Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ሻዕ ፍትሓዊ እዩ ዓርስኻ ናይ ምከልኻልን ካብ ወፅዓን ወራርን ሓራ ንምዉፃእ ዝግበር ዝነበረን ዘሎ ቃልሲ እዩ።
ህዝቢ ትግራይ ኣብ መዋእሉ ብረት ኣልዒሉ ኣብ ዘካየዶም ኩሎም ቃልሲታት ብሓደ ነገር ብፍሉይ ይልለ ብፍትሓዊኑዩ ፍትሓዊ አዩ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከምዝብልዋቶ። ፍትሓዊነት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግሁድ ገይሮም ካብ ዘርእዩና መግለፅታት ሓደ ህዝባዊነቱ እዩ ድሕሪ ሞት ንጉስ ነገስት ዮሃንስ ዘሎ ብቐዳማይን ኻልኣይን ወያነ ዝግለፅ ታሪኸ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እንትንርኢኳስ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኩልግዘ ፍትሓዊ ወትሩግ ህዝባዊ ምኺኑ ቁልጭ ኢሉ እዩ ዝረአየና። ሒዝናዮ ዘለና ቃልሲ ንትግራይ ካብ ፅንከሊል ፈዩሙ ኣውዊኡ ናብ ሙሉእ ሓርነት ዝመርሕን ምእንተ ዘላኣለማዊ ቅሳነት ትግራይን ዝግበር ዘሎ ፅንኩር ቃልሲ እዩ ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ሒዝዎ ዘሎ ቃልሱ ኣሐይሉኣብ ዘቐፅለሉ ህዝባዊን ፍትሓዊን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ድማ ዝምጥኖን ዝግበኦን ፍፁም ሓርነት ከጭብጥ ኣብ ጫፍ ኣብ ዝበዕሐሉን እዋን ድማ ንርከብ። እቲ ብፅልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝተፀለለ ማሕበር ህዝቢ ትግራይ ብህወሓት ዝተፈለየ ጥቕሚ ይረከብ ኣሎ በለ ህዝቢ ትግራይ ጠበቓ ህወሓት ስለዝኾነኣብ ፀረህዝቢ ትግራይ መሰረት ገይርኻ ንከስራሕ ኣንፈት ኣቐመጠ ዘርዚርካ ዘይውድኡ መሰሪ ተግባራት አናፈፀመ ዝመፀ ውዳበ ምኺኑ ግልኳ እንተነበረ ዝተፈላለዩ ፀቅጥታትን ፃዕሪታትን ብምግባር ኣብ ኣቆፃፅራ ትግራይ ኣት ኣብ ትሕቲ ቤትትምህርቲ ሰንበት ኮይኑ ማሕበረቅዱሳን ብዝብል ስያመ ከንቀሳቐስ ሙሉአ ኣፍልጦ ተውሃቦ። ሐዚ አውን ኣካል ስርዒት ደሕንነትን ስለያን ወረርቲ ኮይኖም ቀሂሎም ኣለው ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣት ብመካየዲ ስራሕ ማሕበረ ቅዱሳን