Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ናይ ደራሲኡ መሰል ድማ ዝተሓለወ እዩ። ግእዝ ቋንቁኩም ኣይኮነን ኢሉ ከነ ገሊጹ ኣደንገጸና ንሕና ድማ ሕዲጂዊን ዘምለጥና መሲሉና እሞ ግ እዝኳ ናይ ህዝቢ መዛረቢ ዘይኮነስ ናይ ኣቅሽሽቲ ናይ ቤተ ክርስቲያን ስብሰባ ሲኖዶስ ብግሪክ ርሰ ጉባኤ ሊቃውንት ቁ መመቹዬሙሙ መመ መባ ገፍ አ ብሌ ተጨ አ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝብል ናብ ሕትመት ዘይበጽሔ ሰለዘሌኩ ንዑዐ ምርኣይ ኣገብረ ኢየሱስ ክፍሌ ጽሑፈይ ናብኡ ሰፊሕ ኣተ ኣቅሪበሉ ሓ ቋ ዘ መውጽልአ ዘተጠቅስሰ መጻሕፍቴ የ ሽ ሽ ህዝበ ካብ ብ ኢየሱስ ን ዘይበጽሐ ብ ህትመት ትዮጽያ ታሪክ ካብ ኣባ ጋስፕሪን ዝማ የም ቺ ሬ ይህይ ድ በሃና እነር ለይ ደርመንኛ ብጆን ሂለደ ዘተተርጐመ ሮበ ዲክበፎርከ ርከህከ ጾክከ ዕሰ ከልህቋከ ከይ ንፎህፎዐከፎከቪ ዐ ዘከሮ ሪዲርዉከገዝር ፍዔርአዝክ ፎፐዚኗቧሁከነ ዓ በ በ።
ዝከድኩሉ ትምህርቲ ዘጠናቀቕኩሉ ዓመት ከም አጋጣሚ ኤርትራ ነጻ ዝወጸትሉ ዓመት ስለዝነበረ ናይዚ መጽሐፍዚውን ተወሳኺ ነጻነት ናይ ምርካብ ኮይጉኙጉ ምንምኳ ድኻም እንተተሰምዓኒ ሕጂ ከምበሐድሽ ነቲ ዝግብኦ ህዝብን በቲ ዝግብኦ ቋንቋን ተርጐመ ከቅርቦ ከም ግደይን ግዳደይን ጌረ ከብ አምሓርኛ ንትግሪና ትርጉም እጅምር እዚ ድማ ንቋንቋ ሰባት ንምርምር ከም መቅድማዊ መጽሐፍ ኮይኑ ብምርምር መገዲ ናብ ዝብጻሕ ከብጽሖም ይክእልዩ ኢለ ብምትስፋው ዩ ኣዳላዊ አገብረ ኢየሱስ ከፍሌ ር ርከሸ ከቦበከዩ ሠሠ ኩኪ ፉ ገውትገሳጽ መእተዊ መቕድም ቋንቋና እንታይ ኔሩ ቋንቋታት ለም በቢወገኖም ትውልዲ ልሳን ግእዝ ናይ ግእዝ ቋንቋ ናብ ስነ ጽሑፍ ምውዓል መዓስ ከመይ ግእዝ ምስ ሴማውያት አዝማዳ ህይወት ቋንቋ ሴማውያት ህሳወ ግእዝ ዘርዓ ግእዝ ትግረ ትግሪና ግእዝ ምስ ደቃ ትራኸበሎም ቃላት ኣዝማድ ግእዝ ናብ ዝረሐቀ ወጻኢ ዝርከባ አዝማድ ግእዝ ሀ አረሚት አራማይስጥ ናብ ሶሪያ ትንግር ዝነበረት ቋንቋ ለ ዕብሪት ዕብራይስጥ ናብ እስራኤል ሀገር ትንገር ዘላ ቋንቋ ሐ ዓረቢት ጥንታዊት መ አካዲት ናብ ጥንታዊ ባቢሎን ትንገር ዝነበረት ቋንቋ ሠ ኢጋሪቲት ናብ ከባቢ ሜሶፓታሚያ ትንገር ዝነበረት ቋንቋ ረ ደቡብ ረቢት ሳባኢት እዮም። ግእዝ ምስ እዘን ናብ ቀረባ ጐረቤት ዝርከባ ኣዝማዳ ትራኸበሎም ቃላት ናይ ግእዝ ሓጺር መዝገበ ቃላት ናይ ነባር ሓጺር መብርሂ ሰዋስዋዊ ነባርዩ ዝተፈላለዩ ናይ ግእዝ ቃላት ሓደ ትርጉም ሂቦም ብምስጢር ክፈላለዩ ሓጺር ናይ ግእዝ ኣገባብ ስለ ጠበቕትን ዘይጠብቁን ቃላት ሓጺር መብርሂ ብጠባቕን ላሕሳሕን ክልተ ትርጉም ዘሎዎም ቃላት ናይ ግእዝ ቃላት ብናይ ሰብ ኣካል ምስ ኩለን ሴማውያት ሓደ ምኺን ናይ ግእዝ ቅላት ብናብራ ደቅሰብ ኣካባቢ ናይ ግአዝ መልመዲታት ብዝርርብ ርርከህክ ሀ መልመዲ ሓደ መምህር ብኣስተምህሮ ጊዜ መልመዲ ክልተ መምህር ምስ ወዲ ተመሃራዩ ክዘራረብ ከሎ መልመዲ ሰለስተ መምህር ምስ ጓል ተመሃሪቱ ክዘራረብ ከሎ መልመዲ ኣርባዕተ ናይ ግእዝ ሕቶ ብግእዝ ምምላሽ መልመዲ ሓሙሸተ ብግእዝ ቃላት ብግእዝ ዐረፍተ ነገር ምሥራሕ መልመዲ ሽዱሽተ ሕቶ ብግእዝ መልሱ ብትግሪና መልመዲ ሾብዓተ ናይ ትግሪና ግሲ ናብ ግእዝ ምልዋጥ መልመዳ ሾመንተ ግእዝ ቋንቋ ክመሃር ዝመጸ ኣሜሪካዊ ጆን ፒተር ናብ ዝዓረፈሉ ሆቴል ስለዘምጽኦ ጉዳይ ምስ ኣተኣናጋዲኡ ክዘራረብ ከሎ መልመዲ ትሽዓተ ናይ ግእዝ መምህር ናይ ዝኾኑ ናይ መርጌታ ፍስሃየ ቀዳማይ ትምህርቲ ንጆንዩ ኡ መልመዳ ዓሰርተ ኣሜሪካዊ ጆን ዝመጸሉ ናይ ግእዝ ትምህርቲ ወዲ ንሃገሩ ምስ ተመለሰ ግእዝ ንዘስተምሃርዎ ንመርጌታ ፍስሃየ ብግእዝ ዝልኣኾ ደብዳቤ መልመዲ ፃሰርተ ሓደ ናይ ግእዝ ቃላት ትርጉምን ናብ ዐ ነዝ ክውዕሉን መልመዲ ፃሰርተ ክልተ ጠቢቐም ዝንበቡ ናይ ግእዝ ቃላት ብምፍላሳያ በኣታቶም ዐረፍተ ነገር ምሥራሕ ነ መልመዲ ቆፃሰርተ ሰለስተ ናይ ግእዝ ግስታት ናብ ትግሪና ለዊጥካ ሪና ዐረፍተ ነገር ምሥራሕ መልመዲ ፃሰርተ ኣርባዕተ ካብ መልመዲ ዓሰርተ ሓደ ዝቐፆቡ ምቕራብ መልመዲ ዩፃሰርተ ሓሙሸተ ካብዞም ዝሰዕቡ ዝጠብቁን ዘይጠብቁን ዐረፍተ ነገር ሥራሕ መልመዲ ፃሰርተ ሽዱሽተ ዝስዕቡ ናይ ግእዝ ቃላት ናብ ትግሪና ለዋጥካ ብትግሪና ዐረፍተ ነገር ሥራሕ መልመዲ ፃሰርተ ሾብዓተ ናይ ክልተ ተመሃሮ ብግእዝ ዝርርብ በተግ በሪሕካ ፈሲኻ መልመዲ ፃሰርተ ሾሞንተ ማርታን ያሬድን ናይ ዝተባህሉ ተመሃሮ ግእዝ ዝርርብ ቶ ህሉ ተመሃር መጠቓለሊ መብርሂ መእተዊ ዛዚ ብንእሽቶ መጠን ዝተዳለወ መጽሓፍነ ሽ እን ተኮነ አቲ ብ ጥን ሃገራዋ ቅንአት ከይር ስን ኩለን ቋንቋታትና ናይ ስነ ጽሑፍ ቁገ እሱ ዝተፈጥረ ትሉ መሬት ስለምንታይ ከምኩለን ቀንቆታት ንቂ ምክንያታት ድማ ቁገቁ ግ ኮይና ከላ ናብ ። ኮይኙ ከይሃበሉን ምስኡ ድማ ከምስልጣነን ጌጽንምበር ከም መግዛእትን ውርደትን ድክመትን ካብ ናህና ኣታሓሕዛ ቋንቋ ፍልይ ብዝበለ ናይ ካልኦት ዓለማት ኣተሓሕዛ ፕሓጣና ቋንቋ ምስ እንምልከት ግን ከምቲ ናብ ላዕሊ ዝገለጽከዎ ዝስልጠና ኣህጉራት ናይ ላ ን ዝበለ ኣካይዳ ንበዝበን አስመ ከበይ ነላዕሊ ንካልኦት ከፋልጣ ናብ ጻዕሪ ምህላወንዩ ካብ ከምዚ ጻዕሪዝ ቀዳመይቲ ተጠቃሚት ከምተምሳል እትውሰድ ድማ እንግሊዝ እያእበ በወ ይክ በዝነክበራን ብዘሎዋን ብልሓት ካብ ኩሉ ኣቐዲማ ቁንቁኣ ናብ ዓለም ምዝርጋሓ እሳ ብባእዳዊ መግዛእቲ ክሳብ ናብ ዘይገዝኣተንን ናብ ዘይኣተወተንን ኣህጉራት ውሽጢ ኣዕትያ ቁንቆኣ እሳ ናብ ዘይገዝኣቶ ገዛኢት ኮይና ካብ ንላዕሊ ነተን ሃገራውያት ቁንቋታት ድማ ኣውጺኣ ናብ ቦተኤን እዚ ድማ ብኣይ ኣተሓሳስባ እዚ እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ባእዳዊ መግዛእቲ ይስምዓኒ ምክንያቱ ድማ መግዛእቱ ንማንም ከይተሰምዖን ኣተኩሮ ምኳኑ ንማንም ተቐባሊኡ ከይተሰምዖ ሓቢሩዎ ምንባሩዩ ናብ ዓለምና ብዙሓት ኣህጉራት ምስግዙፋን ባእዳውያን መግዛእታት ተቃሊሰንን ብዙሕ ናይ ደም መስዋእቲ ከፊለንን ነጻ ክወጻ ከሎዋ ካብ ረቂቅ መግዛእታዊ ባእዳዊ ቋንቋ ግን ትሕቲ መግዛእቲ ኔረን ነጻ ብዝወጻ ኮነ ነጻ ብዝነበራ ኣህጉራት ዝግበር ናይ ጻዕሪ ምንቅስቃስ ብዘይምርኣዩ ንረቂቕ ገዛኢ በዓል ቤት ዓቢ ድል ኮይኑ ንተገዛእቴ ንተቐበልቱ ግን ዓቢ ናይ ድክመት ምልክት ምኳኑ ኩሉ ክሓስቦን ክሓስበሉን ዘድሊዩ እዚ ናይዚ ረቂቕ ባእዳዊ ቋንቋ መግዛእቲዚ ብጉልሂ ዝረኣየሱ ዘሎ ድማ ናብቲ ግዙፋን ባእዳውያን ገዛእቲ ብግድን ብቃልስን ናብ ዝለቸቹዎ ኣፍሪካዊ ክፍለ ዓለምና ምኳኑ ግሉጽዩ ድማ ብዘሎናዮ ክፍለ ዘመን ቋንቋ ኣሎኒ ክትብል እንተደኣ ኮይንካ ናብ ግሽ ናይ ኣተኩሮ ግደ ሂብካን ኣማዕቢልካን ቁቂንቂቋቂኻ ንመራከብን መቀራረብን ንጽንዓትን ምርምርን ከተብቅዕ ምስከኣልካ ጥራይ ኮይኑ ባእዳዊ ቀንቋ መራከቢ ጌርካ ብኡኡዊን እናተመራመርካን ዝርከብን ዝርኤን ክብሪ እንተኔሩ ግና ከም ብናይ ለቅሓ ክዳን ምግያጽ ዝርከብ ክብሪዩ። ዝበጻሕኩዎ እዚ ንምንታይ በቢ ናብዚ ሓደ ክበርህ ዝደልዮ እዚ ኩሉ ከያክ ናዛ ናበልኩ ዘቅረብኩዎ ኣይተገብረን ኣይተሓሰበሉን ይ ብ ዓም ናብ ኢትዮጵያ ከሎኹ ሳል ከ እናዳከሙን እናጥፍኡን ናብ ድማ ነቶም ቋንቋ ግእዝ ስለዝኾን እርር ይ ቂንቋ ከማዕብሉ ናብ ጻዕሪ ንዝነበሩ ገዛእትን ህዝባን ዘነጻጸረ ምበር ነዛ በቲ ጊዜቲ ናብ ትሕቲ ኣርዑት መግዛእቶም ንዝነበረት ሃኢ ኤርትራን ህዝባን ኣይነበረን ግዳ እንተኮነዊን ሕጂ በዚ ካብቲ ዝተጻሕፈሉ ናብ ትግሪና እትርገጉጩሌ ባብቨሉ ገዜ ግን ኤርትራ ነጻ ሃገር ኮይና ስለትርከብ እሳዊን ባዕሳ ክትሓስበሌ የድሊ ብዛዕባ ዝሓዝናያ ቋንቋ ግን ባእዳን መግዛእታትን ምሁራኖምን ካብ ጥንቲ ከምዝሓሰቡዎን ሕጂዊን ከምዝሓስቡዎን እታ ቋንቋ ነዓንታቶም ከም