቲካ ማለት ንህዝብኻ ንታሪኸ ወይከዓ ንዓለም ደገፍቲ ይኹኑ ተፃባእቲ ኣካላት ዝግበር ዝርርብ ወይከዓ ኮምኒኬሽን እዩ። አቲ ዝዓበየ ቁምነገር ደቂ ሰባት ድማ እዚ ሃፍቲ ምፍላጥን ምትንታንን እዩ በሃሊ ሕድግለነ ዘይፈልጥ ናይ ሞይኡ ጠበቓ እዩ። ዓው ኢልካ ዘይብከ ነገር። ብልዕቲ ወዲ ተባዕታይ ድማ ይሰልቡ። ኣመል ሓወን ኣፀቢቐን ዝፈልጣ አተጌ መሬት ዘይትነጥብ ትንቢት ፀወየን እነሆ ድማ። ልቦም ዝነገሮም ካብ ምፍፃም ዘይምለሱ ኣባ በዝብዝ ሕሹኸታ ህዝቢ እውን ዕሸሽ ዘይብላ ኣአዛኖም ነዚኣ ሰሚዐን እንታይ ወሰደካ ንዘል ቃባ ዓድዋንዶ ኒሀካን አንካ ሃባ ኢሉ ህሃ መዋፅኦ ኩናት ተምበየ ህዝቢ። ቐልፅም ትግራዋይ ኣዳኺምካን ሓፁር ሰብ ክርኢ ኣይደልን ኣብ ባሕሪ ዝሕባእ ደጎል ሰሜን ኣሳዊርካን ዙፋን ንግስና አራት ኪሎ ኣብቲ ቐላ ባፅዕ ፃህያይ ቦቼሉሎ ምሟቐ ባህጊ ምኒሲክ እዩ። ፀርቧኪኪፀቪ ሀሀዚኪ ቢበቢፍርቢኪቢፀያ።
ታሪኸ ህዝቢ ትግራይ ታሪኸ ስልጣነ እዩ። ታሪኸ ህዝቢ ትግራይ ታሪኸ ቃልስን ዓወትን እዩ። ትግራይን ተጋሩን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ወሳኒ ታሪኻዊ ምዕራፍ ይርከቡ ህዝቢ ትግራይ ሻላ ቃልሱን ስምረቱን ንዓለም ስዒሩ ኣብ ጎድኑ ኣሰሊፉ ንወረርቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ኤርትራ ገባታይ ሓይሊ ኣምሓራን ካልኦት ዘራያቶምን አናሓምሸሸ ናብ ዓወት ይቀራረብ ኣሎ ኣብ ድሮ ዓወትን ዘልኣለማዊ ናፅነትን አትርከብ ትግራይና ሕዚውን ናይ ኩልና ኣበርክቶ ትጠልብ ኣብ ትሕቲ ረመፅ ምንቅስቓስ መናአሰይ ትግራይ ብክፍሊ ሚድያን ጾክሜንቴቨንን ዘረመፅ አናተሰናድአት አትቸቐርብ ልሳን ቃልሲ መፅሄት ረመፅ ራብዓይ ሕታም ሰነ ኣቆፃፅራ ግአዝ ፀርቧኪኪፀቪ ሀሀዚኪ ቢበቢፍርቢኪቢፀያ ቶጎን ጻገጣጾ ሓጠዜኀገ። ዓወት ናይ ሐዚ ዓመት ኣብ ከተማ ሓውዜን እዩ ተወሊዱ። ኣብ መወዳአታ ብዛዕባ ብፅባሒቱ ናብ ሓራ መሬት ትግራይ ናብ ተጋደልቲ ትግራይ እንገብሮ ጉዕዞ ኣጀንዳ ተልዓለ። ካብቶም ዋና ዓወታት ኻልኣይ ወያነ ኣብ ሕገ መንግስቲ ዘስፈሮ ሃገር ናይ ምኳን ኣማራየ ሓደ እዩ። ነዚ እዩ ድማ ካብቶም ዓበይቲ ዓወታት ኻልኣይ ወያነ ሓደ ኣማራ ሃገርነት ምፍጣሩ እዩ ምባለይ። አዚ ኣብ በረኻታት ትግራይ ኣብ ከተማ ይኹን ኣብ መላአ ዓለም ዝኳሻሕን ዝቃለስን ዘሎ ትግራዋይ ትግራይ ሃገር ከትከውን ኣለዋ ዝብል ባህጊ ኣማዕቢሉ አዩ ኢልኻ ደፊርኻ ምንጋር ይከኣል። አዚ ናይ ፀርቧኪኪፀቪ ሀሀዚኪ ቢበቢፍርቢኪቢፀያ ሓያላት ዓለም እዩ። ኣብ ሕርቃንና ዘሎ ሓይሊ ድማ ናብ ቃልሲ ነሰጋግሮ። እዩ። ኣብ ገዛ ዶ ኣብ ሜዳ። ኣብ ኺኸዴዲ ዕብየቱ ካብ ፈላሚኡ ዝኾነ ብሄረ ትግራይ ወዩኡ ኣብ ኢድ ካልኦት ስርወ መንግስታት ፋሉል ዝወዓለ ስርዓተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትግራይ ተባላዓይ ሌዋታንቪሬ። ካብዚ ወፃኢ ኣብ ዝተርኣዩ ንጉሳዊ ድስቡጣዊን ፌደራላዊን መንግስታት ኢትዮጵያ ንትግራይ ካብ ምውጋእ ዓዲ ኣይወዓለትን አቲ ሲዋታን ካብ ኢድ ፈላሚ ብሄሩ ወሂኡ ኣብ ኢድ ብሄራዊ መንነቶም ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ዘንቀሉን ደረጃ ብሄራዊ ፅብየቶም ዘይወድኡን ብሄራት ዝወደቐ ስርዓተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓላዊ ህዝቢ ካብ ምኺን ወዊኡ በላዒ ህዝቢ ከኸውን ተገዲዱ እዩ። እዚ ዝተፈጠረ ገዚፍ ሌዋታን ብሕገ መንግስቲ ስለ ዝተቐየደ ድማ ኣብ ግቡእ ስራሕቲ ሰላም ምኸባርን ሓለዋ ደሕንነትን ተዋፊሩ ፅቡቅ ስራሕቲ ይዓምም ፀርቧኪኪፀቪ ሀሀዚኪ ቢበቢፍርቢኪቢፀያ ነበረ ነገር ዝመፀ አዚ ገዚፍ ሓይሊ ኣብ ኢድ ፀላእቲ ትግራይ ዝኣተወ መዓልቲ እአዩ። ትግራይ ከም ህዝቢ ብውሑዱ በቶም ልዕል ኢሎም ዘለው ናይ ጉዕዞ ምዕራፋትን ብርኪታት መሳልልን ዝሓለፈ እዩ። ትግራይ ዓዲ እውን ህዝቢ እውን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላላየ ናይ ቃልሲ ግንባር ፀርቧኪኪፀቪ ሀሀዚኪ ቢበቢፍርቢኪቢፀያ ብምሕራይ ብሓደ ወገን ኮይኑ ህልውንኡ ንምውሓስ ከም ሓደ ፖለቲካዊ ኣካልነት ተሰሊፉ። ነፍሲ ወከፍ ገዛውቲ ስድራ ገጠራትን ከተማታትን ትግራይ ዘካለለ አዚ ኩናት ከም ዕላማ ወሲድዎ ዘሎ ቁም ነገር እቲ ትግራይ ዝብል ቁውም ነገር ካብ ገፀ ምድሪ ናይ ምሕኻኸ እዩ። ፖለቲከኛታትን ናይ ፖለቲካ ሰባትን ዝብሉና ብሓደ እንዳአቲ ሒዝና ሕድሕድና ኣብ ዝተፈላላዩ ሜዳ ማሕበራዊ መስተጋብራት ንኣብነት ኣብ ሶፋ ኮፍ ኢልና ኣብ ከቢ ጠረጴዛ ወይከዓ ኣብ ደንደስ መንደድ ኮይንና ሓዊ እናሰሓንና ንደቅና እንብሎም እንታይ ይኹን ዝብል አዩ አቲ ዋና ሕቶይ። ሕድግለነ ከም ፅቡቕ እሴት ኣብ ዝውሰደሉ ትግራይ ንሱ ድማ ብኮምኒኬሽን ውጉዝ እዩ በሃሊ አዩ። ህዝቢ ትግራይ ትግርፒ ድማ ኣብ ሽዋውን ግብሪ ከተእቱ ከም ሰለሞን ብዙሕ ዝብልሓቱ ብኣፍኪ ተደፍኢ ዓለም ከንቱ ብሩኸ ንጉስ ኣብ መተማ ሞይቱ ንመተማ ዝሃበላ ኣንገቱ ዝብል ውዳሰ ጅግንነት ንጉስን ራአእስን ኣብ ብራና ዝኸሪ ተፃሕፈ።