ቅርንጫፍ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተመርሐን ምስ ካልኦት ኣርባዕተ ተጋሩ ኣባላት እዚ ማሕበርን ኮይኑ ዝስዕቡ ሓደሽቲ መደባት ጥፍኣት ሒዙ መዊዩኡ ኣሎ ኣብ መላአ ትግራይ ኣባላት አቲ ማሕበር ንከሰፍሕ ኣጠናኺርኻ ምልመላታት ምቅዕፃል ኣብ ወፃኢ ዝተጣየሸ ዓለምለኸ ማህበረ ካህናት ትግራይ ብኣመንቲ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ተቐባልነት ከይረኸቡ ናይ ምፅልአላአ ስራሕቲ ምስራሕ ፀረ ብሄራውያን ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ዝኾኑ ጎስጓሳት ምክያድ አቲ ብወረርቲ ሓይልታት ትምከሕቲ ተጎቢጡ ዘሎ መሬት ትግራይ ኩሉና ኢትዮጵያውያን ስለዝኾና ናበይ ከይዱና ብዝብል ምስምስ ህዝቢ ኣሜን ኢሉ ከቅበሎ ስራሕቲታት ርከብ ህዝቢ ምስላጥን ወዘተረፈ ፖለቲካዊ ልኡኸቶ ማሕበረ ቅዱሳን ዋላኳ ብጉልባብ ሃይማኖት ንነዊሕ እዋን ተጎልቢቡ አንተነበረአቲመሊኡይፈስስዘሎሽርሕንሽጣራን ሸፋኑ ከቅላዕ ኣኸኢሉዎ እዩ። ኣብ ትግራይ ባንዳ ምኺን ኣይፍቀድን። ሓቁ አዩ ብልቢ ንዘስተውዐል ኣብ ትግራይ ጅግና ካብ ምኺን ባንዳ ምኺን እዩ ዝኸብድ ብርግጽ ሀዝቢ ትግራይ ብማሰርነት ክኣምን አምበር ብልሰልን ትሕትን ሰባት ከጓኒ ኣይርክብን። አእሞሲከምቲ መሓዛና ዝበሎ ኣብ ትግራይ ጅግና ካብ ምኺን ባንዳ ምኺን እዩ ዝኸብድ። ናይብሓቂ ኣብ ዓለም ጅግና ካብ ምኺን ባንዳ ምኺን ዝኸብደላ ምሬት እንተደኣ ሃልያ ትግራይ እያ። አምበር ትግራይ። ትካል ከራይስስ ግሩፕ ቅድሚ መረፃ ትግራይ ኣብ ዝሰርሖ ፀብፃብ መረፃ ትግራይ መንቀሊ ጎን ከኸውን ከምዝኸእልን እዚ ጠጠው ንምባል ድማ ወይ እቲ ፌደራል መንግስቲ ወይ መንግስቲ ትግራይ ውሳነኦም ከዓፅፉ ከምዝግበኦም ሓቢሩ ነይሩ ትግራይ ሕገመንግስታዊ መሰላ ተጠቹማ መረፃ ንምከያድ አእንትትውስን መንግስቲ ኣብይ ድማ ሕገ መንግስታዊ ጥሕሰት ፈዩሙ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጥቕዓት ከምዝፍፅም ተሓነነ ነዚ ጃህርኡ ድማ ብዙሓት ሊሂቃትን ፓለቲከኛታትን ጦብያ ኢምኸንያታዊ ትንታነ ሂቦም ፅላለ ኣብይ ከቐባብአሉ ፈተኑ ኮይኑ ግን አዚ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ሕገመንግስቲን ዋና ምኸንያቱ መረፃ ትግራይ ኣይኮነን። ትግራይ ናይ ባዕላ ብሄራዊ ሃገረ መንግስቲ አምበር ኣብ ትሕቲ ኻሊእ ሃገር ዝትግበር ብሄራዊ ከልላዊ መንግስቲ ትበፅሖ ካብ ዝግበኣ ቹጠባውን ፖለቲካውን ፀፍሒ ይድርታ እዩ ዝብል ሓሳብ መዘራረቢ ነጥቢ ማሕበራዊ ሚድያ ትግራይ ኮነ ትግራይ ዓዲ ንምኺን ዘኸእሉ ኩሎም ባአታታት ኣማሊኣ እናሃለወት ምስ ታሪኸናን ባህጊናን ምስ ኸብሪታትናን ፀጋታትናን ዘይመሳሰሉናን ዘይንቃደውን ኣህዛብ እንታይ ኢና ንገብር ዘለና። ስዉአ ዘድሐነ ድግና ሀዝቢ ወዲ ኣሉለ ሉላ ይበሃል ኣብ ከሊ ዕድመ ታት ዝርከብ ትግራዋይ መንእሰይ እአእዩ ትግራይ ብጥምረት ስሉስ ሓይልታትክጭዛ ቲቪር ርርርር ወራር ምስተፈፀመላ ሓሪኑ ብወለንትኦም ናብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብ ዝተሰለፉ ጀጋኑ መናእሰይ ትግራይ ሓደ እዩ ኣሉላ ወተሃዳራዊ ልምዲ ኣይነበሮንድምዊ ጥይት ብርሑቕ አምበር ብቐረባ ኣይፈልጦን ይኹን አምበር ከም ብሌን ዓይኑ ዝሪኣ ትግራይ በዞም ወረርቲ አንትትድፈር ከፅመም ኣይከኣለን ኣብ መጀመሪያ ሰሙን እቲ ወራር ናብ ስልጠና ማእኸል ወፊሩ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ስልጠና ኣብ ዉሸጢ ዉሑዳት መዓልትታት ዛዚሙ ብቀጥታ ናብ ከቢድ ኩናት እዩ ኣትዩ ኣብ ግምባር ዕዳጋ ሓሙስ ተመዲቡኣብ ከባብታት ዕዳጋ ሓመስ ፈራዉን ስንቃጣ ነጋሽሸ ኣጉላዕ ሃገረ ሰላም ቆራሮ ገለበዳ ኢሉ እዉን ብርከት ኣብ ዝበሉ ከባቢታት ተምቤን ከበድትን ፈተንትን ዉግኣት ብምስታፍ ጅግንነቱ ኣመስኪሩ እየ ኣብ ከባብታት ተምቤን ይካየዱ ካብ ዝነበሩ ከበድቲን ዕዑቓትን ግጥማት ኣብ ሕምብርቲ ፀላኢ ጠጊጉ ብምእታዉ ኣብ ማእኸል ድፋዕ ፀላኢ ኮይኑ ወረርቲ ፋሕ ጭንግራሕ አእንተእትወሎም ኣብ የማነይቲ አግሩ ከቢድ መዉጋእቲ የጋጥሞ አግሩ ይስበር ዉንኡ ኣጥፊኡ ይወድቕ ኣብቲ ዝወደቐሉ ከባቢ ዝተቀበሩ ፈንጂታት ስለዘነበሩ ፍንጣር ናይቶም ዝፍንጀሩ ቁምብላታት ኣብ ዝተፈላለየ ከፋላት ኣካላቱ ጉድኣት ይበፅሖ ድሕሪ ነዋሕ ሰዓታት ወተሃደራት ኢሳያስ ኣብ ቀረባ ኮይኖም እናተዛረቡ ድምዊ ምስ ስምዐ ናብ ሃለዋቱን ቀልቡን ተመለሰ ሸዑ ኣሉላ ዘለዎ ቦታወተሃደራትፀላኢ ከምዝሓዝዎክርዳአእ ከኣለ ምንም ዓይነት ምንቅስቓስ ከይገበረ ኩነታቶም ከፀናፅን መረፀ አቶም ወተሃዳራት ኣስታት ይኾኑ እዮም ናብኡ ናብ ኣሉላ እናቀረቡ ይመፁ ከምዘለዉ ካብ ወግዖምን ኣረጋግፆኦምን ከስተብህል ከኢሉ ወተሃደራት ኢሳያስ ናብ ኣሉላ ምስ ቀረቡ ። ኣብ አግሩ ብፍላይ ኣብ ካልኦት ኣካላቱ ብዝበፅሖ ቀለልቲ መጉዳእቲታት ከቢድ ቃንዛኣለዎ ምንቅስቓስ ድማ ፍፁምኣይኽእልን ኣብዚ ህሞት ካብ ኣይሂ ቁምብላታት ፀላኢ ካብ መርሸንቲ ወተሃደራት ኣሳያስ ኢሉ አዉን ካብ ከቢድ መዉጋእቲ ብተኣምር ዝተረፈት ትንፋስ ሰኣን ሓጋዚ ኣብ ደንደስ ዕርበት በፅሐት ኣሉላ ኣካለቱ ተዳኺሙ ተስፍኡ ፀልሚቱ ሰብን እንስሳን ኣብ ዝፈንፈኖ ጨረዉረዉ ኣብ ዝበለ ፀምፀም በረኻ ምስ መልኣከሞት ይፋጠጥ ኣሎ ዓይኑ አናረኣየ አዝኑ አናሰምዐ ትንፋሱ ናብ ዘለኣለማዊ ስፍራኣ ንምኻድ ኣብ ትሸባሸበሉ ቅፅበት አቲ ኣብ ደንደስ መስዋእቲ ዝበፅሐ ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ ትንሳኤኡ ዘብስር ሓደ ሰብኣይ ኣማስዩ ደበኸ በሰለ እዚ ሰብኣይ ኣይተ ሓለፎም ይበሃል ኣምላኸ ትግራይ ብፃሕ ግዲ ኢልዎ በቲ ጨረውረው ዝበለ በረኻ ቆሪፁ አእንትሓልፍ ኣብ መገዲ እዩ ምስ ኣሉላ ጎፍ ንጎፍ ዝተራሽከቡ ኣይተ ሓለፎም በቲ ዝረኣዮ ኩነታት ኣዝዩ ዋላ እንተሰንበደ ተጋዳላይ ትግራይ ምኻኑ ምስፈለጠ ግን ካብቲ ካባቢ ርሕቕ ኢሉ ናብ ዝርከብ ሰባት ዘለውዎ ቦታ ኸይዱ ሓገዝቲ ብምፅዋዕ ተሰኪሞም ናብ ቤተ ክርስትያን ወሲዶምዎ ባህላዊ ሐካይም እቲ ካባቢ መዊኦም ንቁስሉ ብመዓርን ጨዉን ጌሮም ብምሕፃብ እግሩ ብክልተ ገፅ ከአሰር ተጌሩኣብቲ ቤተ ክርስትያን ንሹዱሽተ መዓልቲ ፀኒሑ። ነበርቲ አቲ ከባቢ ድማ ዝያዳ ደቆምን ስድሮኦምን ፍሉይ ከንከን አዮም ጌሮምሉ ስጋ አንቃቹሖ ፀባ ደርሆን ካልኦትን ሃነፅቲ ምግብታት ኢሉ አዉን ቁሱሉ ንምሕዋይ ዘገልግሉ መዓር ጨዉ ሻሸን ካልኦትን ዝበሉ ኣድለይቲ ነገራት ብምምላእ ከሕከምን ቁስሉ ከሓዊን ታሪኻዊ ግደኦም ተዋዩኦም ንኣዋርሕ ኣብ ገዝኦም ሓቢኦም ቀለቡን ሕከምንኡን ብኣግባቡ እናተኸታተሉ ፀላኢ ናብቲ ኸቢቢ አንትመፅእ ወይድማ ኣብቲ ከባቢ ዉግእ አንትግበር ናብ ስዉር ቦታ አናወሰዱ ኣብ ደንደስ መስዋእቲ ዝነበረ ተጋዳላይ ሂወቶምን ሂወት ስድርኦም ኣብ ሓደጋ ኣዉዲቐም ሂወት ለጊሶምሉ ደሓር ቁስሉ ምስ ሓወየ ድማ ነበርቲ አቲ ከባቢ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ናብ ዝነበርሉ ቦታ ንመዓልቲታት ብቓሬዛ ተሰኮሞም ኣብሖምምዎቻ ህዝቢ ትግራይ በቢመዓልቱን በቢከባቢኡን ከምዚኦም