ዘይትምልከትን ምስታሪኮምዊን ከም ዘይትከይድን ብምሕሳብ ንክትዳከም ምበር ንክትምዕብል ዝገበሩዎን ዝገብሩዎን ዳዕሪ ብዘይምንባሩ ዘደንቕ ኣይኮነን ከደንቕዊን ኣይክእልንዩ ግዳ እዝስ ግደ በዓል ቤት ጥራይ ምኳኑ ምፍሳጡዩ ዘዋጽእ ድሕሪዚ ድማ እቲ ናብ ካልኦት ኣናጻጺሩ ዝነበረ መልእክቲ ዋን ኣድራሻ ብምልዋጥ ነዛ መፍለጢት ጥንታዊነትና ዝኮነት ጥንታዊት ሴማዊት ቋንቋ ግእዝ እተኩሮ ንግበረሳ ብምባል ናብ ህዝቢ ኤርትራን ምሁራናን መንግስታን ምቕንፄይ ዘርኢ ኮይኑ እሱ ድማ ካብ ሕጂ ጆሚሩ ንክሕሰበሉ እዩ ጥንታዊ ባህሊ ድማ ከምቲ ንሓደ ሓደ ጥራዝ ነጠቃት ድሑርን ዘድሕርን ዝመሰሎም ዘይኮነሰ ጥንታዊ ባህልስ ዘኩርዕን ክትዕቅቦ ዘገድድን ዘገድስን ሃገራዊ ሃብቲ እዩ መቕድም በዚ መጽሓፍ ዝመሓላለፍ ፍረ ሐላብ ሺ ጫዱ ጦባ ገጻ ትሕዝዱኀ ይክፈል አእሳቶም ድማ ነባብን ሕዝቶን ብከልተ ክፍልታት ናይ ቋንቋ ግእዝ ትውልዲ ሓረግ ኣዘረጋግሓን ኣመጻጽኣን ቂንቂታት በቢተተዘምድኦም ምስ ቋንቋ ግእዝ ሼድ ን ። ብሠፊሑ የብርሁ ዕሰ ናብዚ ናይ ግእዝ ትውልዲ ሓረግ ኣማ» ቀንኣት ገ ንክሳ ገጻጽኣ ክጽሕፍ ሃገራዊ ቅንኣት ንላዕሊ ንክትግብሮ ዝደፋፍኣኒ ግን ናብ በ ሳሰበኒ ብዝነበርኩሉ ጊዜ ሓደ ሓደ ናይ ቁንቂ ምህርቲ ከ ሓደ ምሁራት ካከ ብዘስተሃ ህሩሰ ክፍለ ጊዜ ካብ ምንጨን መሠረቱን ተንቲኖም ኮስተሄዝቪ ከሎዉ ብፍላይ ናይ ሴማውያት ቋንቋ ምሁር ናይ ዝኮነ ናይ ሓደ ፕሮፌሰር ከሎኹ ምስምዔይ ገዲፈ እበሳጮን እሓርቅን ነበርኩ ወ ምክንያት ብስጭተይ ድማ ንምንታይ ናብ ሃገረይ ከሌኸ ኣፈጣጥራን ኣማዓባብላ ታሪካን ኣይተነገረንን አይብዛ ድማ ብወረ ክውረስ ንምንታይ ኣይሰማዕኩን ይኩን ድማ ብዜማ ትምህርቲ ቤታትስ ይትረፍ ናብቲ ግእዛዊ ሰዋስው ናብ ዝንገረሉ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ኣካል ናብ ዝኮና ናብ ቅኔ ኣብያተ ትምህርቲኮ ንምንታይ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርና ናይቲ ንመሃሮ ቋንቋ ግእዝ ኣማጻጽኣ ታሪክ ከም መእተዊ መቕድም ጌሮም ብመጠኑኳ ንምንታይ ዘየስተምሃሩና ብዝብል ሕርቃንዩ ግዳ ነዓይ መሰለኒ ምበር ተክእሉኡስ እንተኬሩ እንድዩ ኣይነበረን ናብ ሃገር ብዝወሃብ ናብዝኮነ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ናብ ዝኮነ ክፍለ ትምህርቲ ንዝርከብ ተመሃሪ ናይ ባዕሉ ቋንቋ ታሪክ ብመጠኑኳ እንተዝወሃብ ጌሩ ግን ንወጻኢ ሃገር ንትምህርቲ ንዝከይድ ብናይ ባዕሉ ታሪክ ኮነ ቋንቋ ብዝቀርበሉ ሕቶ ንምምላሽ ኣይምሓፈረሉን ንዝእ ታሪኩን ባህሉን ድማ ሓታቲ ካብ ምኳን ተሓታቲ ምኮነ ጌሩ ግዳ ቅኔ መምህር ኮነ ዜማ ካልእዊን ዘስተምህፍዎ ብቀንቂቋ ግእዝኳ እንተኮነ ከምቲ ዝተማህርዎ ነተን ዝተማህሩወን ከመሓላልፉ እንተኮይኖምምበር ናብ ታሪክን ምርምርን ተመሃሮኦም ክመርሑ ነዓታቶምስ መን መሪሑዎም መንስ ኣስተምሂሩዎም ኣይፍረድን ናብዚ ዝፍረድሉዊን የሎን ናይዚ ፍርዲዚ ግን ናብ ልዕሊ መምህራን ዝዓርፍ ዘይኮነስ ግዳ ናብቲ ናብታ ቂንቋ ስርዓተ ትምህርቲ ኣልባ ኮይና ክትተርፍን ናብ ምዕባሊኣ ኣተኩሮ ክሰኣንን ዝዝረ ላዕለዋይ ኣካልዩ ክፍረድ ግዳ እቲ ዘመናዊ ትምህርቲ ዝበሃል እንተኮነስ ብዛዕባ ሃገራዊ ታሪክ ኮነ ባህሊ ብዘሎዎ ናይ ኣተኩሮ ድክመት ዘመናዊ ትምህርቲ ተማሂሮም ንዝቅጽል ትምህርቲ ንወጻኢ ዝከዱ መንእሰያት ስለታሪኮም ኮነ ስለባህሎም ተሓቲቶም ክምልሹ ብዘይምክኣሎም ሓፊሮም ዝምለሱ ክንደይዮም እኳ ደኣ በዝስ ናይ ግእዝ ተመሃሪ ከምዝበልጽ ርዱእ ዩ ዓ ንፅድ ና ሽጢ ሃገር ንዝወሃቡ ናይ ሳዕለዋይ ክፍ አዕህርድ ማለት ብሩይ ቤተ ክርስቲያን ይል ዋይ ግ ዓመት ዝኣክል ምስ ጥሜቱን ዕርቃኑን በጀ ይ ከ ይ ለ ተማሂረ ምሰ ኣጠናቐቕኩ ንወዳአ ሻ መ ል ጋ ቶ ዳች ን ሻባ ለለት ብምርካበይ ብኡኡ ተረዲአ ን ሰውን ብጣዕሚ ም ዘ ዘይምሕፋረይ ንሳዕሉ ንካላ እጣዋ ዛሽያል ትይ ርቲ ብይ ። ቂንደና ባናይ የስመ ብዘይካዚ ድማ እዝስ ከምዚ ኮነ ሃዢርናስ መን ት ሕቶዊን ከስዕብ ስለዝኸእል ናይ ሃገርና ሽምዊን ካብ ዓለ ሼ ምድረ አግአዚ ትባሃል ጌራ ኢልና ብሓጺሩ ንምልሽ ምድረ አግአዚ ማለት ድማ ምድሪ ነጻ መውጽኢ ማለት እዩ እዚ ሽም እዚ ድማ ብዝበለጸ ንሕጂ ድሕሪ ነጻነታ ዝሰማማዕ ሽም ኮይኑ ምናልባትዊን ክሳዕ ናይ ሎሚ ሚእትን ዕስራን ዓመት ክትጽወዓሉ ምስነበረት ብድሕሪኡ ግን ብባሕራ ሽምምበር ብኡኡ ከይትጽዋዕ ዝተኸልከለሉን ዝተለወጠሉን ምክንያት ግን ብናይ ለወጥቲ ኣታሓሳስባ ካልእ ምክንያት እንተነበሮኳ ብፈጣሪ ግን ምናልባት ንዝሰማማዕ ጊዜ ዝተዓቀበላን ዝተሓለወላን ይኸውን መን ይፈልጥ አዛ ሎሚ ብባሕራ ትጽዋዕ ዘላ ሃገር እዚኣ ድማ በቲ ቀዳማይ ሽማ ምድረ አግአዚ እናተባህለት ክትጽዋዕ ዝነበረትሉ ክሳዕ ናይ ሎሚ ዓመት ናይ ሐጸይ ዮሐንስ ራብዓይ ዘመንዩ እዚ ድማ ናይ ሓደ ናይ ዕድመ ጸጋ ዝተዓደለ ዕድመ ኮይኙ ብኡኡ ክትጽዋዕን ክትፍለጥን ንምንባራ ድማ ታሪከ የረድኣናዩ ነዚ ድማ ብዝበለጸ ሓጺር ታሪኸ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝብል ናብ ህትመት ዘይበጽሔ ጽሑፈይ ናብኡ ስለቲ አለዋውጣ ምክንያት ሰፊሕ ሓተታ ምስ መረድኢኡ አቕሪበ ስለዘሎኹ ንዑዑ ምርአይ ንቂታት በቢወገኖም ናይ ዓለም ቋንቋታት ሓደ ካብ ሓደ ብዝቐርቡዎን ብዝረሓሓዌዎን ኣካፋፍላ እዮም ዝኸፈሉ ነቲ ናይ ምርሕሓቐም ከም ተምሳል ዝቐርብ ድማ ናይ እንግሊዝ ቋንቋን ናይ ጃፓንን ወይ ናይ ቻይናን ምስእንምልከት ናብ ማእከሎም ምንም ናይ ዝምድና ምልክት አይርከብን ምክንያቱ ድማ እዚኣቶም ካብዘይቀራረቡ ስድራ ቤት ቋንቋ ስለዝኾኑዮም ብኣንጻርዚ ካብ ሓደ ላቲን ኣቦ ዝተወለዱ እንግሊዝኛን ጣልያንኛን ካልኦትን ምስእንምልከት ግን ንዝምድንኦም ዘርኢ ሓደ ዓይነት አልፋቤት ፊደል ኣሎዎም ከምዘሎዎምዊን ዝርኤዩ ካብዚ ኩሉ ብዝበለጸ ጉልህነት ተዝምዶኦም ዝረአየሎምን ዘርእዩን ግን ሕጂ ኣነ ናብዚ ንዝተለዓልኩሉ ዕላማ ዝጥቀመሎም ቋንቋ ግእዝ ብዝምድና ናብ ውሽጦም እትርከበሎም ሴማውያት ቋንቋታት ግን ዝምድንኦም ዝግለጽን ዝገልጹዎን ብኣልፋ ቤት ጥራይ ዘይኮነስ ብስነ ጽሑፍ ብድምጸ ጽሑፍ እናተራኸቡ ጉሉህ ብዝኾነን ብዘየጠራጥርን ብትር ጽሑፍዊን በትርጓመ እዮም ፎኖቲካ ን ድንኦም ከርእዩ ዝርከቡ ኣ ተዘምድኦም ዝገልጽ ድማ ናብዚ ሰነ ጽሑፍ ዚ በቢዝበጻሕኩዎ ናበየ ቦቱኡ ከም ኣድሳይነቱ እናገለጽኩም ክሓልፍ። ኣገውኛዊን ምስ እዚኣቶም ዝቹጸሩ ምሁራን ኣሎጨ ከምኡዩን ባርያ እዞም ቋንቋታት እዚኣቶም ግን ክሳብ ቀረባ ዘመን ዲኣለክት መዛረቢ ጥራይ ኮይኖም እዮም ዝጸንሐምበር ብስነ ጽሑፍ አምብዛም ኣይተገለጹን ኔሮም ሐ ብኣንጻሮም ሳልሰይቲ ናይ ግብጺ ቋንቋ ጥንታዊት ምስሪት ግን ካብ ፁ ጀሚሩ ካብ ዝነበሩ ናይ ኪነ ጥበባት ቋንቋታት ሓንቲ ብምኻን ብድሕሪኡ ድማ ብ ሚእቲ መዛረቢት ቋንቋ ኮይና ምስ ዝጀመረትን ካብ ኣብራኻ ካብ እተኸፍለትን ብድሕሪኣዊዌን ምስእተተክኤትን ምስኮፕት ቋንቋ ኮይነን ክልቲኤን ሓደ ኪነ ጥበባዊ ስነ ጽሑፍ ኣበርኪተን እየን ድሕሪዚ ናብ ማእከል ሓሙሻይን ሻዱሻይን ሚእቲ ም ናብ ዓረብኛ ተናጋሪ ክፍሊ ዓለም ፃረብኛ ቋንቋ ክትንገርን ቦታኣዊን ክትሕዝን ከሳላ ሴማዊ ቋንቋ ድማ ብኬሚ ሴሚ ናብ ዝተታሕዘ ምድሪ ቀርኒ ኣፍሪካ ናብ ከፊሉ ተዘርግሐ ናብ ቦቱኡ ከምዝገለጽኩዎ በቲ ናብቲ ከባቢ ብዘጥለቕለቐ ሴማዊ ቋንቋ ከይተለወጡ ካማዊ ቋንቋ ካብ ዝናገሩ ሓደ ሓደ ክተርፉ ምስ እዚኣቶም ባርያን ኣገውኛን ዝጠቅስ ታሪክ ክነብር ካብዚ ወጻኢ ግን አታ ሴማዊት ቋንያ ናብተን ኣህጉራት ቦታኣ ሓዘት። ሐደ ሓደ ናይ ከ ነዚ መደብ ሴማውያት ካብ ዘሎዎ ንላዕሊ ስፍሕ ብዝበለ ዘጠቓልል ቅርንጫፍ ካብዘሎዎ ሼሚኬሚ ዝምድቡ ስለዘሉጨ ናብዚ መደብዚ ድማ ብዘይ እተን ሴማውያት ቋንቋታት ከም