ዝበሉ ተመሳሳልቲ ቅያታት ከምዝፍፅም ምንም ዘጠራጥር ኣይኮነን ምኸንያቱ ህዝቢ ትግራይ ንፍትሓዊ ቃልሲ ንምድጋፍ ንድሕሪት ዘይብልን ኣብ ልዕሊኡ ዝፍፀም ወራርን ኣሜን ኢሉ ዝቅበል ህዝቢ ስለዘይኮነ እዚ ሓያልነት ፅንዓት ትረት ተቓላሳይነት ብልሓት ተፀዋራይነትን ብሄራዊ ስምረትን ህዝቢ ትግራይ ቁልጭ ኣቢሉ ዘርኢ ኣብነት እዩ ህዝቢ ትግራይ ንተጋደልቱ ዝሕብሕብ ዝሕከም ዝቐልብ ኢሉ እዉን ጅግንነትን ትብዓትን ዘዕጥቕ ቃላይ ጅግንነትን ትረትን ተጋዳላይ ትግራይ አዉን ብግዲኡ ብሚሒር ፍቕሪ ህዝቡን መሬት ዓዲ ኣቡኡ ዝነደደ ሓልዮትን ድጋፍን ህዝብና ስንቂ ቃልሱ ጌሩ ዝርዳአን ንክብሪ ህዝቡን ዓዱን ዝዋደቕ ሓለል ጅግና ሓበን ህዝቡን ህዝቢ ትግራይ መዋእሉን ታሪኹን ቃልሲ እዩ ኣብ ዘይዛሪ ዑደት ቃልሲ ምስ ባዕዳዉያን ወረርትን ምስ ናይ ዉሸጢ ጎበጥቲን ገጢሙ አልፊ ኣአላፍ መስዋእቲ ከፊሉን ይኸፍል ኣሎን ህዝቢ ትግራይ አንትቃለስ ምአንተ ህልዉንኡ መሬቱ መንነቱን ሓርነቱን እዩየ ድሌቱ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ንምፅዓን ኢሉ አዉን ብዋጋ ከልኦት ህዝብታት ረብሕኡን ህልዉንኡን ንምዉሓስ ሃቂኑን ተንቀሳቂሱን ኣይፈልጥን ስለዝኾነ ድማ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ሻዕ ፍትሓዊ እዩ ዓርስኻ ናይ ምከልኻልን ካብ ወፅዓን ወራርን ሓራ ንምዉፃእ ዝግበር ዝነበረን ዘሎ ቃልሲ እዩ። ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብዘዉረድዎ ግፍዒ ህዝቢ ትግራይ ኣይተሰኮነን ኢዱ ኣይሃበን ብዝወረዶ መወዳደርቲ ኣልቦ በደል ኣይተምበርከኸን ብፀገምን መከራን ኣይተሓለለን የግዳስ መዓንጥኡ ሸጥ ኣቢሉ ኣብቲ ህዝባዊ ቃልሲ ረጊጉ ታሪኻዊ ቅያ ይፍፅም ኣሎ በዚ መሰረት ንጅግና ሰራዊት ትግራይ ዱልዱል ደጀን ብምኻን ማለት አዉን ስንቂ ብምቅራብ ሓበሬታ ብምሃብ ዉጉኣት ብምልዓልን ብምሓብሓብን ብሓፈሻ ድማ ትግራይ ንወረርትን ጎበጥትን ረመፅ ብምግባር ኣብ ምሕፃር ዕድመ ፀላእቲ ታሪኻዊ ግቡኡ ኣብ ምፍፃም ይርከብ ህዝቢ ትግራይ ንፍትሓዊን ህዝባዊ ዕላማ ንዝተሓንገጠን ቃልሲ መስዋአቲ ንምኸፋል ድምብርፅ ኣይብልን ኣካል እቲ ቃልሲ ንምኺን ዓይኑ ኣይሓስን ኢሉ እዉን ወለም ዘለም ኣይብልን ፍትሓዊን ህዝባዊን ኡሉ ንዝኣመነሉ ቃልሲ ድማ ኣሸሓት ኣሉላታትን ሓለፎማትን