በዓል ምስሪተን በርባሪትን ሉቢትን ከምኡ ድማ ዝተወሰና ናብ ከባቢና ካብ ዝንገራ ኩቢቲካውያት ቁንቋታት ናብኡ ይምድቡዮም እሱ ድማ ከምዚ ናብዛ ናይ ርክብ ገረብ ከምዝርአ በቲ ናይ ካማዊ ወገን ብዘሎ ቅርንጫፍ ዝድለዩ መፍለጢ ምልክታት ምሁራን ግን ዝወርድዩ ግዳ ካብዘን ቁንቂታት እዚኣተን ተምሳል ናይተን ብምስፍሕፍሐን ናብ ካልእ መደብ ከምዝኣተዋ ካብዚኣተን ድማ ሴጣዊ ጠባይ ዘሉወን ሴማውያት ዝኾና ቃላት ከምዝግለጻ ቁንቋ ምሁራን ዘየጠራጥር ይገብሩዎ እቲ ናይ ሴማውያት ቁንቂቋታት ናይ ቅርብነትን ናብ ሓንቲ መደብ ቁንቂ ዘእቱ ፍሱይ ጠባይ ዝምዘን ድማ ሓደ ዝገብረን መዝገበ ቃላት ስለ ዘሎ ብሰዋስዋዊ ኣዋራርዳን ብተመሳሰልቲ መዝገበ ቃላትን እዩ አቲ ሓደ ዝገብረን መዝገበ ቃላት ድማ ናብቲ መሰረታዊ ናይ ዕለት ዕለት መዛረቢ ዝርከብ ዘሎ ኮይኑ ካብኡ ግን ምንምኳ ናይ ጊዜን ቦታን ርሕቀት ብዝፈጠሮ ፍልልይ እንተተረኣየ ብዘየደንቕ እቲ መሰረታዊ ዝበሃል ግን ካብ ሽም ቤተ ሰብ ኣብ እም እሁ እህት ካብ ኣካል ወድሰብ ድማ እዝን ዐይን ኢድ ብርክ ርእስ ወዘተ ኮይኑ ከምኡ ድማ ደቅሰብ ካብዝኸበበ ዓለም ዮም ሌሊት ማይ ዕጽ ሰማይ መብረቅ ወዘተ ካብ ኣራዊትን እንስሳትንዊን ሶር ከልብ ነብር ዝዕብ ወዘተ ኮይኖም ካብዚ ኩሉ ቋንቋ ምሁራን ዘተኩሩዎ ግን ናብቲ ናይ መዝገበ ቃላትን ሰዋስዋዊ ርክብን እዩ ከምዚ ናብዛ ናይ ትውልዲ ሓረግ ዕፅ ዛፍ እንምልከቶ ናብዚ ሓደ ክፍለጥ ዘሎዎ ብዘይካ እዘን ውሑዳት ናብዚ ቀሪበን ዘሎዋ ናይ ሴማውያት ቋንቋ ት ናታተን ኣካል ዝኾና ካልኦት ብዙሓት ቅርንጫፋትዊን ከምዘሎዋ ግ ሉጽ ኮይኑ ኣነ ናብዚ አቕሪበየን ዘሎኩ ግን እተን ቀዳሞትን ብቋገቋነተን ድማ ብዝበለጸ ምስተን ሴማውያት ቋንቋታትና ናይ ቀረባ ርከብ ናይ ዘሎወን ጥራይ ኣቕረብኩምበር ሴማዊ ንዝበሃል ኩሉ ኣየቕረብኩን ንከቕርብዊን ጊዚኡን ዓቕሙን የብለይን። ርሕቀት ድ ረ ብ በል ኣካዲት ዘመና ብኽንይ ላበሃሀላን ደ ፍለጥ ዘገበራ ምክንያት ብበ ነይ ሣ ብታሪኸ ጐታቲነት ዘ ምስታ ቀራቢታ ዝኾነት ቋንፅ ደቡባዋት ዓረብ ተረኺበን ኣሌዋ ንያት ካብ ምፍላጥ ድሒረንን ዳሕረዎት ተባሃሄሉ እዩ ዝፍለጥ ዴጢሒረጎን ዳሕረዎት ዊን ኮይነን ድም ቷንቆ ታቸ ኣካይዳ ግእዝ ናብ ስነ ጽሑፍ ዝጠዓለሳ ዮሁማ ክኳከ ና ዘ ብ ነጡጐ ንለተሉ ብ ደላይ ፍልጠት ታሪክ ስለዘጋጥም ንዑፁፀ ለባሽ የጡ ዝወዓለትሉ ሕጽር ብዝበለ ከምዝስዕብ ይግለጽ ዐፌመርያ ራብዓይ ሚእአቴ ዓም ናብ ማእነ ካልኦት ጐረብቱ ሃገገራትን ሓደ ዳሸ ቋዊቿ በበበ ምንቅስቓስ ገሪ ተፈጢሩ ከሃ ዝዝ ታሪክ የውስኦዩ እቲ ሰልፊቲ ድማ ከምዘ ናይ ፒበያጃ ናብ ዓለምና ዝርአ ገብ ኣምባ ዝን ደቅ ሰብ መግዛእታት ኣርዑች ገምልቓቕ የበሰከየይው ያ የ ዘይ ጊዜና ኣምባ ገነናት መግዛእታት ኣምሳል ናብ ልዕሊ ዝተፈሳሲ ሃገራውያት ቋንቋታት ደት ሰብ መንኩብ ተሓንፒሮም ናይ ሓደ ሓደ ሕዝቢ ናይ ውልቁ መዛረቢ ናይ ዝኾና ቋንቋታት ህልውና ነዲሖምን ንፈካያ ያ ገለ ምፍሳጥ ናብ ዘይምጠመለጠጸከህጠብበበየይ እናብጽሐሖ ጊን የየብዘበሩ ናብ ልዕሊ ረቂቓን ኣምባ ገነዛናት ቁንቋታት ከክካጻጸረ ሰልፊ እዩ ጌሩ ር ን እሱ ድማ በቲ ጊዜቲ ብዝለዓለ ሓይላ ስፍሕ ናብ ዝበሉ ክፍ ዓለማትን ብቀድምጎኦም ዝፍለጡ ከባቢታትን ብመግዛእቲ ደረጃ ንውሕ ንዝበለ ክፍለ ዘመን ሒዛ ሊንጓፍራንካ ብምኽን ናብ ቦታ እተን ሃገራውያት ቋንቋታት እቲ ክፍለ ዓለምቲ ኣራጢጣ ናብ ዝነበረት ናብ ልዕሊ ቀንቁ ግሪክን ስነ ጽሑፋን ዘነጻጸረ ተቓውሞ እዩ ጌሩ ሯን ናይዚ ተቓውሞ ሰልፊዚ ውጺኢት ድማ ብርክት ዝበላ ኣህጉራት ናይ ቋንቋአን ነጻነት ኣረጋጊጸን ብናይ ባዕለን ቁንቋ ናብ ምዝራብን ምጽሓፍን ምብጽሐን እዩ ካብዚ ሰልፊዚ ሕጂ ከነስተውዕሎ ዝግባእን ካብኡ ድማ ንጊዜና ዝምልከት መልእኸቲ እንተኔሩ ብዘሎናዮ ክፍለ ዘመን ከምጌጽምበር መግዛእቲ ምኺኳኽነ ከይተፈለጦም ቋንቋቂታቶም ናብ ትሕቲ ባእዳውያን ቋንቋታት የውዕሉ ናብ ዘሎጩ ኣህጉራት ዝተመሓላለፈን እናተመሓላለፈዊን ዝነብር ንጹር መልአክቲ ኮይኑ እዩ ዝርከብ አሱ ድማ ሕጂ ካብቲ ሹዑዑ ዝተረኸበ ናይ ቋንቁታት ነጻነት ብምልዓል ዕሙቕ ብዝበለ ኣታሓሳስባ ናብ ምርምር ምስነኣቱ ካብዚ ናይ ስልጣነ ዘመን ተባሂሉ ዝፍለጥ ካብዘሎናዮ ናይ ሚእቲ ዓም ዘመንና በቲ ንዛረበሉ ዘሎ ራብዓይ ሚእቲ ዘመን ዝነበረ ናይ ዓለምናን ከባቢናን ህዝቢ ክንዲ ምንታይ ስለ ቋንቋኡ ነጻነት ይሓስብን ይቃለስን ካብ ምንባሩ ንላዕሊ ናይ ኣታሓሳስብኡ ብስለትዌን ክንዲ ምንታይ ምንባሩን ምስምንታይስ ከተወዳድሮ ዘተሓሳስብ ምኻኑ ዩ በዚ ናብ ላዕሊ ዘርኣኩዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣጋጣሚ ድማ ናብ ግ ብጺ ናይ ኮጥት ቋንቋ ብሰፊሑ ተዘርጊሓ ዝተረኣየትሉ ዘመን ኮይኑ ናባና ድማ ብልህታት ቀዳሞት ኣቦታትና ባዕላቶም ብዝፈጠሩዋ ብናይ ባዕሎም ቋንቋ ብግእዝ ክጽሕፉ ጀሚሮም እታ ቋንቋኦም ግእዝ ድማ ብስነ ጽሑፍ ቦታኣ ዝሓዘትሉ ጊዜ ኮነ ቅድሚቲ ጊዜቲ ግን ናብ ሃገርናን ከባቢናን ቀዳሞት ኣቦታት ድምጺ ዝህብ ፊደል ባውልን ይኹን ከምዚ ናይ ሎሚ ድምጺ ወሃቢ ነጥቢ ብዘይነበሮ ብግእዛዊ ሳባኢ ቋንቋ ክጽሕፉምንባሮም ይፍለጥዩ በቲ ናይ ነዚ ታሪኸ ኢትዮጵያ ብዝብል ብኣባ ጋስፓሪን ዝተጻሕፈ ናብኡ ናብቲ ካብ ኢዛና ሓወልቲ ዝተረኸበ ተባሂሉ ናብኡ ዝቐረበ ስለዘሎ ንዑኡ ምርኣይ። ደ መ ም ኮይኑ ኢና ንረኸቦ ነተምሳል ብ ሶሪያ ምድረ በዳ ኣካባቢ ከ ብበስይለአለይ በ ናብ ሶሪያ ረ ሐ ባሃሉም ዝጽውዑን ዝፍለጡን ነገዳት ኔሮምዮም ሕዲዊን ዘርኦም በዚ ሽም ኩሽ እናተባህለ ይጽዋዕ ምህሳጩ ይፍለጥ ለ ብታሽሸሽፃዓይ ሚእቲ ብደቡባዊ ግብጺ ዋና ከተማኣ ናፋጣ ኮባሂሉ ዝፍሰጥ ጀበል በርቃል ንግብጺ ከይተረፈ ዘስግኣ ዝነበረ ብሓይሊ ዋን ተቂጻጺሩዋ ዝነበረ ኩሽ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሓያልን ነጻን ዝኾነ ስርወ መንግስቲ ዲናስቲ ከምዝነበረ ይፍለጥ ሐ ምድያም እንተኾነትዊን ኩሽ ተባሂሳ ትጽዋዕ ከምዝነበረት ዘዳ የረድእ ብዘይካዚኣቶምዊን ካልኦት ብዙሓት ብሄራትን ነገዳትን ኩሽ ተባሂሎም ዝጽውዑ ከምዝነበሩ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንሲቅሎፓድያ ኩሽ ብዝብል ሽም ምርኣይ በተንን ሽቅ መጽሓፍ ቅዱስ ግን ኩሽ ብዝብል ሸም ብዝበዝሕ ንኑቢያ ከምዘመልክት በቢቦቱኡ ዝተጻሕፈ የመልክት በዚ ኩሉ ኣሰሓሓቢ ምክንያትዚ ግን ኩሽ ብዝብል ሽም ንምርምር ዝዕድም ታሪኸ እንተሃለወኳ ካልእ ገዲፍና ኩሽ በርታ በቅል ብዙሕ ናይ ቆርበት ሕብሪ ዘሎዎም ዝኾነት ምድሪ ሓበሻያ ሎም ናይ ዝወሰኑ ምሁራን ዝጸሓፉዎም ተኸቲልና ምስእንምርምር በዚ እንተኮነዊን ካብ ምድሪ ሓበሻ በዚ ሽም ብመጀመሪያ ዝተጸውዐን ዝተፈለጠንከ ኣየናይ ክፍለ ምድሪዩ ኢልካ ካብ ምሕታት ነጻ ዘውጽእ ኣይኮነን አፈረ እቲ ሓበቪት ዝተባህለዊን ንቋንቋ ዝተዋህበ ሽም እንተኾነ ናብ ምድሪ ከይተ እተፈጥሩ ሴማውያት ቋንቋታት የነይተን ከምዘመልክት ከይተገልጸን በይተፈሰጠን ንብዙሕ ዘመን ክጓዓዝ ጸኒሑ ዳሕራይ ግን ካብ ኩላተን ው ው ሚር ስሰ ኩሻውያን ነገዳት ታሪኸ ታሪኽ ህዝቢ ኤር ፓሪክቨ ርትራ ናብ ናብ ሕትመት ት ብሰፊሑ አቕሪበዮ ስለዘለኹ ንዑኡ ምርኣይ ከ ራሪ ሴማው ያንቁቂቁታትና ብዝተጠቅሰ ክፍለ ንምውፃይ በብዙሕ ንምፍላጥን ሃይማኖጎ ቷያቂ ከም ምኽፍና ምስዝነበራ ምስበዓል እብራይስጥን ብትጥቀሰለ ዜ ብምፍላጣ በቲ ቀዳማይ ሸም ይርከቡ ዘመን ግእዝ ዕድል ምስ ድማ ናብ ኣ ዓፋኒ ረኸበት ምስኡ መክ ብዘመና ናይ ኣራማይስጥን ብድሕሪኡ ናይ ሓበቢት ኢሉም ብቅንፍ ድግ ማዊ ሃይማኖት ቁንቋታት ልኦትን ንምቁጻር ክበሃል ዘመንና ምሁራን ክጽሕፉ ከሉጠ ግእዝ እናወሰኹ ናብ ምጽሓፍ ከምኡ ዊን እቲ ኩሽ ዝበሃል ፕ ና ዘዝበረ ኣልፋ ቤት ኩቢቲክ ተባሂሉ ጎነቋቂንቁ ውን ዘመልክት ኮይኑ ይርከብ ኣሌ አዚ ሓበባ ዝብል ሽም ግን ብመሰረቱ ካብቶም ዘመን ብንል አ ብዘይተፈለጠን ካብ ስመን ብ እሽ ካብ ዝመጽ ነገዳት ካብ ገደ ሓበቫት ሽም ከጅላ ር በቢዝተፈላሰዩ ቋንቋታት ዝተፈላለየ ትርጉም ንተምሳል ሓባሽ ገስት ብዕብራይስጢ በፈነ ኣሰረ ክኸውን ብዓረብኛ ድማ ተደባለቀ ተሓናፈጸ ይኸውን ብትግሪና ድማ ሓብሶ ኢሉ ሸፍኖ ከምዘይርአ ግበሮ ይብል ማለት ነቲ ገገዛሂር ዘይድለ ኣወጊድካ ከምዘይርአ ግበሮ ማለት ኮይኑ ይርከብ እዚ ድማ ንዓይ ከምዝመስሰጊ አዞም ካብ የመን ንቀርኒ ኣፍሪካ ዝመጹ ነገዳት ብዙሓት ምኺኖም ታሪኸ ከምዝገልጾ እሳቶም ካብ ሃገሮም ዝወጹሉ ምኸንያት ድማ ምንምኳ ብንግዲ ምኸንያትዊን ዝመጹ እንተዝሩ እቲ ጉሉህ ታሪኸ ዝፈልጦ ምኽንያት ግን ናይ ሓድሕድ ውግእን ብዘኸተሎን ኮይኑ እሳቶም ድማ ብሓደ ሽም ብነገደ ሓበሻት ጥራይ ተጠርኒፎም ክጽውዑን ነታ ዝዓረፉላ ምድሪዋዌን ብኡኡ ሓበባጓ ኢሎም ክጽውዑ ምግባሮም እሳቶም ናብ ሃገሮም ብተጻባኢነት ዝነበሩ ነገዳት ክኾኑ ግዳ ናብ ምድርና ምስኣተጨ ግን በዘን ናብ ላዕሊ ብዝተጠቕሳ ቋንቋታት ብዝሃብኦ ናይ ሓበሻ ትርጉም መሰረት ዝነበሮም ጽልእን ቅራነን ኣወጊዶም ተሓዋዊሶምን ብሓድነት ተኣሳሲሮምን ንምንባሮም ብዝገልጽ ሽም ክጽውዑ ዝገበሩዎ ኮይኑ ነታ ናይ ሰላም ምትእስሳር ዝረኸቡላን ዝረኣዩላን ምድሪ ድማ ብኡኡ ሓበሻ ኢሎም ሓድነት ከም ማለት ዝጸውዑ ኮይነ እዩ ዝመስል። እንተኾነዋን ብፍላይ ብላቲን ሕጂ ናብተን ዘሸግራ ሕቶታት ክቐርባ ይኸእላየን ናብ ዝበልኩዎ ክምለስሞ እታ ቀዳመይቲ ሕቶ ግእዝ ናብ ስነ ጽሑፍ ክትውዕል ከላ ዝተለወጠ ይኹን ድሒሩ ክሳብ ሕጂ ብዘይተፈለጠ ብዛዕባ ናይ ኣልፋ ቤት ኣቀማምጣን ኣጀማምራን ኮይኑ እቲ ሕቶ ድማ ግእዝ በዚ ኣካይዳዚ ንምንታይ ካብ ናይ ኣሕዋታ ኣካይዳ ተፈለየት ዝብልዩ እቲ ሕቶ ባዕሉ ድማ ከሳብ ሕዲ ክሕተት ምበር ኣዕጋቢ መልሲ ክወሃቦ ዛጊት ኣይተሰምዐን እዚ ሕቶዚ ድማ ከምቶም ካልኦት ኣተሓታታቲ ዝኾነ ናይ ግእዝ ኣልፋ ቤት ኣጀማምራ ክሕተት ኣድላዩ ኮይኑ እሱ ድማ ብኣዝማድ ግእዝ ሴማውያት ቋንቋታት ናይ ኣልፋ ቤት ኣጀማምራን ኣካይዳን ኢቢገደ ብምባል ክጅምር ከሎ ናይ ግእዝ ኣልፋ ቤት ኣካይዳን ኣጃማምራን ግን ካብኡ ብዝረሓቐ ሀለሐመ ኢሱ ዝጅምር ብምኻኑዩ በዚ ድማ ግእዝ ካብ ኣሕዋታ ሴማውያት ቋንቋታት ኣካይዳ ብዝተፈለየን ብዝረሓቐን መንገዲ ክትከይድ ትርአ ኣላ እዚ ኣካይዳዚ ከምዚ ዝኾነሉ ምኸንያትን ጊዜን ግን ክሳብ ሕጂ ብዘይምፍላጡን ንሓታታይዊን መልሲ ብዘይምርካቡ ንደላይ ፍልጠት ዓቢ ሽግ ር ኮይኑ ይርከብ ኣሎ ነዚ ድማ ምንምኳ ቅድም ኢሎም ሓደ ሓደ መዝገበ ስለሓበቪት ናብ ታሪኸ ህዝቢ ኤርትራ መጽሓፈይ ተመልከት። ህዮ ኣካይዳ ወኻ ምኡ ነዚ ናይ ነፃእዝ ር ን ደላሽ ኮነ ዘተሰወጠሰ ዘመን ከ ን ከህ ሪ ሀ ብ ለዲ ኣይተረኽበን ስለዘይተረኸበ ድማ እቲ በግርጊቢያ ክ ልኦት ኻ ጠ « ተፈትሐ ደይርከብ ዲክ ርን የ ካልኣይ ሕቶ ድማ ብዛዕባ ናይ ስነ ጻሑኙ ኣካያ ገ ኮይኑ አዝ እቲ ካል ጋ እንተኾነዊን ከምቲ ካልእ ሓራሓሕቀላ በዚ ዊን ካብ ሽ ከጥ ት ኣሕዋታ ርሕቕ ኢላ ትርከብ እዚ ድማ ናይ ኩለን ቋ ንቋቂታጎ ጠየ ሟን ንገዳ ካብ የማን ንጸጋም ክኸወ ን ከሉ ንቀታት ናይ ኣጻሓሕፋ ጋመ ነገዲ አ ሴማውያት ቋንቋ ግን ካብ ጸጋም ንየማን እዩ ስለዚ እቲ ሕቶ እዚ ዝኾነሉ ማርተ ከክ ዝብል ኮይኑ ናይዚ ዓቢ ሽግርዚ ድማ እቲ ብቐዳምነት ገያ ለቀ ዝመጸ ወይ ክመጽእ ዝኸኣለ ግእዝ ናብ ስነ ዝቐርብ ሕቶ እዚ ከምዚ መሳሲ ዝሪ ዘዋርብ ገዜ ዝኾነ ድዩ ወይሲ ድሒሩ ዝመጸ ኣካይዳ እዩ ዝብል ጽሑፍ ብዝወዓለትሉ ጊዜ ዝኾነ ድ መሪ ምስኡ ድማ ዋላ ብዝኾነ ጊዜ ይኹን ብዘየገድስ ያንስ የከነአን ካብ ኣካይዳ ኣሕዋታ በዚዊን ተፈለየት ዝብልዩ ግዳ በዚ ዋን ከምዚ ወሳሊ ሕቶ ደቕርብ ደአምበር ክሳብ ሕጂ ኣዕጋቢ መልሲ ኣይተዋህቦን። ዓቕድም ናዶ ባዕል ቂንቋ ኣጻሪኻ ምቁላት የድጪሲ ማበር ዘውሰኽ ባእዳዊ ቋንቋዋን መሰረት ኮይኑ ል ክረድእዊ ቲ ስለዚ እዚ ኩሉ ዘቕርቦ ዘሎኹ ድማ ዚ ብክ እዊን ስለዝኸእልዩ ይኽእልዩ ብምባል ኮይኑ እሱ ድማ ከም ል ዓድዚ ናብቲ ዓድቲ እገለ እገሊት ርን ከምዘፋልጥን ከምኡዋን ኣነ ኣማጸጽኣን ናታ ኣዝማድዊን ናብቲ ናብዚ ኣሌ ዝርከብ ዘሎኹ እቲ ነዚ ክገብር ዝደፋፍኣኒ ምስ ትሕቲ ባእዳዊ መግዛእቲ ዝነበረትሉ ጀ ባዕልና ፊደል ምስዘይዛመዱ ይወሃብ ስሰዘሎ መንእሰይ ወለዶ ብትምህርቲ ዘይረኸበ ምስ ቋንቋኡ ዝዛመዱዊን በዓል መን ምኺኖምን ናበይ ናበይ ነዚ ነዳልወሱ አ ንክፈልጥን ፈሊጡዊን ናይ ብዓሉ ባክ ታሪኻውን ጥንታዊ ቋን ምዘሌሉዎ ፈሊጡ ብኡኡ ታያር ዊን ኩርዓት ክስምዖ ናይ ቋንቋ ግእዝ ኣዝማድ ዝርከቡሉ ድማ ኣውሮፓ ምድሪ ከ ም ይረገ ከይፈለጡን ቫርከበሉ ግን ካብ ቀዳማይ ምብራቕ ሜሶፓታሚያ ጀጻሟዴ ከሳዕ ማእከላይ ምብራቕን ካብኡ ሓሊፎም ድማ ክሳፅ ኣፍሪካ ዝተባህለ ከፍለ ዓለም ብከፊሉ ዝንገሩን ዝፍለጡን ጥንታውያንን ጥንታዊ ታሪኸ ዘሎዎም ቋንቋታት እዮም ብድሕሪኣ አሳቶም ድማ ከምቲ ናብ ቦቱኡ ዝገጽኩዎ ብድምጸ ጽሑፍ ፎኖቲካ ብትርጓመ ጽሑፍ ዝራኸቡን ዝተኣሳሰሩን ኮይኖም ከምቲ ናብ ላዕሊ ብስእላዊ ሃረገ ትውልዲ ዝረኣዩዎ ድማ ካብ ሓደ ሴማዊ ዕ ዝወጹ ጨናፍራት ኮይኖም ዝፍለጡን ዝጽውዑን እዮም ካብዚ ዕፅ እዚ ዝወዉጸትን ካብኡ እታ ሓንቲ ጨንረፍ ተባሂላ እትፍለጥን ቋንቋ ግእዝ ድማ ምንምኳ ናብ እተፈጥረትሉ መሬት ፈሳላጢኣ ብዙሕ እንተዘይኮነ ብናይ ዓለምና ቋገቋ ምሁራን ግን ጥንታዊትን ናይ ምርምር ቋንቀጌን ምኺኽሽና ተፈሊጡ ብዘሎዋ ጥንታዊ ታሪኸ ድማ ምስ ኣሕዋታ ሴማውያት ቋንቋታት ብምትእስሳር ብተፈሳጥነት ትርከብ እቲ ዝበዝሕ ተፈላጥነታ ድማ ምስ ኣሕዋታ ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ እዩ ንሕናዊን ግእዝ ምስ ኣሕዋታ ምስ ኣዝማዳ እናበልና ከነፋልጥ ናብ ጻዕሪ ተዋፊርና ዘሎና። ካብኡ ንላዕሊ ድማ ካብ ካልእ ዓለም ናብ ንትምህርቲ ዊን ንዝመጽእ ደላይ ፍልጠት ኩሉ ከይ በ ምርምርን ቻና ቢከ ቸላ ክትግበርን ከሎ ድማ ብጣዕሚ እዩ ዘሐጉስን ዘቕንእን እሴ ይ ተቐቢሎም ናበየ ዩኒቨርሲታቶም ንመማዕበሊኡ ዝግደሱን ዝሓልዩን ንዘሌጤ ናይ ሴማውያን ኣህጉራት ምሁራን ክንዲ ምንታይ ጽኑዓትን ኣኸበርቲ ባህልታትን ናይ ምኺኖም ዘላሊ ዓቢ መጽሄት ኮይኑ ይርከብ ስለዚ ነዚ ህይወት ሴማውያት ዝበልኩሉ ምኸንያት ድማ ሙታን ብህያዋን ኣዝማዶም ጻዕሪ ታሪኽ ህይወት ረኺቦም ናብ ህያዋን ዓለም መድረኸ ወጺኦም ክረኣዩን ክፍለጡን ክኢሎም ስለዝርከቡን ስለዝተረኸቡን እዩ ስለዚ ብከምዚ ናይ ኡጋሪቲት ቁንቋ ትንሳኤ ካልኦትዌን ከምኡ ዕድል ረኺበን ካልእ ዘይተፈለጠ ናይ ቐዳሞትና ታሪኸ ናብ ምፍላጥ ክበጽሓ ናይ ደላይ ታሪኸ ኩሉ ተስፋን ትምኒትን እዩ ስለ ኡጋሪቲት ኣልፋ ቤት ንምርኣይ እንተ ኣድልዩ ግን ናብ ቦትኡ ምስ ካልኦት ብሰንጠረጅ ቀሪቡ ስለዘሉ ንዑዑ ምርኣይ ህላወ ግእዝ ናይ ግእዝ ቋንቋ ካብተን ብህይወት ዘሎዋ እሕዋታ ብሀይወት ዘላ ስለህይወታ ታሪኸ ኣሕጽር ኣቢልና ንምብራህ ካብቲ ካንቲያ ካብ እተባህለ ቀዳማይ ናይ ህይወታ ታሪኸ እቲ ሓደ ንወነንታ ዘኹርዕ ቅድም ብዝበሉ ዘጦናት ብኣንጻር እተን ከቢበንኣ ዝነበራ ናይ ፓጋን ቋንቋታት ኣሳ ከምባህላዊ ሞኖቲኢስት ሓደ ኣምላኸ ናይ ምፍላጥ ቋንቋ ምንባራ እዩ። ስለ ዛታ ንኣነበብራ ህልውንኣ ዝመስሉ ክልተ ተምሳላት ንረክብ ይኒ አሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም ናይ ግእዝ ቋንቋ ናብ ሃገራ ብዘሎ ከምሓደ ናይ ጀግንነት ስራሕ ሰሪሑ ምስጳረገን ጉልበቱ ደኺሙ ናብ ቤት ምስወዓለ ግን ብደቁን ቀረብቱን ከይተረፈ ኣቓልቦ ዝሰኣነን ዝተረስዐን ሰብ እዩ ዝመስል ብዝተረሰዐ ሰብ ክንምሰሳ ዝገብረና ድማ ናይ ግእዝ ቋንቋ ናብ እተፈጥረትሉ ምድሪ ካብ ዘሉዋ ቋንቋታት ኣቐዲማ ከምሓደ በዓል ሙያ ጅግና ናብ ሰነ ጽሑፍ ሙያ ውዒዓሳ ናብ ታሪኽ መድረኸ ክትርአን ክትፍለጥን ካብ ሽሕ ዘመን ንሳዕሊ ምንባራ ናይ ታሪኸ ሙያን ጅግ ንነትን ክኸውን ሕጂ ግን ናይዛ ቋቂንቋዚኣ ናይ ህይወታ ኣቓልቦ ብዝምልከት ናብ ስነ ትምህርቲ መኣዳ ቀሪቡ ብዘይምርኣዩን ብዘይምርካቡን ዝተረስዐ በዓል ሙያ ስለዘምሰሳ እዩ ናይ ግእዝ ናይ ሕዲ ዘሎ ናብራ ህይወት ምስ እንምልከት ድማ በሕዋቱ ግብጺ ንዝተበጠ ዮሴፍ ወዲ ያዕቆብ መሲሉ ንረኸቦ እሱ ድማ ዮሴፍ ብኣሕዋቱ ምስተበጠ ነቡኡ ግን ናይ ሞቱ መርድእ ጌሩ ዝበጽሖ እሱ ድማ በቲ ከይሞተ ሞተ ተባሂሉ ብዝተነግሮ ናይ ወዱ ሓዘን ኣፅይንቲቱ ከምዝዖሩ ታሪሽ ዝነግረሉ ያዕቆብ ወዱ ዮሴፍ ግን ኣቡኡ ናብዘሉሎዎ ምድሪ ከነንን ምዉት ይበሃልምበር ናብዝተበጠሉ ሃገር ግብጽስ ህያው ብምንባሩ ንዳሕራይኳ ነቶም ከይሞተ ሞቱ ንዘውረዩ ኣሕዋቱ ኮነ ብኡ ወቓሬሞት ኣዕይንቱ ንዝዓወረ ኣቦስ ተስፋን ዘጸናንዕን ኮይኑ ተረኸኺቡዩ ከምኡ ድማ ቀቋንቋ ግእዝ በቲ ነዊሕ ናይ ብሕትነት ጊዜ ሕሸ ዘበርከተቶ ስነ ተምሀርቲ ከም ኢምንት ኮይኑ ወጻእተኛታት ቋንቁቋታት ብስልጣነ ይ ሰም ው ዝ ገራ ክር ተውት ከምእተፈለየት ብዝኣክል ዥ « ሰጥ ፔቴቦሮቦሮም መፓ ተዮ ፒን ድፖ ኖ ኣ። እዚ ስሕተትዚ ድማ ከምተን ናብ ሳዕሊ ዘብራህኩወን ናይ ግእዝ ቃላት ናብ ናይ ግእዝ ቃል ዝርከብ ኮይኑ ንዑዑ ድማ ዝነበሩ መምህራነ ግእዝ ኣብ ጊዜ ትምህርቲ ንዘንብብ ተመሃራዮም ኣጥብቕ ኣይተጥብቕ እናበሉ ዘስተምህሩን ዘፍልጡን ዝነበሩ እሳቶም ጥራይ ስለዝኾኑ ሕጂ እሳቶም ናብዘይርከቡሉን እተገለሉሉን ናይ ጊዜና ኣብያተ ትምህርቲ ድማ እቲ ስሕተት መምህሩ ኮነ ተመሃራዩ ክሰሓሓቱሉ ይርከብ ኣሎ። እዚ ምራቹ ር ወሽ ር ኮይኑ ክትርጐም ከይጠበቐ መካነ መቓብር ቦታን እዩ ዘርእን ከኛ ብ ግን ግገይ ማክ ኸይ ስለዚ በዚ ከምዚ መሳሊ ኣናብባ ብዝመጽእ ት ርጉም ና ነነይ ምንታይ ዘይቃረብን ዘይራከብን ትርጉም ከምዘሉ ብ ከ መጠን ንምልካዕ ኣየሸገርንዩ በዚ ድማ ናበየ ዲስኩራቱን ናበየ ቲ ስሕተት ግሉጽ ኮይኑ ከም ዝከኣል ዩ ክርአን ከምዝስፅን ናይ ባዕልኻ ከምዚ መሳሊ ስሕተት ዘ ስምህርቲ ኮይኑ የአስሮሥፒምጵጵክ ተ ዝበረ ብኡኡን መሰልቱን ከይተኣረዉ ስለዝ ይይ ናበየ ቢት ድማ ናበየ ዲስኩራቱን ኣስተምህሩኡን ነቲ ስራሕ ዓለም ረሙሉ ቃል ከምሓቅን ቅቡልን ጌሮም ክናሌን በር ጊዜ ን ዘይጠብቕን ፈልዩ ከንብብን ክዛረብን ዝኸእል ብቤት እቲ ዢ ኩሉ ዝተሬኸበ ጥራይ እምበር ተጻሒፉ ዝተዋህቦም ኣንበብትን ርቲ ግእዝ እቲ ስሕተት ክቕጽል ክነብርዩ ማለትዩ እዚኣቶም ፈደ ብር ናብ ስሰቨይኮ መሬት ናብ ህይወታ መድሃኒት ለዘዶትሉ ዘይተረኸበሎም ሕማማት አ ቁ ኮይኖም ኣነ ብወገነይ ነዚ ከምዚ መሳሊ ስሕተት ምርእይን ክብል ነዛ መጽሓፍዚኣ ከዳሉ ከሎሉኹ ናብ አያ ቤር ፎላ ክልተ ነጥቢ ብምግባር ጽሒፈዮ ኔረ ሕጂ ናብ ትግሪና ከትርጉሞ ከሎኹ ግን ከምኡ ጌዱ ዝሃትም ቤት ህትመትዊን ስክየሎ ናብ ኢድ ኡፈይ ጥራይ ክተርፍ ስለዝኸእል ገዲፈዮ ንተምሳል ዝኣክል መካነ ከጠብቕ በ ናብ ልዕሊ ካ ክልተ ነጥቢ ብምግባር ኣጥብቕ ማለት ምኻኑ ዘርኢ ምልክት ኮይኑ ንክልመድ ኢለ ጌረዮ ኔረ ከምኡ ድማ ናብ ትብል ቃል ናብ ኣዕሊ ማ ነጥቢ ጌርካ ከተጥብቕ ከሎኻ እሱ ድማ ከኸውን ብዘይ ነጥቢ ግን ዕንጸይቲ ድማ ይኸውን ኣሎ ናይ ምህላው ዘርኢ ምስትደሊ ናብ ልዕሊ ሎ ነጥቢ ክትገብር ብዘይነጥቢ ግን ናይ ቴሌፎን ኣሎታ ኮይኑ ይስማፅ እተን ንምጥባቕ ክልተ ነጥቢ ዝዓርፋለን ፊደላት ድማ ናብ ማእከለይቲ ስለስተ እንተኾይነን ወይ ካብኡ ንላዕሊ እታ ቃል በዓልቲ ከልተ ፊደላት እንተኾይና ድማ ናብታ ካልኣይቲ ይዓርፍ ማለትዩ ናብ ስነ ጽሑፍ ግእዝ ኮነ ካልኦት ከምዚ ዝመሳሰሉ ክልተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ትርጉም ዘሎዎም ቃላት ስለዘሎጪ ናብ ቋንቋ ትምህርቲ ኮነ ናብ ስነ ጽሑፍን ዘረባታትን ኣቓልቦ ከግበረሎም የድሊ። ም ለ በው ብስነ ጽሑፍ ብድምጸ ራደ ሽሉ ሽክ ን ር ማፍ ድምጺ ኢ አ በዝህብ ምጽ ጠቁ ት ዩ ኩሉ ናብ ምኳን ዘብጽሕ ዘሉ ግን ሕጃቋ ምንባብን ካልእ ስሕተገ ዩ ነዚ ቤት ትምህርታት የነጻጽ ፍቺን እቲ መልሲ ናብተን ዝተጠቕሳ ክልተ ቤ ን ን ት ክ ኩሉ ናብ ፏንቋ ግለካ ተመመ ር ለለናተፈጸይክ ዘሎ ናይ ቋንቋ ስሕተት ናብ ትግሪና ቷንቋ እሃ በስድ በሰዝርከብ ካብዚ ኩሉ ዝበጽሕ ዘሎ ተሳዒልካ ድማ እቲ በ ረ ር ርሕ ከምዘሊ ንቀንቃ ምሁር ግሉጽ ኮይኑ ናብ ዘተሓሳስብ ደረኘግ ናይ ምብጽሑ ድማ ፍዷፎ ው አዳስ ሓሳብ ይኸውን እዚ ኣተኩሮ ኣቃልቦ ይንበ ይገበር ድማ ዘመሰካክቶ ብጠቅሳሳ ናብ ሕዝቢ ብፍሳድ ሙኝ ፍልጠት ናብ ዘሕዝኖምን ዘተሓሳስቦምን ምሁራን እዩ ብዛዕባ ናይ ቋንቋ ግእዝ ኣተኩሮ ኣድላይነት ድማ እታ ብቀዳምነት ስለ ከ ር እ ክትግደስን ዘግባኣ እታ ዋና በዓልቲ ኣራ ያንቋ ግእዝ ዝኮነት ቤተ ክርስቲያን እያ ግዳ እታ ቋንቋ ባዕላ ሃገራዊትን ናይ ቋንቋና መሠረትን ከም ምኺና ግን ሓልዮቱ ናብ ሓንቲ ቤተ ክርስቲያን ከይተገደፈ ናይ ኩሉ ኣተኩሮ ክነብር ዘሎዎ ። ናይ ግእዝ ቋንቋ ዝርግሐ ካብ ቀደሙ ካብ ቤተ ክርስቲያን ምንባ ናይ ቀረባ ጊዜ ታሪኸ ኮይኑ እዚ ድማ ናብቶም ካብ ሓደ ናይ ዕድመ ዕድል ሰብ ካብዘይበልጹ ናብቶም ዝሓለፉ ዘመናት ምልስ ኢልና ምስ እንሓስብ ከምዚ ሎሚ ናይ ዘመኑ ኣብያተ ትምሀርቲ ከይነበሩን ከይተዘርግሑን ናይ ቤተ ክርስቲያን ኣባል ንዝኾነ ይኹን ንዘይኮነ ደላይ ፍልጠት ኩሉ ዝነበረኦ ኣብያተ ትምሀርቲ ናብ ኣብያተ ክርስቲያናትን ናብ ገዳማትን እየን ኔረን ናብዘን ጳብያተ ትምህርቲ እዚኣተን ዝወሃብ ዝነበረ ትምህርቲ ድማ ንባቡ ዜምኡ ግ ጥሙ ቅኒኡ ወዘተ ኩሱ ብግእዝ ኮይኑ እሱ ድማ ነታ ቤተ ክርስቲያን ብበዓልቲ ቤትነታ ካብ ምፍላጡ ንሳዕሊ ነቲ ወናን ግእዝ ህዝቢ ድማ ወናን ጥንታዊትን ባሀላዊትን ቋንቋ ከም ምኳነኑ ክፍለጠሉ ጸኒሑዩ እቲ ጥንታዊ ማሃ ፊደል ች በዘበታዚ ገሻ ቡ ጓጊጠ ንዘመናዊ ትምህርቲ ክመሓሳለፍ ክኢሉ ናይ ግእዝ ቋንቋ ኣበርክቶ ድማ ምንምኳ ናብዚ እንተ ተደረተ ታሪኸ ኣበርክቶኣ ግን ክዝንጋዕ ኣይክእልንዩ ን ዘመናዊ ትምህርቲ ግን ምንምኳ ነቲ ናይ ግእዝ ፊደላትን ፍ ትምህርቱ መደብን ካብ ግእዝ እንተተረከቦ ግዳ ካብ ግእዝ ። ተወሰገክ ናብ ሕብረተሰብናዋዌን ናብ ት ከያ ኖዛ ዘሎ ዘይድለ ምፍልላይን ከበር ህይወቴን ስ ኮይኙ ዝርጎ ጊ ምስሕሓብን ብቐ ከድርን ዘር ሳዕቤን ንምዕጋት ይጣ እ ዝርአ ብዘይምርኣዩን ነናብ ዝበጻ ር ጻዕሪ አስሬ ከከዎ ኣተኩሮ ይገበረሉ ገባ ግእዝ ህይወት ምስኡ ድ ም ር ናከር « ን ኮ ክጠናክርን በ ስተን ዝሕለፍን ዝርዞ ም ከም ቀሊል ሬኔ ነ ዝርአን ኣይኮነን ክሕለፍ ስለዘይግቡኦ ድማዩ ንሕናዊን ር ልጥ ትውልዲ ክፈልጥሞ እሱውን ካፋሊ ንምኻን ንምንቕቓሕዩ ነቲ ኩሉ ሓሳብ ንብሎ ዘሌሎና ናብ ተግባር ዘብጽሕ እቲ ሓደ ኣማራጺ ኮይኙ ዝርከብ ድጓ ነቶም ብዘይተተካኢ ምስ ግእዝ ከም ግእዝ ኣቓልቦ ስኢኖም ናበየ ቦቱኡ ብዘይሙያኦም ናብርኦም ንምምራሕ ክብሉ ናብ ፈቀድኡ ሰልከይ ይብሉ ንዘሎጨጪ ምሁራነ ግእዝ ኣሳባሲብካን ኣኻኺብካን ሓደ ሓድጊ ንምትራፍ ኣቃልቦ ምስጻዕሪ ምስዝነብርዩ ምስዘይግበር ግን ዳሕራይ ምስ ሓለፉ መቓብራቶም ኩዒትካ ብዘይ ኣዕጽምቶም ሓድጊ ስነ ትምህርቶምን ስነ ፍልጠቶምን ከምዘይርከብ ርዱእ እዩ ስለዚ ግእዝ መፍለጢትን መፋለጢት ባህሊ ወነንታን ፈለጥታ ድማ መራሕቲ መንፈሳዊ ህይወትን ማሕበራዊ ናብራን ምኳኖም ተፈሊጡ እዚ ጸሙ ቅድሚ ምጽናቱ ክሕሰበሉ የድሊሲ ሕጂ በዚ ኩሉ ስለግእዝ ታሪኸ ምዕባለ ኣድላይነት ከቕርብ ከሎኹ ሓደ ሓደ ኣርሕቕ ኣቢሱ ናይ ምሕሳብ ዕድል ዘይተዓደለ ግእዝ ምፍላጥ እንታይ ኣድሰየ ጥቕሙስ እንታዩ ዒሠሉ ጣሴ እዝ ዝብለልና