ኣዕሲሉ ባዕሉ ቀላሲ በዓል ዋና ተጋዳላይ ደጀንን ሓበንን ኮይኑ ይቃለስን ይዕወትን ዓወት ንቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል ሓከነኙቪቢ ክነኣንሣ ብሂል እዩ በዓል ሓለንጊ ምዕሩግ በዓል ከብሪን በትርን ከም ማለት እታ ሓለንጉ በትረ ስልጣን ሓላፍነትን ማሕበረ ፓለቲካዊ ኣውራነትን ድማ ተተምብህ ወለድና አከለ እኮ በዓል ሓለንጊ እዩ እንተይሎም ርኹብን ህቡብን ንዝኾነ ሰብ እዩ ብሓለንጎም ዓዶምን ዓውዶምን የኸብሩ። መናፍስቲ አምበር ከም ሃገሮም ኣብ ትሸዓተ ወርሒ ወላድ ኣብ ማአሳ ዝሓረሰቶም ፍጥረታት ኣይኮኑን በሰ ኣብ ሰረገላ ፅውፅዋይ ተዓምሪቹቐ መስሓቕ ዓዲ ኮነ ብፍላይ ካብቶም ብኣውራነት ዝቹርሑ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ስሒሉ ዘውፀኦም በላሕቲ ተጋደልቲ ሓደ ዝኾነ ስውአ ጅግና ተጋዳላይ ሜ ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ንወታደራትስ ይትረፍ ነቶም ምኩሓት ጀነራላትን መኮነናትን ፋሺስታዊ ሰራዊት ደርጊ ስሙ ጥራይ እንትለዓል ዘበርግግ ናይማን መርዐዲ መንፈስ ኮይኑ ነበረ ዳሕራይ ብስሩ እውን ህወሓት ብናታቶም ብህለት ወያኔ ንፐሮፓጋንዳ ዝፈጠረቶ ናይ ሓሶት ወረ አምበር ሓየሎም ዝበሃል ሰብ ብጭቡጥ የሰን ከብሉ ነታ ብዘየናሕሲ ወያናይ በትሩ ዝሰምበረት ነብሶም ከዐሸውዋ ተረኣዩ ኣብ ሓደ መፅሓፍ ተኺቲቦም ዝረኸብከዎም ብዛዕባ ጅግና ተጋዳላይ ሓየሎም ኣርኣያ ዝጥምቱ ሕልና ወታደራት ፋሺስት ደርጊ ካብ ዝመልኡ ግመ ሓሳባት ፍሽኸ እተብል ሓንቲ ኣብነት ከውከስ አዋኑ ኣናብስ ተጋደልቲ ደቂ ህዝቢ ንትግራይ ካብ መንጋጋ ፀላኢ ሓራ ኣውዩኦም ናብ ማእኸል ዓዲ ኣብ ዝግስግሱሉ ቅነ እዩ ኣብቲ ግዘ ካብ መርሳ ናብ ውጫሌ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ንሓየሎም ከቐትል ልአኸቶ ሒዙ ነጋዳይ ብምምሳል ብለይቲ ሸቐጥ ዝፀዓና ኣአዱግ ዝኩከብ ዕሱብ ኣብ ከባቢ ውርጌሳ ተራእየ ምስ ተረኛ ሓለውቲ ኬላ ደርጊ ተረዳዲኡ ብዛዕባ ሓየሎም ዝፈልጥዎ ሓበሬታ ክነግሩዎ እንትሓቶም ድማ ኩሎም ካብ ዝሰምዑዎን ዝግምትዎን ብዙሕ ሃተውተው በሉ ካብኣቶም ሓደ ሀየፅሰም በአይን ይታያል አሚባለው አንኳ አላምንም እንደሚነገረው ሀየሎም ማለት የዲያብሎስ አጎት ነው አስካሁን ጥላውን አንጂ ስጋውን ያየ የለም ከማይዋሸ ሰው ነው የሰማሁት ሲሄድ አይታይም ከነ አካሉ የሚታየው ለጥቂት ሰዎች ብቻ ነው በተቀረ እንደ አውሎ ንፋስ ነው እየተሽከረከረ አሚዋጋው እንደውም እየተሸከረከረ ሲመጣ ወታደሮች ተኩሰው አቁስለውታል ከአውሎ ንፋሱም ደም ሲንጠባጠብ የማይዋሸ ሰው በአይኑ አይቶ ነግሮኛል ይብል ብጥረኣ ንእግረ መንገደይ ድማ እቲ ንሓየሎም ከቐትል ዝተልኣኸ ፅሱብ ኣብታ ሸዓ ለይቲ ኣብ ኢድ ሓየሎም ወዲቹ ንፅባሒቱ ብራድዮ ድምዊ ወያነ ትግራይ ሓጥያቱ ክናዘዝ ከምዝተሰምዐ ክነግረኩም አዚ ወነ ፀላኢ ዝሰልብ መሪር ወፅዓን ፅንኩር ቃልሲን ዝወለዶ ተሪር ስብአና ድማ ኣብ ልቢ ሕድሕድ ተጋዳላይ ትግራይ ዝስማዕ ድሙቅ ህርመት ነበረ ምኽንያቱስ ገደል ቁልቁለት ረጋሕ ዓቐበት አምባ ኩርባ ሽንጥሮ ታባ ዘየሰኩኖም ሰብ ሓሂን ብርኪ ፃምእን ጥሜትን መቹሰልትን ሞትን ከባ መሸምብባ ረሽራሽ ዳርባ ቁምብላ ቡምባ ድምብርዕ ዘየብሎም ብኣፍ ኣቲዎም ብኣፍንጫ ዝወፁ ዘይዕኮት ትኪ ስለዝኾኑ ሸርሒን ውዲትን አድኖን ጥጥኖን ዘይሓልኮም መዝረን መብረን ዘየሸብርኾም በዓል ፅኑዕ መትከል በዓል ቅኑዕ መስመር ዝኾኑ ተጋደልቲ ይትረፍስ ተደፊኦም ከፈርሱ ሓንሳብ ትንዕ ኢሉም ክልተሻብ የውድቹ ንሳቶም ግን ድማስ ዓቃላት ከም መሬት ሸኸሞም ዘይኸብዶም ዘይተንከዮም ዘይትንከው አንተተንኪፎም ግን ናይ ሓይሊ ሓይሊ ኣቦኡም ብግስሚት ሓነግ ኣቢሎም ደም የብከየዩ ወለዶይ ድማ ኣሎ ነታ ወየንትን ተጋደልትን ወለዱ ግብሪ ደም ኸፊሎም መባአ ህይወት ወፍዮም ዘጠጥዕዋ ተኸሊ ወይኒ ትግራይ ካብ ሱራ ከምሕው ምስ እልፊ ጋዕ ገልጠሞምን ዘረይቶምን ኣብ መረበታ ዝሰፈሩ ኣንበጣታት ኣብ ዝኾዓትዎ ጉድጓድ ይቐበር ንሶም ካብ ኣቦታቶም ኣይሐሹ ንሕና ካብ ኣያታትና ኣይንንአስ ኢሉ ዝጨረሐ ትንታግ ወለዶ ዘበነይ በኣርባዕቲኡ ኣንፈት ዝመፁ ደመኛታቱ ደም ከትፈኦም ዓለም ትርኢ ኣላ አቲ ካብ ኣያታተይ ኣይንእስን ኢሉ ዝኾርዕ ተባዕ ተጋዳላይ ትግራይ እማኑ ኣይንእስን ትምከሕቲ ዘይፈቱ ኾይኑ እምበር ሓለፋ እኳ ይህልዎ አንተ አቶም ካብ ኣቦታቶም ዘይሐሹ ወረርቲ ግን በትሪ ቁጠዐ ሓይሊታት ምከልኻል ትግራይን ምልሻ ትግራይን ፀላዕላዕ ምሰበሎም ከይወሰኹ ከይነከዩ ፅውፅዋይ ኣያታቶም ንፈላጢ ውሸጢ ከደግሙ ይስምዑ ስንሞትእንጂ ሲመቱንአይታዩምከመቱጭንቅላት ከሳቱደረት ነው ከወገብ በታች አይመቱምእነዚህ ልዩ ሀይል እሚባሉት ጭራቶች ግን ሰዎች ናቸው።