ዝብል ስለዘይሰኣን ስለኣድላይነቱን ጥቕሙን ከምዝስዕብ አደሊ ሃገር ንደቂ ወጻእተኛታት ቋንቂ ግእዝ ብዘሎናዮ ዘመን ናብ ወጻኢ ምሁራን ተፈላጢት ከም ምኺና ብኣኣ ዝመጽእ ጥቕምን ር ሀዚኡ በሓጺሩ ከምዚዩ ጥቕሚ ግእዝ ናይ ምፍላጥ ጥቕሙ ር በከአህታን ኩሉ ዘርኣኩዎ ግእዝ ብሽማ ብቋንቋነታ ብጥንታዊነታን ተናል ባህላዊ ህዝቢ ጠቓለለት ከም ምኺና ባህልኻ ምፍላጥ ድማ ዊይ ገላዕሊ ናይ መፍለጠዩ ምስኡ ድማ ግእዝ ይንገራ ካብ ዘሎቸ ን ኣበርክቶኣ ብዙሕ ስነ ጽሑፍ ቂንቋ ስለዝኮነት ናብ ስነ ጽሑፍን ስነ ም ወናኒኣ ናብ ስለዝኾነ ጥቕማ ድማ እዝን መሳሊኡንዩ ብካልእ ክትምዕብልን ንክትፍለጥን ሦህርቲ ኮነ ስነ ምርምር ብሰፊሑ ዘርቪሑ ገከሕሮ ብ ዓለምና እንተዝገብራ ነዓዓምበር ነተን ዘሎዋ ካልኦት እ ነቲ ቂንቋ ናብ ሃጭን ናብ ዝርከቡ ቁንቋ ምሁራንን ተመሃሮኦምን መ ጣእዝ ንምጽናዕ በቢዘመቸዎም ጊዜ ንመጩጽና ክል ተናጋሪኡን የለመ ውማ ነታ ሃገ ናይ ዳይ መነሃርያ ደጃ ምመጽ ሞ ሼድ ያማለት ምሁራን ኣጋይሽ ድማ ብ ዝመጹሉ ቀንቆ ዳሎ ናብ ታሪኸ ምርምር ዩን ምኣተዉሞ ናይዛ ክሳብ ሕዲ ሓቃዌ ስ የፋ ናብ ፃይኒ ምሁራን ዘይበጽሐ ናይዛ ነገር እዚኣ እቲ ቀዳማይን ብሰንኪ ደለዝቲ ግን ንድሕሪት ፍክ ል በል ታሪካዋን መርሚሮም ምተረድኡሞ ዝተረድኡዎ ድ ኤርትሪ እቲ ዓቢ ፋቶ ልጡ ምኸኣሉ እዚ ድማ ገዛ ሓዳስ ነጻ ውጻእ ሃገረ « ኮቕማ እዚ ጅ ። ር ካመር ምርባሕ ዝብዝፐ ጸኒሖምዮም ሮይ ብክ ውጽኢት ጸባ እ ረይክ ከከ ይዩ ቁዩ በዬ ነም ተመክኡ በ ሐበነ ጩለቴ ር ቸም ዘርከቡ ፍራ ፍረ ከም ነገት ባ ር መስቋ ወዘተ ዝለገሰቶቱ ደ ሰይ ፍረታትዊን ኣሉውዎሃ እዞሃ ይሽ እዚኣቶም ዝመሳሰሉ ዘርከቡዎን ድማ ናብቲ እሳቶም ዘርከቡሉ ከባቢ ኸ ስለዝኮነ ምስዘድልዮም ናብ ከበሳ ወጺኦም ገቶሃ ኮረታገጎ በአክሊ ዴኤ ይልውጡዮም ም ትግረ ተናገርቲ እዚኣቶም ድማ ንብዙሕ ዘመን ብተምህርቲ ከነ ሳራት ጃቸራን ንከመሓይሹ ትኩረት ዝገበረሎሉምን ዘሓሰበሌሎምን ስለዘይነበረ ወቃስ ዩት ዝኮነት ቋንደኦምዊን ከምግእዝ ናብ ሃገራ ተረሲንን ኣቓልበ ኣናን ብተናገርታ ኣካባቢ ጥራይ ተወሲና ትነብር ኔራያ እሱ ዊን ካብቲ የ ለፏ ተታሒዙ ዝነበረ ዋና ከተማኣ ኣስመራ ናብ ዝረሓዋ ብምንባራ አምበር ብሰንኪ እቲ ኣደንቁርካ ግዛእ ዝብል እኩይ ኣታሓሳስባ መግዛእቲ እታ ነበርቲ ቆላታት ተሪፉ እቶም ንከተማ ዝቐረቡ እንኳይዶ ዝረሓቐ ከቦ ም ስልጣነ ነጸብራቕ ክርእዩ ስለዘይተገብረ ነዓዓ ዊን ናብቲ ዘላቶ ከበሳታትኳ ናይ ስ ክበጽሑ ኣይከኣሉን ምበር ዝበጽሔ ናይ ጥፍኣት በትሪ ምበጽሓ ኔሩ ንምልቓቕን ንምጥፋእን ክበሃልዊን ከምቲ ናብ ካልኦት ቦታታት ዝተገብረ ነዓዓ ቋንቋ ዘናግሩሉን እንተዝኸእሉ ኔሮምስ እቲ ናብ ግእዝን ትግሪናን ምስኡ ድማ ካብ ልሳን ተናጋሪኣ ንምምዕባል ዘይኮነስ ንጥፍኣታ ክበሃል ናይ ባዕሳቶም ዘማዕብሱሱን ናብቲ እሳ ትንገረሉ ሓደ ዳስ ወይ ኣጉዶ መቆሙ ኔሮም ግዳ ነዚ ንምግባርን ነፃዓ ንምጥፋእን ክበሃል ናብ ከባቢኣ ዘብጽሕ መንገዲ ስለዘድሊ ግን ብኡኡ ምክንያትን ብናቱ ወጻእን ድማ ነቲ ከባብን ነታ ሃገርን ናብ ልምፃት ኣስተዋጽኦ ስለዘብጽሕ እዚ ኩሱ ነዓታቶም ዘየድሊ ካብ ዝግበር ግን እሳ ናብዘሳቶ ትትረፍ ብዘሳን ተነጊራስ ክንደይ ከይትሰርር ብዝብል ፍልስፍና መግዛእቲ ይመስል ከይተነኸአትን ከይተተንከፈትን ናብ ነጻነት በጺሓ ሕጂ ብመንግስታ ሓልዮት ተናገርታ ብቋንቋኦም ክመሃሩ ስለዝተገብረ ናብ ይ ምዕባለ ተምርሕ ኣሳ በዚ ድማ በዓልቲ ዕድል ቋንቋ ንብላ ካብዚ ንላዕሲ ስለ ናይ ትግረ ቋንቋ ናይ ዕድላ ታሪኽ ብሰፊሑ ከነልዕል እንተኾይና ግን ናይ ባዕላቶም ቋንቋን ታሪኸን ንዓለም ኣፋሊጦም ምስወድኡ ናይ ካልኦት ቋንቋታትን ታሪክን ድማ ንዓለም ከፋልጡ ናብ ጻዕሪ ንዝኣተጨ ን ንዝኣትጩ ን ንናይ ዓለምና ምሁራን ምስጋና ይብጽሓዮምሞ ከምኡዩን በቲ ውሱን ዕላምኦም ናብ ሃዢርና ናብቲ ዘይተማህረን ናይ ትምህርቲ ዕድልዊን ክረክብ ናብዘይከኣለ ናብ ምዕራባዊ ቆሳ ክፍሊ ሃዝር አበርስ በመግ ቤቷ ሓይሳት ከምዘይተፈጠረን ከምዘየሎን ይሕሰብ ናብዝነበረን ከ ነት ናብራ ይመርሕ ናብዝነበረ ህዝቢ ከባበ ቆላ ሃገር ወተ ጌሮም ምተ ናብርኦአዋን ርሩ ጌቦሮም በረካ ንበረካ ከርተት ኢሌም ናታቶም ቋንቋ ኣጻተዖም በርኡ ዊን ናብራ ጌሮሃ ኤትኖግራፍያ ዝመሳሰሉ ዶጋ ስለ ቋንቋ ትግረ ጋ ሪክ የበ ብ መጻሕፍትን ካልኦት ስነ ጽሑፋትን ዝጸሓፉዎም ዖዢ ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ ናብ ጀርመ። ኑል ዘስግእ ዩ ር ኣዘዙ ድማ ብ ሀሰረቱ ቋንቋ ካብ ክፍሊ ባህሊ እቲ ቀዳማይን እቲ ዋና ጥዔ ጩራከብን ከም ምኳኑ እቲ ዋና ዝበሃል ካብ መሰረቱ እናለቐቐ ው ከ ኣሰሩ ተከቲሎም ንክስዕቡ ዝክልክሎም ሓይሊ ከምዘየሌ ናተፈለጠ ናብ ምዕጋቶም ግን ዳዕሪ ይግበር የሎን ነዚ ኩሉ ዘይድለ ናብ ነ ጽሑፍና ኮነ ሰነ ኣስተምህሩኡ ክፍጸም ዝገብሮ ዘሎ ግን ናብፋ ርን ንምንታይ ዘይፈለጥካ ዝበሃል ዘሎ መንእሰይ ጥራይ ዝግደፍ ዘይኮነስ እቲ ዋና ሽግር ኮይኑ ዝርከብ ዘሎ ግን እቲ ናይ ስነ ጽሑፍ ጥበብ ነ ሓዳኣፍልጦ ባህሊ ናብ ኣእምሮ ሃገራውያን ምሁራን ጥራይ ስለዘሎ ነፆፆም ሰታፍ ዝወሰዶ ኮይነ ናይዘ ተሳትፎዚ ደክ ከምቲ ብወገን ልምዓት ሃር ዝካ ዘለ ጻዕሪ ብፍላይ ጠፊኡን ደስኪሉን ብዝነበረ ናይ ምድሪ ባቡርና ንቅሰቃስ እቶም ፈለጥቱ ከይሓለፉን ከየምለጡን ተሰባሲቦም እናጸገጉኑን በጳስተምህሮ ድማ ሓድጊ እናገደፉን ይከዱ ከምዘሎ ን ብመራኸቢ ዜናታት እንሰምዖን የሐጉሰና ዊን ከምዘሎን ከምኡ ድማ በዘን ብሄራውያት ቋንቋታትናን በወገን ባህልናን ብዘሎ ድማ ፈለጥቱ ከየምለጡ ሓድጊ ገዲፎም ንክከዱ ጻዕሪ ዘድልዮ ምካኑ እቲ ናይ ጥፍኣት ነጸብራቕ ኮይኑ ዝውቀስ ዘሎ መንእሰይ እንተኾነዊን ቲ ዝውቀሰሱ ዘሎ ኩሱ ዘስተምህሮን ዘፍልጦን መምህር ኮነ መጽሓፍ ይረክብ የሎ ሰሰዘይረከበ ድማ ናብ ናይ ባዕሉ ቋንቋ ዘሎዎ ዝንባለ ፈጺሙ ለናትዳከመ ሰለዝከይድ ሓሳቡን ድሌቱን ብዝበልጽ ናብ ካልእ ዓለም ቁንቋን ፖሪሽን ባህልን ከምርሕ ጌሩዎ ይርከብ ኣሌ ናይዚ ምኸንያት ድማ ብዝበለጸ ብነ ባዕሱ ቋንቋ ዝተጻሕፉ ፍቕሪ ቋንቋኡን ባህሉን ከሕድሩሉ ዝኸእሉ ግረክቲ መጻሕፍቲ ብዘይምርካቡ ኮይኑ ብኣንጻሩ ናብ ቅድሜኡ ብብዝሓት ተዘርጊሖም ዝረክቦም ዘሉ ብባእዲ ቁንቋ ተጻሒፎም ባእዳዊ ባህልን ታሪክን በፖሩ መጻሕፍቲ ግን ንምንባቦም ብድልየት ዝስሕቡ ኮይኖም ስለዝረክቦም ብፍቕሪ ምስኣቶም ተቋሪንዩ ይርከብ ኣሎ ብኡ ተቋሪንዩ ከሉ ግን ካብዚ ባእዳዊ ፍቕሪዚ ኣላቹቐቹም ናብ ናይ ባዕሉ ቋንቋ ኮነ ታሪኽ ክሰሓብ ዝገብሩ መጻሕፍቲ ክረክብ ኒሩዎ ስሰዘይረኸበ ጋ ምስቶም ዘተራኸ በዝበልጽ እና ይሰ ካብላ ተዓ ሰጠን ኮን «ሕ ኮ ህርቶምን ዘላቕቹ እዚ ብዘይምርባበ ድማዩ ስለቆንቂኻ ስለባህልኙ ይምምሳላሹ ከምቲ ናብ ላዕሊ ዘርኣኩዎ ፍብክ ገንት ተ በዞ እዘ በባህል ቤዜ ዓ ሺ ሚመ መልሰ ናደ ወጻእን ነቐዓ የፍ። እጆ ሐና ደሳት ላባዶሖ ድ ት ከራገ ከረዋይ መሙ ጅመርኩ ተዛሒፉ ዝርከብ ኣሎሉ ንተምሳል እዛ ነጽሓ ትብል ተህ ምስ ደፍ ከት ሀራክበን ትርጉም ማሊክ ነጽስ ኢሳ የድ ለብራይሰጠጢ ድማ ጸናሕ ትገብራ ዓረብኛ ዴማ ጸረ ደ ይ በህ ከም ድማ ግለነቐ ዕብራይስጥን ካብ እተቀመጥዝ ባሥ ፖሬጩክ ምዝሳልን ከም ካብ ፈረስ በቅሲ ምዝሳል ወይ ሰብ ደፊኡ ከውድቐካ ከሌ ከርእያ ከሎዋ ረብኛ ግን ናይ ምውቃዕ ጥብትዎ እያ ተርኢ ገዳ ረብኛ ሰፊሕ ትርጉም ስለዘሎዋ ብካልእ ምስአን ተሰማሃ ዓሉ ይህሉ ይኸውን ከምዚ መሰልቲ ቃሳት ድማ ፊደሳተን ሓደ ኮይኑ ከሎ ብምልውዋጡ ግን ንቋንቋ ተመራመርቲ ከሸግር ይርከብ ኣሉ ግዳ ነቲ ናይ ቃላት ምግ ልባጥን ሐሓሊፉዊን ናይ ትርጉም ምርሕሓቅን ዝፈጠረ ልፐኮ ይ ዘመንን ናይ ቦታ ራሕቅን ደኣምበር ካብ መሰረተን ሓደ ከምዝኾናን ሓደ በበ ከምዝነበረንን ከምዘሱወንስ ዝፍሰጥዩ ናብዚ ርሕቁፃት ካብ ኣልዓልኩ ናይ ሴማውያት ቋንቋ ተዛረብቲ ዘሎውዎን ዝርከቡሉን ብመልክዓ ምድሪ ብጅድኦግራፊያ ክልል መጠን ካብ ጫፍ ንጫፍ እኳ ምስእንምልከቶ ሓደ ክፍሊ ተናጋሪኤን ሜሶፖታሚያ ኣካባቢ ክርከብ እቲ ካልእ ክፍሊ ድማ ናብ ኣፍሪካ ክፍሊ ዓለም ኣካባበ እዩ ዝርከብ ከምዚ ብዝመሰለ ራሕቂ ድማ ናይተን ቋንቋታት ህይወት ብቋንቋ ምሁራን ዳዕሪ እንተዘይሕሎን እንተዘይዕቀብን ጌሩ ካብዚ ዝበኣሰ ናይ መልክዕ ኮነ ናይ ድምጺ ምጥፋእ ዊን መጋጠመ ኔጌሩ። ሪኻ ሓዊሶም ድማ ታሪክ ቦታን ከም ምኳና ምስቲ ናይ መንፈሳዊ ታ ቺ ከተማ ክጸርፈሳ ምርካቡ ዩ ንጉስና ዳዊት ምባሎም ስለዘይተርፍ ምስኡ ድማ ብወገን ሰሜና ዝነበሩ ኣህጉራት ናይ ዘመተኦም መልዓዓሊ ናብኣ ዘነጻጸረ ስለዝነበረ ናብቲ እኳ ደኣ ካብዚ ንላዕልስ ነዚ ዘይተረድኡ ናይ ትምህርቶም ነታ ከተማ እቲኣ በቢጊዚኡ ዘጋጠሙዋ ተከታተልቲ ናይ ምፍራስን ጥንታዊ መጽሓፍ ሰዋስው ዘዳላጨኤሰባት ከይተ ናይ ሀዝባ ስደትን መከራን የሳላዓዕሉሞ እቶም ኩሎም ዝበጹጽሑዋን ዘጋጠሙዋ ጨካን ኢሎም ተርጐሞም ኣቅሪቦሞ መከራታትን ድማ ካብ ወገን ሰሜና ካብ በዓል ፋርስን ባቢሎንን ኮይኑ እዞም ነተ ስሕተት ኣራማውያንዊን ብወገኖም ናይ ሰሳም ጊዜ ከይሃቡዋ ብፍላይ ብዳዊት ንጉስ ዋቢነት ዝምራሕን ዝጽሕፍን ካልእ ጸሓፊ ድሜ ሓደ እናከደ እናተሰሓሓተ ከሰሓሕት ምንባሩዩክ ጥራይ ከሕፍን እስራኤል ዘመን ዕረፍቲ ከሊኦ ነገሰቶም ተዳሒፉ ከምዘሎ ናብ ሃገርና ዝመጸ መምህር እስራኤላዊ ድማ ናብ ሃገርና ኣትዩ ካብ ወንጌል ናብ ብሉይ ተሳጊሩ ከስተምህር ከሎ ኣራማውያን ቅድስቲ ኢየሩሳሌም ከተማና ንምሓዝ ብጦር ከቢቦም ንንጉስና ዳዊትዊን ናይ መጽሓፍ ዝጽሕፍ ሰብ ኽን ሰላም ጊዜ ኣስኢኖም ኣጨኒቆሞ ኔሮም እናበለ ከስተምህር ከሎ ብርግጽ ነዘይፈልጦ ድማ ክሓተሉን ወይ ኣይተረዳእኩዎን ኢሉ ክሓልፎ ከዓብኦ ከሎ ንዑዑ ሃገሩን ከተምኡን እቲ ንጉስዊን ንጉሱ እዮም ነቲ ዝሰምዕን ዝመሃርን ገዳ ዘይፈለጥካዮን ዘይተረዳእካዮን ናብ ስነ ጽሑፍ ብዝንገዔ ዘይኮነስ ብፍላጥ ዝነበረ ህዝቢ ግን ብርግጽ ታሪክ እዩ ኔሩ ግዳ ዘይምፍላጥ ዘከትሉ ብዙሕ ኣቅቀሪብካ ንባዕልኻ ተሰሓሒትካ ካልእ ከተሰሓሕት ምገባር ግን ይቕሬታ እ ት ገ እቲ ደ ሀዝቢ እንኳን ናይ መልክዓ ምድሪ ጆግ ዘይብሉ ስሕተትዩ ጡ ናቱ ሃገር ካበይ ናበይ ም ሰለዘይነበሮ ካብኡ ተላዒሉ ነቲ መምህር ሃና ይዓብና ከቦ በጤ ጐ ነሕተት ዝሓዝናዮ ናይ ሽም ኖስዕይስስን በሕተተ ብጸሓፍቲ ብምስናዩ ጥራይ ዝተረፈን ዝቆመን ዘይኮነስ እቶም ምሁራነ ገእዝ እንተኮኑዌን ከምቲ ህዝቢ ዝብሎ ካብኡ ብዘይፍለ ኣረማዊ ኢሎም ከጸርፉ ዝስምዑ እዮም እኳ ደኣ ናታቶምስ ካብ ጭካነ ናብዝከፍኤ ናብ ባህሊ ክፍሊ ጽሑፈይ ተመልከት ናብ ግእዝ መጻሕፍትና ዝተረፈ ኣሰር ትምህርቶምዊን ምምልካት ኣረማዊ ክብሉ ከሎጪ ካብ እምነት ዝረሓቐ ከሓዲ ናብ ዘመልክት ካብ ሶሪ ያዊ ኣራሚት ትርጉም እዮም ዝስንዝሩቐዋ። ከምዚ ኢሎም ካብዝጸሓፉ ቀዳማይ ሊትማን ናብ ሀላጀ መጽሓፉ ከም ዝጸሓፎ ክኸውን ናቱ ዋቢነት ጌሩ ድማ እቲ ብጊዜና ናይ ግእዝ ፕሮፌሰር ተባሃሉ ሽሙ ዝዝነነ ሌዝላው ናብ ብዙሓት መጻሕፍቴ ነዚ ብዝነክእ ዘርጊሔ የሰሓሕተሉ ኣሎ ናቱ ዋቢ ጌሮም ድማ ተማሃሩኡን ሰዓብቱን ይሰሓሓቂዜ ይህልጨ ንሕና ነዚ ንህቦ እርማት ግን እዚ ኩሉ ስሕተት ከመጽእ ዝዝሮ ናይ ግእዝ ቋቂንቋ ኮነ ምስጢር ኣካይዳ ባህሉን ኣዕሚቕካ ካብዘይምፍላጥ ዝመጸምበር እቲ ግእዝ ተናጋሪ ሕዝቢ ቅድሚ ክርስትና ኮነ ድሕሪ ክርስትና ንፈጣሪኡ ናብ ሰግይ ዘሌ ኮነ ናብ ምድሪ ናብ ባሕሪ ዘሎ ኮነ ናብ ቀላይ ንኩሉ እሱ ከምዝፈጠር ስለዝፈልጥን ስለዝኣምንን እግዚአ ሰማይ ወምድር ባሕር ወቀላያት ማለት ናይ ሰማይን ምድርን ናይ ባሕርን ቀላይን ኣምላከ ኢሉ ይጽውዖዩ እናጸውዖዊን ይርከብ እዚ ድማ ካብ ቀደምቱን መምህራኑን ካብመጻሕፍቴን ከምዝረኸቦ ከምዝፍለጥ ግዳ እቲ ዘሕዝነና በዓል ቤት ከምዘይብሉ ኣቕሓ ሃይ በሃሲ ከየጋጠሞም ክሳብ ሎሚ ብናይ ባዕልና ቋንቋ እምነትና ከባላሽጪ ን ሪከና ከዛብዑን ብዝነበሩን ብዘሎጨን እዩ ዚ ዝተዘናበለ ዝፈጠሩዎ ታሪኸ ዝህቡዎ ሓተታ ድማ ከሳብ። ተመሓሳለፈልናዩ ክበሃል ይከኣልዩ ምክንያቴ ድጣ ናብ ሃርና ይነብር ዝነበረ ህዝብና ዝተማህረ ካብኣቶም ስለዝኾነ ሃገሮም እቲ ስሕተት ናብኣቶም ምፍጻሙ ክፈልጥ ጣማአከሎም ንብዙሕ ዘመናት ስለዝነበርኩ ኮይኑ ወሰረት ኮይኑ ዝርከብ ዘሎ ግን ናብቲ ሃፒ ብገዕቀት አዛራርባ ናይ ተቪ ጉምህርቲ ቤት እናተባህለ ወለዲ ደቆም ናብኣተን ካብ ምልኣኸ ፊደል ናይዘይምቁጻሮም ብዘየገድስ ሳንጣ ኣንጠልጢሎም ናብ መገግስቲ ትቤታት ክከ ምርኣይ ስለዘሕጉሶም ቆልዑዊን ብኡ መስረት ፊደል ናብዘቹጽራ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ምኻድ ካብ ዝቋቂረጽ ዘመናት አቼጺዚዬፍሌእዜ ምስተቂረጸ ድማ ብቀጥታ ናብ መንግስቲ ተመሃሪ ቤት ከይደም ናብኡናብ ነዳማይ ክፍሊ ከምቲ ናብ ላዕሊ ዝገለጽኩዎ ናብ ሰሴዳ ናይ ፊደላት መልክዕኳ በርቸ ተባሂሉ ይጸሓፈሎምሞ ነዓዓተን ርእዮም ናብዝቕል ይሓልፉ ማለት ዩ እቲ ናብ ቀዳማይ ክፍሊ ዝጸንሖም መምህር ድማ ከምኦም ፊደል ከይፋጸረን ስነ ስርዓት ኣካይዳ ፊደላት ከይረኣየን ከፍሲ ወዲኩ ተባሂሱ ናብኡ ዝበጽሐ ምኳኑ ከምዝፍለጥ ድማ እቶም ናብ ሰሌዳ ዝሕፎም ፊደላት ገ እሳቶም ከምዝኮኑዎ ዘይኮነስ እሱ ከምዝሓሰቦምን ከምዝልስጦምን ኮይኖም ስሰዝጸሓፉ እሳቶም ድማ ናብቲ ገለ ዘይተጻሕፎ ንጹሕ ኣፅምሮ ህጻን በሴዳ ተጻሒፎም ዳሕራይ ካብቲ ዝሓዙዎ ክላቐቹ ብዘይምኸኣሎም ተዉፃሮ ናብ ዕሰፃይ ክፍሊ ምስበጽሑ ምናልባት ሓደ ሓደ ምሁራነ ግእዝ ናብዘሎውዎ ያ በር » ቐቁ ነጥብታት እዚኣቶሃ ኢሉ ነዝሓትገ ዘህቡም መልዐ ዘይ ናይዞም ዘተፈሳሰዬ ካብ ምንታይክ ቨመጸ ግእዝ እንተኾኑ ጉምህርቲ እዚ ካበያ ኮይኙ ክትሓትገ ግዳ ከምዚ ኮነ እቶም ምሁሪ ነ በቲ ሸሌ ይ ደማቹ ኣመ ዋን ስለዘይዝራ ኢልካ ናሥ ሐ ው ካብዛ ተሓታቲ ዋን ጁ ዮደዘ ናይቲ ጊዜ መም መምህሩ ዝተማህራን ዘ እን ኾ ይኑ ምዘ ካብኡ ስርተ ተምህርቱ ዘሓተ ስለሰዘ ኒኔ ኣመ መምሀር ናብ ትምህርቴ ምናልባት ተብል ጥርጥር ዲኣ ከ እተ ዖል ፈጺማ ክትፍጠር ላ ይድለንዬኙ እዘ ዮማ ሃይማኖት እሇ ጉምሀርቲ ዊን እ ንተኮነ ምስ ሃይማና ተ ዝተተሓሓበ ናብ ሃይማኖገጎ ትምህር ዮማ ጥርጥር ጸብ ክርክ ክነብ ስለዘይሁለ እዚ ነታ ቋንቋ ከይትምዕብል በ ተራ ኔሩዎዩ ገዳ ዘርከብዩ በርከ ና ዘህ ኝ እዚ ኩሰ ኮይኑ ከሉ ግን እቲ ዋና ቁምነገር ናይ ሪ ዝለ ይክ ይ ናይ ርር ዮምህርቲ ብፍሳይ ካብቲ ናይ ቅኔ ተምህርቲ ቀሚሱ ካልእ ትያ በተሰምዐን ህች ነዝቅጽል እሱ ከም ጽኑዕ ኑምህርቲ ኮይኑሉ ብድሕሪኡ ንዝ ርብ ታይ ችረ ዘኾነ ትምህርቲ ክንዲ ምንታይ ከምዝረድኦን ፍይ ምጽናዕ ሓይጽ መሃሮ ስስ ኃይ በሰ ኒገ ቅዳምናት ር ዘበርትፃዓሉን መሪ ጠተለምርሮ በነ ቁፍልጠተ ዊን ከምዘሕድረሉን ብ ከም ዝሰም ነም ጣር ናገኅ ብ ፋ ናብቶም ቀዳሞት ር ጋገጸ ነ። ና ግን ናብዚ ናይ ኣምሓርኛ ታሪክ ኣፈጣጥራን ር ፊሎደሰይ ንዑዑ ኮነ ከቕርቦም ዘይከኣልከ ካልኦገ ስለዘ ግዳ ገዲፈ ኣነ ኻ ብዘሎጊ ፅና መነ ዘ በላልኩዎ ዝኣክል ግእዝ ሓረገ ትውልዲ ብውሑድ እንተኮነዊን ኣርእዬር ክሓልፍ ከሉክ ቪኤ ከካ አስፈበኡን ንምችራብ ገዝለፃል የበፎጉንገ እናበልከ ቀጸ ደላይ ፍልጠት ቋንቋ ግእዝ ናይ ትምህርቱ መገዲ ሓባሪት ትኸውን ነር ግን ቅድሚቲ ትምህርቲ እቲ ናይ ግእዝ ተውልደ ሓረ ቅድሚታ ቋንቋ እቲ ሓረግ ከምዝቐደመ ንምርኣይ ኮይኑ ኣቐዲሙ ክፍለጥ ዝግቡኦ እቲ ኣማጻጽኣ ታሪክ ናይታ ቋንቋ ኣቐዲመ ዝኸተል ትምህርቲ ምኸታለይ እዩ ነዚ ዝገበርኩዎገ ዝኾነንን ድማ ብምምሃር ይኹን ብምስትምሃር ዝርከብ ወለዶ ብዝመሃረሉምዓ ብዘንብቦምን ከምኡዊን ብዘስተምህረሉም መጻሕፍቲ ከምዚ ብሓጺሩ ካ እንተከኒ ከነሣግይረብናዮ ካብ መሰረተ ኣማዳኡኡ ጀሚሩ ናይ ባዕሉ ቋንቋ ታሪክ ኣማዛጽኣ ዘስተምህሩን ዘረድኡን መጻሕፍቲ ብብዝሓት እሞ ከኣ ብቂዲቅቁኤ ስለዘየጋጥውዎ ንክረድኦ ኢለየ ምስኡ ድማ ናብቲ ዘንብቦ ናይ ይ መጽሓፍዊን ብዝኮነ ኣጋጣሚ ዝኣተሙጮ ናይ ግእዝ ቃሳት ስለዝርከቡ ንዝሓትት ተመሃሪ ድማ እቲ መምህሩዋን ክን ዝነበረት ላዘ ጊዜ ንዝመጽእ በፃል እንታይነቶም ንምፍሳጥ በጳታቶም ሓታቲምበር ተሓታቲ ከምዘይከውን ስለዝፍለጥ ተመሃሪ ንዝሓቶ ሕቶ መልሲ ከምዘይረክብ ዝርኤን ዝስማዕን ዘሎ ኮይኑ በዚ ኣጋጣማ ድማ ብፍላይ ናይ ትግሪና ቋንቋ መምሀራን ዝኮኑ ወይ ንዝኾኑ ናይ ግእዝ ቁንቋ ና ምፍላጥ ግዴታ ክነብሮም ኣድሳዩነቱ ንሕብር ረስ ቋንቋ ግእዝ ከይፈለጥካ ትግሪና ቋንቋ ከስተምህርየ ማለት ግ ት ግን ጥይት ዘይብሉ መሳርሒ ውግእ ተሸኪምካ ናብ ውግእ ሜዳ ከም ምስላፍ ዘሸለክያ ግእዝ ቋንቋ ሦፍሳጥ ዝጠቕሞ ንመልሲ ምሃብ ጥራይ ጋላ ፎን ና ብዝበልጽ ስርዓት ቃንቋዊን ስለት ን ጠባቕን ሳሕሳላሕን ትጥንቀቕያ እዚ ድማ ጊዜ በቢጊዚኡ በቶም ናብ ቋንቋ ትግሪና ዝርከዜሼ መስክ ና ዝኣተጨ ን ዝርከቡን ናይ ግእ ን ንሳ ካልእ ኣምጺእካ ንቃላት መክበዲ ወይ መጥዓሟ ብበ እንምልከት መ ን ን ዚንክ ር ና ቃሳት ምስ ን ተረፈ በዘለማድ ክዛረበሎም እንተኮይኑምበር ትርጉሞም ብትኽክል ይፈልጦምዩ ክበሃል አይከአልያ ችው ምሰኡ ደደ እኳን ትር ሞቻምጮ ይ ተሞም ናይ ኣናብቦኦም ዓት። ኣገ ቋንቋ ግእዝ ዝመሃሮ ንዘረባ ዘይኮነስ ግዳ ብዝኣክል ፈሊጠ እታ ቋንቋ ጥንታዊት ከም ምኳና ብኣኣ ድማ ናይቲ ጥንታዊ ተናጋሪኣ ህዝቢ ታሪኸዊን ተመራሚረ ንምፍላጥዩ ምስኡ ድማ በዚ ሎሚ ንናይ ዓለምና ምሁር ዝናፍቆ ዘሎ ጥንታዊ ገርምበር ደድሕሪ ናይ ጊዜና ተብለጭላጭ ነገር ምጉያይ ሰልችዎ እዩ ዘሎ ክትፈልጥ ብዛዕባ እታ ቋንቋ ዝተረስዐት እያ ዝበልካዮ ድማ እሳ ናብ ሃገራ ናብ ሃገርኩም ዝተረስዐት ትምሰልምበር ብዓለም ዩኒቨርሲታት ግን ግእዝ ሓንቲ ካብ ሴማውያት ቋንቋታት ከም ምኳና ከም ኩሉ ትምህርቲ ክሳብ ዶክትሬት ንመሃራ ኢና ኣነ ድማ ናይ ሴማውያት ቂንቂቋታት ተመሃሪ ስለዝኾንኩ ናብዚ ዘምጸኣኒዊን ንግእዝ ናብ ሃገራ ኮይነ ብሰፊሑ ንምጽናዕን ንምፍላጥንዩ እኳ ደኣ ጊዜ እንተዝነብረንስ ነታ ሴማዊት ዝኾነት ሳልሰይቲ ቁንቋቁኹም ትግረዊን ከጽንዕ ምፈቶኩ ግዳ ጊዜ ስለዘይብለይ ግን ጊዜ ምስረከብኩ እመሃራ እኸውን ሕጂ ግን ጊዜ ከየጥፋእኩ ከምቲ ዝገለጽካለይ ናብዚ ናይ ግእዝ መምሃሪ ማእከል ስለዘየለ ሓደ ግእዝ ፈላጢ መምህር ዋግኡ ዝኸፍሎ ደሊኻ ኣምጽኣለይ በጃኻ እሞ ከምዚ እንተኮይኑ ደኣ እቲ ናብ ሃገርካ ትግሪና ዘስተምሃረካ ግ እዝስ ንምንታይ ዘየስተምሃረካ። ቲ በዛ ሓጸር ጽሑፈይ ዘይዓገበን ሃነፍነፍ ዝበለን ቀጻሊኡዌን ቀ ቁጥ ኘኖካቸቆት ንዝተሓላሉን ናይ ፍልጠት ሰብ ኩሉ ድልየቱ ብዘዕግብ በሰፊሑ ንከቕርቡሉ ትምኒተይን ብሩህ ተስፋይን ዝገልጸሉ እዩ ኣነ ብጠቕላላ ናብዚ ስነ ጽሑፍዚ ዘተኩርኩሉ ድማ ከምቲ ናብ ሳዕሊ ናበየ ቦቱኡ መላሊሰ ከምዝገለጽኩዎ ብሓጺሩ እንተኮነዊን ናይ ግእዝ ፈጥራ ታሪኸ ኣመጻጽኣን ኣዝማዳን ቀረብታን ድማ በዓል መን ከምዝኾኑን ናበይ ናበይዊን ከምዝርከቡን ነቲ ወናን ግእዝ ንምፍላጥ ቦይኑ ነዚ ንምትግ ባርን ንምቕራብን ድማ ሰፊሕ ሓሳብን ከቢድ ትምኒትን ክቃለሱኒ ጌኔሮምዮም ብቃልሶም ድፍኢት ናብዚ ከምዝበጻሕኩ ድማ ምንምኳ ከደንቕ እንተዘይከኣለ ሕዲዊን ካብቲ ካብ ሕሊናይ ጌና ዘይተፈለየ ሓሳብ ናብዚ ዝደጋገጮጨ ቃላት ኮኑ ሓሳብ ክረኣዩ እናከኣሉ እዮም ናይዚ ምክንያት ድማ ንሓደ ሰብ ናብ ተግባር ክሳዕ ዘውዕሎም ናብ ህይወቴ ክወጹ ክወርዱ ዝነብሩ ዘይፍለይዎ ሓሳባት ስለዝነብሩዎ እዩ እሱ ዮማ ነዞም ሐሳባት እዚኣቶም እንተ ሓሲቡዎም ወይ ዘይሓሲቡዎም ናብ ዝዛረቦ ኮነ ናብ ዝጽሕፎ ካብኣቶም ሓደ ጫፍ ከይደንጠፈ ኣይሓልፍንዩ እዚ ድማ ህይወቱ ምስኣቶም ብዘሉዋ ምትእስሳርዩ ነዚ ከምተምሳል ጌረ ዘቅርቦ ሓደ ከንብቦ ከሌኹ ብዛዕባ ናይ ደራሲኡ መልክዓ ግብሪ ግሉጽ ጌሩ ዘርኢ ብጣዕሚ ዘደነቐኒ ከምግአ ብ ዓም ካብ ነጋድራስ ገሀይወት ባይከዳኝ ዝተባህለ ሰብ መንግስትን ናይ ህዝቢ ኣመሓዳድራን ብዝብል ርእሲ በምሓርኛ ዝተጻሕፈ መጽሓፍየ እዚ ደራሲዚ ከምቲ ኣርእስቲ መጽሓፉ ዘመልክቶ ብዘመኑ ካብቶም ሓደ ሓደ ነጸብራቕ ስልጣነ ዝፈንጠቀሉ ሰብ ብምንባሩ ምምሕዳር መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዚ ክከውን ኣሎዎ እናበለ ናይ ስልጣነ ዘንጸባርቅ ሓሳብ መሊሱ መሳሊሱ ብምቕራብ እቲ ቀዳማይ ኮይኑ ሓሳቡ ግን ሰማዓይ ብዘይምርካቡ ናብ ነድርን ጸርፍን ስለዘብጽሖ በዚ ምክንያት ናብታ ዋና ከተማ ክእሰር ክፍታሕ ምስ ጸንሔ ዳሕራይ ግን ብሓሳቡ ሰዓብቲ ከይፍጠሩ ተባሂሉ ይመስል ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎ ሜትር ናብ ዝርሕቅ ምስኡ ድማ ከቢድን ዘይከኣልን ኣየር ናብዘሎዎ ናብ ባጽዕ ንክእሰር ተፈሪዱዎ ዝዝበረዩ። ዝተበታተነ ሣ ሰባሲቡን ኣተኻኺሉን ናብ ህትመት ኣመና ዘተባህለ ዓርከ ከምዝዝበረ ናብቲ ይሕብር ዘብጽሐን ጳውሎስ መን መጽሓፍ ውሽጠ ዘሉ መግለጺ ስለዚ ንሕና ዊን ከምኡ ካብዚ ብምልዓል አ ውም » ሠ ካሳብና ናብ ወረቐት ወዲት ታለ የር ብምስፋር ናይ ከምኡ መሳሊ ጻውዒት ተሓባበር ጌ በርቲ ከም ምኳና ድሕሬና ዝርከብ ምሁር ኩሉ ድማ ካልእ ዳግማይ አ ክርከብ የድሊ ከ ኣነ ብወገነዴ ወርቂ ኢዮቤልዩ ካብዘቹጸረ ካብቲ ዘመን ንሃገረይ ካብዝምለስ ካብቶም ብጣዕሚ ዘተሓሳስቡንን ዘሕዝኑንን እቲ ሓደ ሓደ ደራሲ ምሁር ዝኾነ መጽሓፍ እናጸሓፈ ከሎ ዝጀመሮ ከይፈጸመ ብሞተ ምስዝፍለ ዝተማህረ ቤተ ሰብ ምስዘይነብር ኣማሊኡ ዘዳሉ ዓርኪ ይኹን ካልእ ስለዚ ንቤተ ሰብ ሕቶ ኣቕሪብካ ንምድላው ድማ ልምዲ ስለዘየለ እቲ መሞቲ ብዙሕ ጊዜ ዝለፍዓሉን ዝደኸመሉን ቁምነዝር ዝሓዘ ስነ ጽሑፍ ከምሓደ ተነቢቡ መዓልቱ ዘሕለፈ ጋዜጣ ናይ ምቅዳድን ምድርባይን ዕድል ናይ ዘጋጥም ስነ ጽሑፍ እዩ ነዊሕ ናይ ስደት ናብ ዝሰልጠኑ ኣህጉራት ግን ሓደ ምሁር ዝገደፈ ገዲፉ ክሓልፍ ከሉ እንተኮነ በዓልቲ ቤቱ ምህርቲ ስለትከውን ባዕላ ተዳልዎ እያ ምናልባት እሳ ናይ ስነ ጽሑፍ ኮነ እሱ ናይ ዝጀመሮ ርእሲ ንምድላው ይዕንቀጸኒዩ ትብል እንተኮይና ድማ እንተኮነ ባዕላቶም ዝሓቴዋ ይነብሩ እንተዘይኮነ ግን ባዕላ ናብቶም ብጣዕሚ ዘፍቅሮም ኣዕርክቱን ተመሃሩኡን ከይዳ ስለቲ ብጅምር ዝተረፈ ስነ ጽሑፍ ጊዜ እንተሃሊዎም ንከዳልውዎ ብዝኮነ ውዕል ተኒጋግሮምሞ ብሓዲኦም ይዳሎ ብድሕሪኡ መምህር ኣቶ ፕሮፌሰር ወዘተ እገለ ጀሚሩዎ ዘይፈጸሞ መጽሓፍ ብበዓልቲ ቤቱ ብወዱ ጓሉ ብዓርኩ ተመሃራዩ ወዘተ እገለ ዝተዳለወ ተባሂሱ ይሕተምሞ ናብ ጥቅሚ ምሁርን ተመሃርን ይውዕል ስለዚ ናብ ዓለምና ላይብረሪ ስልጡናት ኣህጉራት መሊኦም ዝርከቡን ዘሉዉን መጻሕፍቲ ብከምዚ ጻሓፍቶም ከይፈጸሙዎም ብዝሓለፉ ከምዚኣቶም መሰልቲ መጻሕፍቲ እዩ ካብቲ ዘቕንእ ሓደ ድማ እዚ እዩ ናብ ከባቢናን ሃገርናን ግን እዚ ከምዚ መሳሊ ልምዲ ብዘይምንባሩ እዛ ሓንቲ ናይ ነጋድራስ መጽሓፍ ጥራይ ርእየ ኣሎኹምበር ካልእ ድሕሪ መዋቲ ናይ መዋቲ መጽሓፍ ብድሕሪኡ ተማሊኡን ተዳልዩን ተጻሒፉ ዝወጸ ኣየጋጠመንን ምንምኳ ናብ ሃረይ ኔረ ዝኾኑ ዝሓለፉ ደራስያን እንተዘይፈለጥኩ ናብ ኣስመራ መጻሕፍቲ ይጽሕፍ ብምንባሩ ብመጻሕፍቱ ዝፈለጥኩዎ ኤርትራዊ ሊቀ መዘምራን ሞገስ ዝተባህለ ሰብዩ ግዳ እዚ ሰብ እዚኸ ዝጀመሮን ዝሓሰቦን ኩሉ ጽሒፉን ወዲኡን ኣተኻኺሉን ኣሃቲሙን እዩ ዝሓለፈ ዝገደፎ ጅሙር የሉን ኣይነበረን ማለት ድዩ ወይሲ ናቴ ጅሙራት ተጨ ገዢና ዘቡ ሦ ን ዝበጽሐን ፍብ ሃገርና አዮ የብ ኩሱ ዝበጽሕን ዝበጽስ ተሱዎምን ይኽውን ወረቓቕቲ ል ር ቸል ሕማም በጺሑዎምን ቀተሰ ኖይ ጽሑፍፕ ።